ደሃይ ካብ ኤርትራ
ግፋ ባኒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ሹቕ፣ ከባቢ እንዳደርሁ፣ ወተሃደራት ከተማ ብምውፋር፣ ኣብ ጽርግያ ንዝሽየጥ ዝነበረ ባኒ፣ ክገፍፍ ውዒሉ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባኒ ብመቝነን ከም ዝሽየጥ ስለዝገብሮ፣ ስድራቤታት ከኣ እቲ ብዓቐን ዝወሃበን ባኒ ስለዘይኣኽለን እየን
ግፋ ባኒ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ ኣስመራ፣ ሹቕ፣ ከባቢ እንዳደርሁ፣ ወተሃደራት ከተማ ብምውፋር፣ ኣብ ጽርግያ ንዝሽየጥ ዝነበረ ባኒ፣ ክገፍፍ ውዒሉ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ባኒ ብመቝነን ከም ዝሽየጥ ስለዝገብሮ፣ ስድራቤታት ከኣ እቲ ብዓቐን ዝወሃበን ባኒ ስለዘይኣኽለን እየን ካብቲ ናይ ጽርግያ ክገዝኣ ዝግደዳ ዘለዋ። ኣብዚ እዋን’ዚ ንሓደ ኩንታል ፊኖ 3400 ናቕፋ በጺሑ ከምዘሎ ይፍለጥ። ነዚ ወተሃደራት ከተማ ህግደፍ፣ ክልተ ኣይስዙ ዝዓይነተን መካይን ኣኸቲሎም፣ ምስ ደኻታት ኣብ ጽርግያ ዝገብሩዎ ዝነበሩ ምጕያይ ዝረኣየ ህዝቢ፣ “ ንደምሒት ክኾኖም እዮም ዝወስዱዎ ዘለዉ” እናበለ ከባጭወሎም ውዒሉ።
ብጃምላዊ ሞት ተማሃሮ ቁጠዐ ህዝቢ ኣይዘሓለን
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ነቲ 30 በጺሑ ዘሎ ሞት ናይቶም ንሳዋ እናኸዱ ኣብ ጥንቁልሓስ ከባቢ ከረን ጸዲፎም ብጃምላ ዝተቐዝፉ ዕሸላት መንእሰያት ተገዳስነት ዘይምርኣዩን ኣዛራቢ ኮይኑ ‘ሎ። ህግደፍ ነቶም ብሰንኪ ሸለልትነቱ ዝጠፍኡ ተመሃሮ ስነስርዓት ቀብሪ ክገብረሎም ዝተጸበየ ሰብ ‘ኳ እንተዘየለ፣ ነቲ ጉዳይ ንዕቀት ህዝቢ ብዘርኢ ብድዐ ምሓዙን ግን ንህዝቢ ኣቖጢዑዎ ኣሎ።
ኣበሳታት ክረምታዊ ማእቶት
ብስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ክረምታዊ ማእቶት ተዋፊሮም ዘለዉ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ፣ ክትገልጾ ብዘሕንኽ መንገዲ ይበላሸዉ ኣለዉ። ስኽራን ደቀንስትዮን እቶም ኮተቴን ኣብ ከከባቢኡ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፣ ህዝቢ ኣንታ እዚ ስርዓት ‘ዚ እንታይ እዩ ከርእየና ኢሉ የማርር ኣሎ። እቶም ኣብ ዘይበሰለ ዕድሚኦም ካብ ስድራኦም ተኸዊሎም ወፊሮም ዝውዕሉ ተማሃሮ፣ ዓበይቲ ኣሕዋቶም ‘ውን ኣብ ከባቢኦም ስለዘየለዉ፣ ሰኺሮም ክምለሱ ምርኣይ ልሙድ ኮይኑ ኣሎ። ከምቲ ስርዓት ደርግ ተተሓሒዙዎ ዝነበረ ሜላ፣ እቶም ተማሃሮ ኣብ ፖለቲካዊ ሕቶታት መታን ከየድህቡ ‘ሞ መመላእታ መናውሒ ስልጣን ክኾኖ ነቲ ጉዳይ ብሸለልትነት ይርእዮ ምህላዉ ብምጥቃስ ‘ውን ዘስቆርቍሩ ሰባት ኣለዉ።
ኢንጂነር ፕረዚደንት
ከምቲ ቀደም ዘግብሮ ዝነበረ ናብ ካልእ ዞባታት ካብ ምምልላስ እግሩ ኣሕጺሩ ዘሎ ኢሳይያስ፣ ናብቲ ኣብ ዓዲ ሓሎ ዝብሃል ከባቢ ዝስራሕ ዘሎ ዲጋ ክመላለስ ይረአ ‘ሎ። ንኣረጊት ሽጣራ ኢሳይያስ ዝተገንዘቦ ህዝቢ ግን፣ ኢሳይያስ ኢንጂነራት ሰጒጉ ምስ ስድራቤቱ ዝመላለስ ዘሎ፣ በይኑ እንድዩ ዝሰርሕ ዘሎ፣ ሓጋዚ ስኢኑ እምበር ተባሂሉ ሓላዪ ሃገር ተመሲሉ ከደናግር ዝገብሮ ፈተነ ምዃኑ እናበለ የዕልል ኣሎ።
aba_chegora August 9, 2014
i dont understand the relevance of this kind of news.
