Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውርደትካን ሕስረትካን…!

ውርደትካን ሕስረትካን

ውርደትካን ሕስረትካን…!
ን23 ዓመታት ብዘይምስልካይን ምሕፋርን፡ ባዶ መብጽዓ እናሃበን ጻሕሉ እናቀርዓነ ከሎ፡ ጻሕሊ እንዳማቱ እናኣኾሰን፡ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ ንኺምድር ልዑል ድፍረት፡ ክፍኣትን ተንኰልን ዚውንን፡ በላዕ ዓይኒ ጤል ዚኾነ፡ ካብ ባህልን ስነ ምግባርን ኤርትራዊ ቊሩብ ዘይተዓደለ ደማሒ (መላኺ) ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ እንተ ብዕብዳን እንተ ብስኽራን፡ ብዝፈጸምካዮ ጉድለትን መወዳድርቲ ዘይብሉ በደልን፡ ዚገበርካ ጸይቂ ግበር፣ ብሰንክኻ ዝጠፍአ ህይወት ይጥፋእ፣ ዓቢ ፍሽለትን ውድቀትን የጋጥምካ፣ ህዝቢ ብሕሰም ምሕደራኻ ክሳዕ ዓንቀሩ ይጽላእካ፣ ቁጽሪ ኣልቦ ዝኾኑ ኣነወርቲ ስርሓት እናፈጸምካ፡ ምንም ከም ዘይፈጸምካን ከምዘይገበርካን፡ ዳግም ናብ ህዝቢ ክትረአን ክትምድርን፡ ንዘይምሕፋርን ዘይምሽቑራርን ሓደ ዓቢ ህያው ኣብነት ስለ ዚኾነና፡ ብምኽንያት’ዚ ሎሚ ምሸት ብኣቋጻጽራ ኤርትራ፡ ልክዕ ሰዓት ሸሞንተ ዘካይዶ ልሙድ ህውተታ ምልኪ፡ በዛ ትማሊ ምሸት ነቲ ናይ ቃለ መሕትት ሓበሬታ ካብ ቲቪ ህግደፍ ምስ ሰማዕኩ ዝጸሓፍኩዋ፡ “ውርደትካን ሕስረትካን ኪኸውን’ዩ ዕጽፊ!” ዘርእስታ ናዕታ ኣቢለ እንቋዕ ናብ ዚለዓለ መድረኽ ውርደትን ሕስረትን ኣብጽሓካ ፋኖ (ቀይዲ በተኽ) ክብሎ ፍቑዱለይ?
ውርደትካን ሕስረትካን…!
ኣንታ ጨዋይ ፍትሒ ምስሉይ *ነፈኽ    *ጃህረኛ፡ ሓሳዊ፡ ዑብተኛ
ምሁር ይኹን ጅግና ብኣኻ ክንብርከኽ
ልዕሊ ብዓል በንዓሊ ልዕሊ’ቲ ሙባረኽ
ወትሩ ተቓሊስካ ከም እዝጊ ኪትምለኽ፡
ከምቲ ናይ ሳዳም ግን ልዕሊ ናይ ቀዛፊ
ውርደትካን ሕስረትካን ኪኸውን’ዩ ዕጽፊ!
ምሉእ መዋእልካ ምሁራት ኪትቕንጽል
ባይቶና ኣፍሪስካ ሽፍትነት ትተክል
መንግስቲ’የ ኢልካ ንዓለም ተታልል
ሞትካ ቀሪቡ’ሎ ኣንታ ገበል ሳሕል
ማሰኛን *ዶጋዕን ኣውሎ ንኽትብል        *መላቐሲን
ተዳሎ ዘያሚ ሓርነት ክትጽንብል!
ልዕሊ ኪምዮንግ ኢል ልዕሊ ስርዓት ደርጊ
ፍንፉን መንግስትኻ ቅዋሙ ሓለንጊ፡
ልዕሊ ስርዓት ማኦ ሓለፋ ስታሊን
ጨካን ፖሊሲኻ ኣብ ሕጊ ዘይኣምን
ብዘይዳኛን ፍርድን ፍጡራት ተማስን
ድሕሪ ሕልፈትካውን ኣበይ ከይትቐስን!
ኣንታ ውጹዕ ህዝቢ *እልበት ዝጸገበ       *ሓሳረ መከራ
ሓንቲ ክመኽረካ ዕድል ካብ ተረኽበ
ሬሳ እዚ ደማሒ ብደም ዝዘቕበበ
ኣኸዛ ከይክልክል ዝናብ ምስ ሰረበ
ኣብዛ ሓላል መሬት ሓመድ ከይድበ
ከም *በድኒ ቢን ላደን ናብ ባሕሪ ይደርበ!   *ሞይቱ ነዊሕ ዚገበረ ሬሳ
እዚ ኹሉ ገበን ተንኰል ክፉእ ግብሪ
ኣይትኽእሎ’ያ እወ ክትጸሮ እዛ ምድሪ
ኣብዚ ካብ ኣብቀዐ ናይ መላኺ ዕምሪ
ንቡር ከይረኸበ ሓመድ ድበ ቀብሪ
ጨው መታን ኪበልዖ ይደርበ ናብ ባሕሪ!
ኣይኮነን መላኺ እዚ መሕሰር ዓዱ
እቶም ግዳያቱ’ኳ ብሰንኩ እተሰዱ
ባሕሪ ዝወሓጦም ሓዊ እናነደዱ
ሬሳኦም ብኽብሪ ከይቅበር ኣጊዱ
ክሳዕ ሕጂ እኖሆ ብንዕቀት ሓንጊዱ
ሎሚ ግን ቀሪቡ’ዩ ኪረክብ ናይ ኢዱ
ፍትሒ ይጽበዮ ኣሎ *ዙይን ኣዋዲዱ!   *ናይ ሬሳ ዓራት
እዚ ርጉም *ደማሒ ምስ ተኣልየ   *መላኺ
ማሰኛን መላቐስን ክንብለሉ ወየ
ሓርነት ሰፊኑ መሬት ምስ ጸሓየ
ዘራጊ ጠፊኡ ማይና ምስ ጸረየ
ሽም ንህቢ መሪጽና ዘንበርናሉ ስየ
*ፌማ እናሓጸና ናብ ስራሕ ንጓየ!                  *ፈላጥ፡ ሊቅ፡ ለባም
ፋሕ ዝበልካ ውጹዕ ከምተን ደቂ ዛግራ
ድሕሪ ከቢድ ሕሰም ስቓይ ምስ መከራ
*ቅላ ካብ ረገጽካ ንኽትወጽእ ሓራ     *ድሮ ጾም
ዮሃና ኣታ ጅግና ህዝቢ ናይ ኤርትራ!
*ሃንአ’ወ ዮሃና እንቋዕ ኣሐጐሰካ         *ዮሃና
ጸላም ክቕንጠጣ እዛ ሓዳስ ሃገርካ
ድያብሎስ ነቒሉ መሕሰሪ ክብረትካ
ዝባደመት መሬት ብግቡእ ኣልሚዕካ
ገሌኻ ሓሪስካ ገሌኻ ነጊድካ
ጣይታ ዝሓረሞ ክትመልእ መሶብካ
ካብ ምልእቲ ዓለም እቶ ናብዛ ቤትካ!
ብሽንሆት ንኽንነብር፡ ዕምሪ ምልኪ ነሕጽር!
ካብ ሓውኹም መሲናስ 09-02-2014

