ዓሰርተ መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።
እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፣ ዓሰርተ መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ካብ ተዋህዶ ኦርግ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ። ነቲ ብመራሕቲ ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡን ዝተወሰነ ውግዘት፥ ንስኻትኩም ኢኹም ኣለዓዒልኩሞ ብዝብል
እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፣ ዓሰርተ መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙናት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝሰገሩ ካብ ተዋህዶ ኦርግ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ።
ነቲ ብመራሕቲ ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ጸሓፊኡን ዝተወሰነ ውግዘት፥ ንስኻትኩም ኢኹም ኣለዓዒልኩሞ ብዝብል ምኽንያት መንግስቲ ኤርትራ ንኽኣስሮም ይደናደን ከምዘሎ ምስ ኣረጋገጹ ናብ ኢትዮጵያ ክስደዱ ከምዝተገደዱ ገሊጾም። እቶም ዓሰርተ መነኮሳት ገዳማት ኤርትራ ፥ ካብዘን ዝሰዕባ አድባራት ዝተሰዱ እዮም።
ሰለስተ መነኮሳት ካብ ገዳም ጻዕዳ እምባ
ሰለስተ መነኮሳት ካብ ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ ሃም
ክልተ መነኮሳት ካብ ገዳም ኣቡነ ኣብራንዮስ
ሓደ መነኮስ ካብ ገዳም ኣቡነ ቡሩኽ
ሓደ መነኮስ ካብ ገዳም ኣቡነ ዮናስ ቆሓይን እዮም።
- ገዳም ጻዕዳ እምባ ንከተማ ከረን ሓሊፍካ ቍልቍል ጥንቁልሓስ ምስ ወዳእካ ኣብቲ ሰንሰለታዊ ጎቦታት ደቡባዊ ምዕራብ ይርከብ
- ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ ሃም ካብ ከተማ ኣስመራ ብወገን ደቡብ ብገምጋም ኣስታት 160 ኪ.ሜ ኣቢሉ ኮይኑ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ከባቢ ን/ዞባ ሰንዓፈ፡ ካብ ሰርሓ ንወገን ምዕራብ ተደኲኑ ይርከብ።
- ደብረ ጥሉል ተባሂሉ ዝጽዋዕ ገዳም ኣቡነ ኣብራንዮስ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ፣ ንኡስ ኣውራጃ መንደፈራ ወረዳ ደቂ-ኣድግና ዝተደኰነ፣ ካብ ተራ-እምኒ ከባቢ 15 ኪሎ ሜትር ርሒቁ ብሸነኽ ደቡባዊ ምብራቕ ይርከብ።
- ገዳም ኣቡነ ቡሩኽ ካብ ኣስመራ ብሸነክ ደቡብ ኣቢሉ ካብ መንደፈራ ንኩዶ ኣብዑር ምስ ተጓዓዝካ ናይ ቁሩብ ሰዓታት ናይ እግሪ መንገዲ ዘለዎ ጥንታዊ ገዳም እዩ
- ገዳም ኣቡነ ዮናስ ቆሓይን ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ ንኡስ ኣውራጃ ዓዲ-ዃላ ቆሓይን እዩ። ኣብ መበል 15 ክፍለ ዘመን ድማ ተደኲኑ።
Peter November 8, 2014
Zigerm! Akir adunya eyu negeru
Tesfai November 8, 2014
This is end of year for Wedi berad
Samir November 8, 2014
Deki digna eu zibehal deki adgina aykonen nues awraja aybehalin wereda kohayin or mendefera yibehal ember nues awraja zibehal asewawa yelon
Samir November 8, 2014
beti nay kedem asewawa or bezi nay hiji kea neus zoba yibehal kedem gin wereda eu zibehal neru
geaograph eba niflet
Selamawi November 8, 2014
.ብጹእ ወቅዱስ ፓትርያርክ ናብ ማሕዩር
.ኣቕሽቲ ናብ ማእሰቲ
.ዲያቆናት ናብ ማእሰርቲን ናብ ኩናትን
.ኣቡነ መቃርዮስ ናብ ስደት
.ካልኦት ኣቡናት ጅሆ ተታሒዞም
.ካህናትን ዲያቆናትን ኣገልገልቲ ቤተክርስትያንን ምስ ምእመና ናብ ስደት
.ምእመናን ገለ ናብ ማእሰቲ፥ ገሊኦም ናብ ስደት
ካብ ዝተፈላልያ ገዳማት ኤርትራ በብወገኖም መኖኮሳት፥ ይስደዱ ኣለዉ። ኣብ መወዳእታኸ እንታይ ክንጽበ ኢና፧ ነዚ ካብ ጥንቲ ዝጸንሔ ገዳማት፥ ዝትክኡ ፈለስቲ ክርከቡ ድዮም፧