Asghedom Woldeghiorghis August 9, 2014
Why abba- abbachegira? Sre you normsl
Selamawi' August 9, 2014
Maetot and Agelglot are not meant to protect the nation but to destroy the social, cultural and religious values of the our society. This purposely designed, and it never been intended to build the nation,
God save us all from the beastly organization,deceitfully called pfdj.
ኣርዓዶም August 9, 2014
እዛ ናይ ሎሚ ዜና ቕንዕቲ፡ እቲ ባኒ ምምንጣል ካብ ድካ ህዝቢ ሎሚ ሓድሽ ዜና ኣይኮነን። እንተ እቶም ` ተማሃሮ ብስኽራን` ወዘተ ዝብል ግን ነዚ ዜና ጸያቒ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ምኽንያቱ በቲ መግቢ ባኒ ዝብላዕ የለን እንዳበልና፡ በቲ ብስኽራን ሃለዋቶም ኣጥፊኦም ዝብል ከመይ ክጋጠም ይኽእል። ዘስክር ተተረኺቡ ጥምየት የለን ማለት ኢዩ። ልክዕ ኢዩ ዋላ ብሰራውር ናይ ገረብ ጸሚቑካ ዘስክር ክትሰርሕ ትኽእል፡ ከም ኡ ውን ዝኾነ ኣልኮላዊ ነገር ኣብ ጥራይ ከብድኻ ምስ ዝስተ ዋላ ብውሑድ ዓቐን ይኹን ስኽራን ክኸትል ይኽእል። ግን ኣብ`ዚ ዜና፡ እቲ ዘስክሮም ነገር ኣይተገልጸን። ብዘይካ ከም ዝሰኽሩ እምበር ዘስክሮም ዓይነት መርዚ ኣይተነግረን። ስለዚ ብሓፈሽ ኡ ይሰኽሩ ኣለው ተይልካ፡ ኣብ`ቲ ሃገር ጽጋብ እምበር ጥምየት ከምዘይሎ ኢኻ ትትንትን ዘለኻ ማለት ኢዩ።
Asghedom Woldeghiorghis August 9, 2014
Aradom, alcohol during the Gedli time was coled Dunu Dumu, they drink Dumu Dumu what do you think they drink, just to loose time.
dani August 11, 2014
Ayeeeee nat timet sekran webe alo zarkay haaas
dani August 9, 2014
Some of those who are giving irresponsible comments should thin many times before they posted their comment on this page. Apart from this, the Eritrean people is living under barbaric regime who does not care about the death and hunger of the people. Eritreans are dying in within their country and out of their country. Now all we need to stand as one to end the death and suffering of our people. I do believe that all Eritrean citizens to have a peaceful, unified and strong country. Now days abnormal things are becoming normal in our country. The leadership in our country is working for the disintegration and destruction of the country and its people. God bless to the Eritrea and its people.
Hawkum Daniel
nebiat asmorom August 9, 2014
Assena is the worst social media on earth, you don’not have credible media not capable to produce credible news all news, broadcast is a lie very unrealstic
selam August 10, 2014
let’s not be troubled, the Dictator Esayas Afewerki is already exposed and the Eritrean people knows him very well that he is a murderer from the very beginning, his plan is not to unit and build Eritrea but to stay a little more in power by ‘ divide and conquer ‘ dirty politics. But the clock is ticking he got very few days. We Eritrean will win our freedom back.