aseye.asena@gmail.com

Review overview
95 COMMENTS
  • bilen February 10, 2014

    kem beal suleman,kidane, halay & eray mray ……..
    mesakin may zeytehatsbe resatat, megeste semay yewarskum mutat.
    abti hangolkum nfaT iyu meliu zelo.
    nay atehasasba tsegem zelekum nskhatkum ikhum. tdgfwo ente konkum abu kedkum zey tdgfwo. betom ay kab hadar ay kab nabra terifom debdom keytsegu bareyu koynom zelewu ayteshkaUllu.
    bejatom ab seharan ab bahrn zmotu tetsedhu. bdmom thtetu dma nskhatkum ikhum.
    hitler mewagI zkhono tsrgyatat yserh neru, monster dma kemu. antum resehat qdm n Abotatkum zeytdelyu gda, bzaEba klE keygeberkum.
    mesakin deki eray mray nAkhatkum iya eritrae zresAtkum. leukmie nay eritrea eritrawyann

    • kidane February 11, 2014

      Messinas
      way hawey wedi afom kizareb iyu misbelukas keydekeska hadirka shinti n shinti konka ziweredo arat besbisu .dikas mis abeyekan shinti mikostisar mis abeyekan nabta mewedeata zeyeblan sira zeyedliyan tebenjaka gitmikan abilka .dehan bebikorob kihisheka iyu medhanit (gitmi) aytewhid

