ዝኸበርኩም ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ: ኣብ ግሪንፈል ታወር ለንደን ብዘጋጠመ ባርዕ ንኣርባዕተ ካብ ኣባላት ቤተሰብና ብዘጋጠሞም ሓደጋ ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን ቦታ ኣዳሊና ምህላውና ንሕብር።
ዝኸበርኩም ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግሪንፈል ታወር ለንደን ብዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ፡ ኣርባዕተ ካብ ኣባላት ቤተሰብና፡ ማለት መሓመር ኑር ትኩእ፡ ኣማል ኣሕመዲን፡ ኣማያ ትኩእ፡ ኣምና መሓመድ ኢድሪስ፡ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ
ዝኸበርኩም ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ
ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግሪንፈል ታወር ለንደን ብዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ፡ ኣርባዕተ ካብ ኣባላት ቤተሰብና፡ ማለት መሓመር ኑር ትኩእ፡ ኣማል ኣሕመዲን፡ ኣማያ ትኩእ፡ ኣምና መሓመድ ኢድሪስ፡ ብዘጋጠሞም ሓደጋ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ኣድራሻን ሰዓታትን፡ ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን ቦታ ኣዳሊና ምህላውና ንሕብር።
ኣድራሻ፡
PAKISTAN COMMUNITY CENTRE, MARLEY WALK, STATION PARADE, WILSDEN GREEN, NW2 4PU
ሰዓታት፡-
ቀዳም 17/06/17 ካብ ሰዓት 16፡00 ክሳብ ሰዓት 22፡00
ሰንበት 18/06/17 ካብ ሰዓት 18፡00 ክሳብ ሰዓት 22፡00
ሰኑይ 19/06/17 ካብ ሰዓት 16፡00 ክሳብ ሰዓት 22፡00
ምሉኣት ስድራቤት
k.tewolde June 17, 2017
It is not fair….really.
hara June 17, 2017
Aziyu yehzn!!! Amlak tsinAt yhabkum.
Teka ZEggai June 17, 2017
It’s terrible to hear your loss I express my sincere sympathy to you and your family. My condolences!!!
tz
Berhe June 17, 2017
May they rest in pace
siraj June 18, 2017
Ena lilahi we ena eleyhi rajuun
Allah yrham
Amanios June 19, 2017
ብጣዕሚ ሓዚንና.። ንቤተሰብን ፈተውቲን ጽንዓት ይሃብኩም። What a beautiful young Eritrean family! Very tragic, very sad! My condolences to relatives and friends.