Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደሃይ ካብ ኣስመራ

ኣውቲስታ ናይቶም ሞይቶም ዘለዉ ሰለስተ ሰበስልጣን ምስኣቶም ከምዝሞተ እንተኾነ፣ ተራ ኣባል ስለዝኾነ ህግደፍ ክዛረቡሉ ከምዘይመረጹ ኣብ ኣስመራ ይወረ ኣሎ። ብ ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም

ኣውቲስታ ናይቶም ሞይቶም ዘለዉ ሰለስተ ሰበስልጣን ምስኣቶም ከምዝሞተ እንተኾነ፣ ተራ ኣባል ስለዝኾነ ህግደፍ ክዛረቡሉ ከምዘይመረጹ ኣብ ኣስመራ ይወረ ኣሎ።

ብ ሜጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝኮነ ኣቶ መዋእል መዓሾ ብዛዕባ ኣብ ስፖርት ኮምሽን ጣልቃ ምእታው ኣብ ቅድሚ ፈደረሽናት ብ ግህዶ ስለዝተዛረቦ ካብ ስርሑ ብምስጓጕ፣ ምስቲ መንግስቲ ኣብ ፈደረሽናት ኢዱ ከየእቱ ዝኽልክል ሕጊ UCI ብዝጻረር መንገዲ ሓደ ‘ድቢ’ ብዝተባህለ ተራ ኣባል ተኪእዎ ይርከብ።
ብተወሳኺ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ሃገራዊ ፈደረሽን ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ ምስ ደቡብ ሱዳን ንዝህልዎ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ መጻረይ ዋንጫ ኣፍሪቃ ብ ኣሰልጣኒ ነጋሽ ተኽሊት ትምራሕ 27 ኣባላት ዘለዋ ጋንታ ኳ እንተመረጸ ብስፖርት ኮምሽን ባጀት ስለ ዝተኸልአ ልምምድ ካብ ምክያድ ደው ኢሎም ዝርከቡ።
ብተወስኺ ኣብ ውሽጢ ኣሰራርሓ ሃገራዊ ፈደረሽን ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ መንግስቲ ህግደፍ ብ ስፖርት ኮምሽን ኣቢሉ ኢዱ ብምእታው፣ ነቲ ዓመታዊ ንመካየዲ ስራሕ ተባሂሉ ብ FIFA ዝወሃብ 250,000 ዶላር ንምቍጽጻር ክጥዕሞ መታን ሓቂ ንዝተዛረቡ ሰራሕተኛታት ናይቲ ፈደረሽን ሓላፊ ክፍሊ ዳንነት ኣቶ ዳንኤል ዘመንፈስን (ሸሪፎ) ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ኣቶ ኣኽሊሉ ሃይለን ስርሖም ደው ከብሉ ክእዝዞም ከሎ፣ ሓላፊ ዳንነት ኣቶ ዳንኤል ን ሓደ ዓመት ሙሉእ ደመዙ ተኣጊዱ፣ ሓላፊት ፋይናንስ ዝኮነት ኣልጋነሽ ድማ ካብ ስርሓ ተባሪራ ከምዘላ ተፈሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
26 COMMENTS
  • ERITRAWIT March 22, 2014

    Isaias changing his tricks from heart disease or handebet mot to car accident where is nay meda jegnnet??????

    • daniel March 22, 2014

      Just wait few days before you make an assumption

      • Yohannes March 23, 2014

        Dani let us wait few days, rest assure we will hear another death. Who might be on the list? Sebhat? Zemhreat? China? Let’s wait and see! Let him kill them one by one. They are all CANCER of Eritrea. Let all of them go to hell. Jeganu nerom, really?

      • ERITRAWIT March 23, 2014

        Nkalot da zeyrekbom eu ezey kulu hadegatat ab meda tewerwary rekebato ezey rekebwo hejeka mekena do handebet do.