Tesfu Kbrom August 10, 2014
ንዝኾነ ዜና መጎት ክነትሕዝ ኣይንፈትን። ኣብ ድኻ ሃገር ስኽራን የሎን ዝበለ መን እዩ? እኳ ደአ ኣብ ሓደ ፍትሕን ሰላምን ዘይብሉ ሃገር እዩ ስኽራን ዝበዝሕ። እቶም ዝሰኽሩ ድማ ከብዶም Bትሙዩ እዮም ዝሰኽሩ። ኣብ ዓዲ ሃብታማት ድማ ተረፍ ጽጋምቦም ሰኺሮምስ መኪና ብምዝዋር ከኣ ተጋጭዮም ይሞቱ። ስለዚ፡ ዝኾነ ግጉይ ዜና ተዘርጊሑ እንተ ርኢና፡ እዚ ጌጋ እዩ ከምኡ ከም ዘየኮነ ባዕለይ ኣረጋጊጸዮ እየ ምባል ቅኑዕ እዩ። ካብኡ በለ ትም ኢልካ ከመይ ኢሉ ይኸውን ምባል ንኣሰና ካብ ዘሎካ ጽልኢ ተበጊስካ ኣጽሓፍ እዩ።
ኣርዓዶም August 10, 2014
ተስፉ ክብሮም
ስማዕ ስማዕ ኣይበሉኻ፡ ኣስተውዒልካ ተዛረብ። ኣነ ኣብ ኣሰና ጽልኢ የብለይን እኵድኣ ሓደ ካብ ደገፍትን ኮንትሪባቶርን ኣሰና ኢየ። ኣነ`ውን እቲ ከስክር ዝኽእል መርዚ ዘይተፈልጠ ብምዅኑ ተዘይኮይኑ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዘየስክር ነገር የሎን ኣይበልኩን። እቲ ጠንቒ ኣሰኻኽራውን ጠቒሰዮ ኢየ።
እምበ ኣርከስ ስኽራን የሎን ዘይኮነስ ዘስክሮም ዘሎ ገረብን ቖጽልን እንተተጠቕሰ ዝያዳ ምበርሃልና። ንሱ ድማ ኣልኮል ከይንብሎ ኣብ ሃገርና እቲ ኣልኮላዊ ዊስኪን ካልእን ናይቶም ገዛእትን ገፋዕትን እምበር ናይቶም መሳኺን ህዝብን ተማሃሮን ከምዘይከውን ኩልና ንፈልጦ ኢና። መግቢ ዋላ`ውን ቢሒቕ ተፈትሹ ከም ዝግፈፍ`ውን ሰሚዕና ኢና። ስለዚ ብዓብላሊ ሰኪሮም ክንብል ከለና ነዚ ዝጠቐስክዎ ሕጽረታት እንዳፈለጥና ነቲ ዘስክሮም ነገር ወይ ቖጽሊ መጽሊ ምዅኑ ዘይሰሓት እኵ እንተኮነ ክትቐስ ከሎ ግን ዝያዳ ይምረጽ ንማለት ኢዩ። ተዘይኮይኑ ኣነ ኣንጻር ኣሰና ኣይኮንኩን ኣይነበርኩን`ውን።
sina August 10, 2014
ዓርዓዶም
ካብ ዓዲ ኣረቂ መሊኡ ኣሎ። ኩሉ ሰብ ብኣረቅን ጅንን እዩ ደንዚዙ ዘሎ። ቢራ መቁነን እዩ። ሰዓት ሽዱሽተ ተጀሚሩ ሰዓት ሽዱሽተን ፈረቃን ይውዳእ። ዊስኪ ናይ ሃብታማትን ሰበስልጣን መስተ እዩ። ናይ ወጻኢ ቢራም እንተተረኺቡ ናቶም እዩ። ብዘይ ገደብ ሙሉእ መዓልቲ ዝሽየጥ ግን ኣረቅን ጅንን እዩ። እቲ ባህላዊ ስዋ’ን ኣይርከብን እዩ ዘሎ። መንግስቲ ንኣረቅን ጅንን ብገፍ ክፈሪ ኣፍቂዱ እዩ። ኣቶ ዓርዓዶም ሕተተሉ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ።
Sennai Ogbu August 10, 2014
They are calling him the “Over Benefitted Flag Man” in Asmara.
teddy August 10, 2014
tesfa zelewo aysekirin eyu tesfa mis seanka ab sikran ebdan tikeyd slezi azeraribaka tsbuk yelen aba chegora ente tsbuk yinebru alewu aymisekerun tesfa slezeyele gn nab kemu atyom bani tesaenu alkol gin ab zidelekayo eyu zirkeb weys niska kulu gize kebdika melieka sletseti temika nay tesfa mukrats kem ziste resieka aye aba chegora
mrs Eritrea August 10, 2014
Amanel hasawi hasawi kulu tiblo tewedika bzuhat beteseb alewna ab sawa sekarim gin aykonun mis smeriwata hawiskayom keytikewin iske hansab hansabis xibok tezareb snta weyto nay weyanay komal
TSELOT August 10, 2014
mrs Eritrea, VERY TRASH