ኩላቶም ኤርትራውያን ሃገርና ናበይ ትኸይድ ከምዘላ ኣስተብሂሎም ፍታሕ እንተዘይተበረሉ፥ ብሕጊ እንተ ዘይተመሓደርና፥ ኩላትና ንጥፍኣትና ኢና።
እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ፥ ሕልና ዘለዎ ይበራበር።
ኣምላኽ ፈልስትን ኣቕሽትን ዲያቆናትን ምእመናንን ብሰላም ዝነብሩላ ሃገር ክህበና፥ እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ንበል።
ahmed saleh November 8, 2014
Unless the people of Eritrea understands the power
of their UNITY , they are vulnerable for any such
kind of humulation . We must also held responsibilty
as a nation to allow unlawful occurrence to keep
happening in front our eyes since they took charge
of the country . This news is not the beginning rather
the continuation of their governance mishandlings .
And the worst part lies on their supporters . If they
betrayed their church to give up their Bishop , can
they care about others ? I don’t think so . It is their
choice to be servants of evil which might lead them
to journey for hell and by then let ISSAYAS save them.
God do not like ugly people and mysteriously know
how to deal with them . But their curse might effect
the whole country .
May Allah weakened the wrong doers and strengthen
the righteous people for the sake of the innocents.
Roak November 9, 2014
Ahmed
When are you going to take care of the ?
Roak November 9, 2014
Ahmed when are you going to take care of the business?
ahmed saleh November 9, 2014
Roak
After you have the will not to look for others to take
responsibility for your problem .
Roak November 10, 2014
Ahmed
I am ready let us do it together.
wasted life November 8, 2014
ከምቲ ዋርሳይ ንወያነ ኢዶም ክህቡ ኸለዉ ካላሽናቶም ኣብ ኤርትራ ገዲፎመን ዝኣትዉ እዞም መነኮሳትከ መስቀሎም ንወያነ ኣረኪቦሞዶ ወይሲ ንወያነ ኣረኪቦሞ፧ ሰብ ወሓዳ በብሓደ ኮይኑ ነገሩ,ወይ ኤርትራ ትገብር !
ዘርባቢኤል November 9, 2014
wested life – ዌስትድ ላይፍ ብዓቢኡ ናይ ሂወቶም ዘይሓሰብካስ ናይ መስቀሎም? ህዝቢ ይሃልቕን ሃገር ትባድምን ኣላ ንስኻ ድማ ኣላጋጭ ተራእዩካ? ኣብ ልብኻ ተመለስ ፤ ስኸን ኢልካ ሕሰብ ፡ ህዝብኻ ይሃልቕ እዩ ዘሎ ፡ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Berhe November 10, 2014
yerhwo amlak GEDAMATNA KEYDAKEM,
ahmed saleh November 10, 2014
Roak
You said I am ready let’s do it together . I take your
word with respect . Who knows it might happen
either way if comradeship start to regain among all
of us for common goal and it is also possible we may
meet at some point .
Just keep hope alive and fight for unity . Thank you .
Tess November 10, 2014
Wey gud felasi zhadmelu hager hager alena elna mhsab mzrab ente ngedfo mhashe zhzn gudai trah zey kone tesfa zeybla hager kem zelatna zemelkt eyu.
wey gud!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!