  • Solomon March 22, 2014

    Degim nehna feredi aykonan nskum ab adi Ezgiherkum kid Amlak baelu yetsebasebkum ember
    Ab alem enkelekumsi gehanem arekuman aekum entay mequanu elamamkum ewein tefinua.
    Kulu tezaz nay halafikum fetsemti ekum nerkum ember nay hizbkumsi aykonkumnin.
    Kulu azaba ab alem areikumnan ab alem zeterefu betsotkum ewin yereyuna alewu.
    Kab merahikum Isias jemirkum neana n Eritrawian netom leili kalei zekbernakumin zefkernakumin ahwatna mentana tesewiom
    elna leili zekona zereanakum kabakum zerekebnayo.

    1.Hagerawi agelglot elkum hagerawi barinet ableilena awijkum bareyu gerkumna.
    2.Abzeyedli qiunat wewelikum gedayat nay motin senklinan gerkumna.
    3.Gorazu ahwatna gegefifkum merweyi semitkum gerkum geday zeyedli tinsin himama HIV gerkumen.
    4.Weledna defirkum kemzey weledukum abey zeneberu elkum ahsirkumomn asirkumomn.
    5.Ab 5 kurnae nay ale fah betin kemnibil gerkumna.
    6.B awrajan haymanotin zeyneberena feleiley aetikumlna.
    7.Ab gezae meretnan adinan bewereket menkesakesi kemninkesakes gerkumna.
    8.Ab bahrin medrebedan kemnitefie gerkumna.
    9.Ab serawit bezekewin zeykewin mekniyatat reshinkumna.
    10.Ab adina serehna keyninebir kelkilkumna atmikumna atselmitkumna.
    11.Be awrajatat felelikuman dekmetkum metan keylile.
    12.Senkulut reshinkum
    13.Kewam meiwaj abikum.
    14.Bbelabelwo anafiskum meknyatu bezeyfelet bezuhat haleftin teran Eritrawian reshinkum.

    Slezi nskum neana nehna neakum welahantina aykonkumna.
    Lomi dema ab nehadhdkum telaeilkum.
    Amlak nay hzbi Eritra gin ab botu alo nebeat nay hizbi ewin yereyo alo gezyekum dema yekerib alo.
    Hzbi bedehrekum kemti nskum teblwo zeykone beselamin rahwan zenebreu gezye yemetse alo emo nskum
    nadi kulna hzbi Eritra nab rahwewu.
    Dehan kunu.

    Solomon

  • solomon March 22, 2014

    Ata solomon enitay zereba eki tizareb zeleka weday.busul tezareb

  • abdu March 22, 2014

    This is the same case; as one of Eritrean business man by the name Mahammed ; the owner of OMO factory who refused to kiss the dictator’s behind and later got killed delabratly by some of his slaves and claimed it was car accedent .
    So; in the generals case is the same old trick in order for him slowly to united us with Ethiopia. One thing it has remeberd is most or a lot of generals and a little smaller rank are headache for the dictator ; he still can’t do completely and absoultly as he wishes ; because of dekebat Eritrean generals still they will ask themselves what’s going on.

    • ተወልደመድህን March 22, 2014

      ኣብ ከባቢ 1994-95 ኣቢሉ፡ሓደ ገዲም ተጋዳላይ ወዲ ሰምሃር ኣብ ከባቢ ጋሕተላይ ልክዕ ከምዞም ሰለስተ ሰባት ናይ መኪና ሓደጋ ኣጋጢሙዎ ሞይቱ ተባሂሉ።ሽሙ ኣይዝከረንን ግን፡ኣብ ከባቢ ዓጎንቦሳ ከምዝተወልደን በዓልቲ ቤቱ ኣልማዝ ከምትበሃል ይዝክር።ስለዚ ኩሉ ንሰምዖ ዘሎና ስለንርስዕ’ምበር ቅድሚ ሕጂ ዘይተገብሩ ኣይኮኑን።

      • ahmed saleh March 22, 2014

        Bedehri naxenet hasisom zeneberu
        Generalat bimekina hadega …… ,
        now think deep on all direction of
        this scenario .
        Doesn’t it smell fishy not to beleive
        their account in this case? I do !

