ዑንቂ ጠፊኣትና
ንእሽቶ ግን ከኣ ከም ክብደት እምባ:ኪኒዮ መሬት ረሒባ:ኣብ ባሕሪ ጠሊቅና ክንረኽባ ኣይከኣልናን; ዑንቂ ጠፊኣትና:: እቲ ጉዳይ ጉዳይ ኤርትራውነት'ዩ:እቲ ውራይ ብ ኤርትራዊ ዝቅየስን ዝሳስንዕዮ ክንሱ ሰኣን ኣንፈቱ ምፍላጥ ጉዕዞና ነዊሑ ኣንፈትና ብዝመጸ ንፋስ ተጸፊዑ እቲ ኣሰር
![](https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/12/Unqi-t-copy-e1513164303861.jpg)
ንእሽቶ ግን ከኣ ከም ክብደት እምባ:ኪኒዮ መሬት ረሒባ:ኣብ ባሕሪ ጠሊቅና ክንረኽባ ኣይከኣልናን; ዑንቂ ጠፊኣትና:: እቲ ጉዳይ ጉዳይ ኤርትራውነት’ዩ:እቲ ውራይ ብ ኤርትራዊ ዝቅየስን ዝሳስንዕዮ ክንሱ ሰኣን ኣንፈቱ ምፍላጥ ጉዕዞና ነዊሑ ኣንፈትና ብዝመጸ ንፋስ ተጸፊዑ እቲ ኣሰር ዝገደፈ ጉዕዞ ብዘገምታ ክሳለን ኣብ ገለ ኩርናዑ ክስበርን ክድምሰስን እንሆ ንሪኦ ኣለና::እዚ ጹሑፈይ ንኹሉ
ዝትንክፍ እኳ ተኾነ :ነቶም በዚ ዝውከሉ ዘቅንዕ ምኻኑ ኩሉ ኣንባብን ሰማዕን ክርደአለይ ይላቦ::
Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:
Mohammed ismail December 13, 2017
የቀንየልና ኤማ