  • ahmed saleh March 22, 2014

    HGDF ashashu think only men with rank & file have a value of life to ignore the fourth dead person existence.
    Kab kedemu ke hade uwala kab meAs kibret wedi seb aflituwo.

  • Yerhiwo March 22, 2014

    Wedi Medhin Berad the dictator with his cousins Kisha and Monkey is killing them one by one! I hope next will be Sibhat Golfo, Filipos, Mangus “Funti” and Col. Tesfalidet the killing machine! The mad dog is killing Dekebat Eritreans slowly!

    Kisha, Monkey and DEMHIT will take over the power from Dekebat Eritreans!

  • SAVING YOUNG ERITREANS March 22, 2014

    ጓድ መንግስቱ ሃይለማርያም፣ሕርር ድኣ በል እምበር ህዝቢ ኤርትራስ ድሌቱ ረኺቡ እዩ

    ኣብኣ ድኣ መንግስቱየ፣ኣብታ ዚንምባብወ ቪላኻ ኴንካ ሕረር እምበር ህዝቢ ኤርትራስ እቲ ንነዊሕ ጊዜ ሃረር ክብሎ ዝነበረ ነጻነቱ ረኺቡስ ኣብ ኤርትርኡ ይነብር ኣሎ።ማለት መባዛሕትኡ ኣብ ትሕቲ መሬት እዩ ዘሎ፣ግን ዝሓልዩልና ተጋደልትና መታን ክይንቖርር ኢሎም ኣቕሪቦም እዮም ኣብኡ ኣስፊሮምና።
    ይዝከረካ ዶ ንፈትዎ ህዝብና ህዝቢ ኤርትራ፣ሸፋቱ ኣጋግዮሞ እዮም እምበር ምሳና እዩ ኢልካ ሃገረሰባት ስርናይ ክትዕድል ፧ እቶም ክቡራት ተጋደልትና ግን ነቲ ሃገረ ሰብ ኤርትራዊ፣ደርጊ ኢትዮጵያ ትቕደም ዘብል ስለ ዝነስነሰሉ ሓጺብኩም ድኣ ብልዕዎ ስለ ዝበለና፣ሓጺብና ንበልዖ ኔርና፣___ካብ ኣፍ ቆለውዕና ተሓዲግና ድማ___ብኳደረ ተኣዚዝና ተጋደልቲ ቀልቡ ስለ ንብሃል፣መብዛሕትኡ፣ ተጋደልትና እምበር እቶም ቅምሱላት ቆለውዕና ኣይበልዑዎኒ።ስለዚ ብተዘዋዋሪ ተጋደልትና ኢዮም ዝበልዕዎ ኔሮም።ና___ና__ና__ቡ ቡ።
    ድሓር ንተጋደልትና ሸፋቱ ኢልካ ክትጽውዖምሲ ንስኻ መን ኢኻ ፧ ምግብን ማይን ሓለዋን ክብረትን ምቅብጣርን ስለ ዝሃብካና ብእኡ ንሕጎስ መሲሉካ ድዩ፧ እንታይ፧ ንሕና ኤርትራውያን ዓዋናትን ዝሕሾም ዘይፈልጡን ዲኻ ትገብረና፣ኣንታ ቆንዳፍ ሓበሻ።ኣንሕና ኤሪትርዩን ሙሽ ሓበሺ___፡
    ኣንታ ቀጣፊ ደርጊ ፣ ተጋደልትና፣
    – ካብ ሃገረሰብ ዝርከብ ህዝብና ምግቡን ደቁን ብሓይላዊ ፍቕሪ ስለ ዝወሰዱሉ፣ዘየድሊ ብርቱዕ ሕቶ ዝሓተተ ለይቲ መጺኦም ጨውዮም ናይ ዝቐተሉን፣
    – ካብ ከተማታት ክቃለሳ ንዝኸዳ ደቀንስትዮ__ጀዋሲስ ከይትኾና ክትምርመራ ኣለክን ኢሎም ኣብ ዕጹው ክፍሊ ኣእትዮም__ኣጎምቢሖም ፍቕሮም ናይ ዘርኣዩን፣
    – ነተን ካብ ንእዲ ሕጽኖተን ዘውረድወን መርዑት ሃገረሰብ ፣መታን መድፈሪ ክኾነን ኢሎም ድንሙ ድሙ ኣስትዮም፣በብግደ ናይ ዝተራኸብወን እሞ ፣ኤርትራዊ ሰውራዊ ፍቕሪ ናይ ዘርኣዩ ሸፋቱ ክትብሎም።ብዕልግነትካ ንህዝቢ ኤርትራ ዘይትፈልጦ ምዃንካን የብርህ።ነቲ ንሕና ሰውራዊ ጸጋ ንብሎ፣ንስኻ ግን ንህዝብና ከም ዶንቆሮን፣ኣንጻር ጥቕሙ ዝልዓልን፣ ዘይረብሕ ብመጻኢ ደቁ ዝጻወት ጌርካ ምውሳድካ፣ጨቋንን ቀታልን ምዃንካ የብርህ።እዚ ንመንግስትና ዝድግፉ ይኹኑ ፣ ንመንግስትና ዝቃወሙ ዝሳማምዑሉ ሓሳብ እዩ።ዕደ ድኣ መንግስቱስ ፣ህዝቢ ኤርትራስ ጻማ እቲ ዝተቓለሰሉ ረኺቡ እዩ።
    ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ፣ንኤርትራዊ ወጺዕዎ እዩ።ኩሓልቲ ተመሲለን መንቆርቲ ይብል ህዝብና።እወ ኤርትራዊ ንኢትዮጵያን ንብረታን ካብ ትግራይ ንጎምጎፋ ይውንኖ ኔሩ።ግን በቲ ዝደልቦ ሃብቲ
    ኣብ ክንዲ ሓምሊ ኣድግን ዕፉንን ዝበልዕ፣ጠስምን ስጋን እናበልዔ፣ንሱን ደቁን ብ CHOLESTEROL ረጒዱን ሓሚሙን ኔሩ እዩ።
    ብእግሩ ወይ ብኣረጊት ብሽግለታ ከይማላለስ ብኤነ ትረታትን ዝተመርጻ ማካይንን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጥርዩ፣ብእግሩ ስለ ዘይንቃሳቐስ ብብዝሒ ደም ይሳቐ ኔሩ።ሕጂ ግን እቶም ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰጉ እውን ፣ዓደስን ማይን እናበልዑ ጥዕንኦም ተመሊሱ።
    ድሓር መንግስቱ ፋራ የኤርትራ ህዝብ ለበደዊን ዓረቦች ኣይጎነበስም፣ትብል ኣንታ ስዲ ደርጊ ህዝቢ ኤርትራ ትሕትና ስለ ዘለዎ ንጣልያን ውን ተጎምቢሑን፣ኣብ ባይታ በጥ ኢሉ ብኹርማጅ ክግረፍ ከሎ፣ነቲ ስምብራት ሻሞጥ ንኻልኦት ኤርትራውያን የቕንኦም ኔሩ እዩ።፣ኣያ ጥልያን ዝመረቐሉ ሻሞጥ ፣ካልኦት ኤርትራውያን ድማ ምዓስ ኣያ ጣልያን ብኹርማጅ ከም ዝሓልቦም እሞ ኣብ እንዳ ስዋን ፣እንዳ ባርን ከይዶም ክኾርዑሉ ይጽበዩ ኔሮም እዮም።ስለዚ፣ትሕትናን ክብረትን ህዝብና ዘይትፈልጦ ምዃንካ የመልክት።
    ቁሩብ ምዓልቲ ይገብር ድማ ኣብ ዚምባብወ ኴንካ ኤርትራ ህዝባችን ወንዶች የበደዊን ዓረብ ሚስቶች (ቡሽቲዎች) መሆናቸው ያሳዝናል ዝበልካዮ__ድሓን ኣየእቲኻ።ንዓና ንምጥራጥ ይጸግመና ኣይትሻቐል።ስለ ዘፍቅሩናን፣ኣዕራብ ድማ ካብ ንሰበይቲ ፣ንሰብኣይ ስለ ዝፈትዉ እዩ።ዝተቓለስናሉ ዕላማ ክትዕንቅፍ ዘባሳጨኻና መንግስቱ፣ኢትዮጵያኻስ ወያነ ኢዱን እግሩን ኣጣሚሩ ንዝነበረ ህዝቢ ኣበየ ኣንጎሉኡ ዩኒቨርሲታትን ቴክኒካዊ ትምሀርትን ብምኽፋት ሓንጎሉ የጸልልዎ ኣለዉ።ኣበየ ዓዱ ፋብሪካታት እናፈጠሩ፣ብዓለ ማርያም በዓለ እዝግሄር እናበለ ክሰቲ ክንዲ ዝውዕል ኣብ ስራሕን ክብረትን እናእተዉ የባሳጭውዎ ኣለዉ።

    ዕንወት ንደርግን መንግቱን
    ነቲ ጥቕሙን ክብረቱን ዝፈልጥ ህዝብና፣ጸግኡ ይቐጽለሉ_____ኢለ ይዓጽዎ.

    THE MOST BRILLIANT & SOPHISTICATED
    UNCLE SYE

  • binyam mehari March 22, 2014

    Ande sar berberea menkel aketoachew andedo andedo akatelo fejachew.
    Ethiopian saying for one dictator.

  • SAVING YOUNG ERITREANS March 22, 2014

    ስቡር ዜና Breaking News..

    ደህጕዩ ዝመጸና ዜና ከም ዘመልክቶ ሜጀር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ፣ንሜጀር ጀነራል ገረዝግሄር ዓንደማርያም (ዉጩ)ተኪኡ Chief Of Staff ከም ዝኾነ ሪፖርተርና ኣብሻይ ቅመሙ በርበረ ህንዲ ካብ ገጅረት ንእሽተይ__ጥቓ እንዳ ኖራ ገሊጸን።
    ኣብሻይ ቅመሙ በቶም ውሽጣውያን ጋዜጠኛታተን ምርመራ ዘብርህኦ እንተሎ።
    ዝተፋላለዩ ሰበ ስልጣን ንስልጣን ናይ ዉጩ ክትክኡ መመልከቲ ከቕርቡ ከም ዝጸንሑ
    __ግን ነቶም ከም “ሳንዳይ ፣ሓወቦይ ዓይቢ፣ኣያይ ንኢስ፣ካገዛና፣ክንዳ ድኳን” …………………. ዝብል ቃላት ዝተጠቕሙ መመልከትቲ ድሓን ባዕልና ክንጽውዓኩም ኢና ከም ዝተባህሉን፣መመልከቲኦም ንቕጽበት ኣብ ጉሓፍ ከም ዝኣተወን፣
    _እቶም ከም “እሆላይ፣ሓሻካ፣ድናሕሸእ፣ኣግት”………………………………….
    ዝብል ቃላት ዝተጠቕሙ ኩሎም ግን መመከልቲኦም ብፕረሲደንት ኢሳያስ ብግቡእ ድሕሪ ምምርማሩ፣ንሜጀር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ከም ዝሾመ ገሊጸን ።

  • Barba March 22, 2014

    ተወልደመድህን,

    the victim of the car accident around Gahtelay around 1994-95 was Mr. Bealker from Ghinda area a great warrior who never bowed for the dictator, cause of death was stated as car accident, just the same way the mafias say – cause of death, ‘Heart attack’ huh…

POST A COMMENT