  • Elssa February 10, 2014

    ኪዳነን ብዓል ንሕና ንሱ ብጾትካን፡-

    እሰኪ እዚ ሰኽራን እንታይ ሓድሽ ነገር ሰለ ዝተዛረበ እዩ ሽንቲ ብሽንቲ ዝገብራ? ብናይ ኢኮኖሚ ዝተዛርቦ ኩሉ ፈሺልና እዩ ኢሉ። ብፖሎቲካ እውን ንምሉእ ዓለም ክጸርፍ እዩ አምስዩ። ዝገርመኒ ብዛዕባ ኮራፕሽን ምምክሑ እዩ። ናቱ እንዶ አይገድድን ዝኾነት ዓዲ ደቃ ንጨወየቲ ሽይጣ አይትፈልጥን በዘይካ እዞም ሽፋቱ ጎይቶትካ ዘገዝእዋ ዘለዉ ዓዲ!እዚ ኹሉ ዝሽይጥ ዘሎ ተቆጻጻሪ ዘይብሉ አብ ካዝና መንግስቲ ዘይአቱ ወርቂ ኽ አበይ ስለ ዝአቱ እዩ እቲ ሕያዋይ ሀዝቢ ብጸልማትን ብማይ ጽምእን ዝሳቀ ዘሎ። ኮሎንላትን ጀንራላትን ብናይ ኮነትሮባንዳ ንግዲ ዘይተቆማጠዐ አሎ ድዩ? ብብልሽውና ንአረትራ ዝቅድማ የለን። “ሓመድ ብሕሬጭ ክስሕቅ” ዝተባህለ ከምዚ ምስተረኽበ አዩ።
    ስለዚ አንቱም ንሕና ንሱ እሰኪ ካብዛ ኢንተርቪው እንታይ ሓድሽ ነገር ሰለዝተዘርበ እዩ ዋጭ ዋጭ ኢልኩም?ርእስኹም ከተድንኑን በጋሂ ሽንቲ ብሽነትን ክተኾኑ ዘሎኩም ንስኹም ኢኹም።
    ዘገርም ድማ ሎሚ ኩሉኹም ኮምነት ምገባረኩም እዩ። ከይቀደሙና ክንቅድሞም ዶ ኾን ይኽውን? ናብ ልብኹም ይምለስኩም።

    • Suleiman Salim February 10, 2014

      ኤልሱ

      እቲ ናይ ወርቂ እቶት ብዙሕ ከይመስለኪ ኣዝዩ ዘርብሕ ኣይኮነን። ዝኾነ ኮይኑ ግን መንግስቲ ኤርትራ ንዝኾነት ዝኣተወት ሳንቲም ቁጽር ኣቢላ ኣብ ጽቡቕ መዓላ ክተውዕሎ እያ።

      ኮራፕሽን ኣብ ኤርትራ ኣሎ ኢልካ ክትዛረብ ኣይከኣልን እዩ። ኣብ ሃገርና ብኣሽሓትን መላይንን ዶላራት ዝግመት ምጥፍፋእ ዝገብሩ ሰባት የለዉን።

      ንሕና ብኮራፕሽን ምስ እታ ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ሃገር ደቡብ ሱዳን ክንዋዳደር ኣይንኽእልን ኢና። ዋላ እውን ምስ ብጥምየትን ድኽነት ትሳቐ ኢትዮጵያ። መለስ ዜናዊ ክመውት እንከሎ ክንደይ ዝግመት ቅሙጥ ዶላራትን ንብረትን ገዲፉ ከም ዝኸደ ትፈልጢ ዶ? ብዙሓት ሰበ-ስልጣን ዎያነ ብዶላራት ምልዮነር ከም ዘበሉ ጥፈልጢ ዶ?

      ብዙሕ ኣይተንጸርጽሪ ሓንጎልኪ ረሲኑ ምስራሕ ከይኣብይ።

      ካብ ሓውኺ ሱለይማን ሳልም

      • Elssa February 10, 2014

        ሱለየማን
        እቲ ናይ ወርቂ እቶት ንእሸቶ ሙኻኑ በኸመይ ፈሊጠካዩ? መን ኦዲት ገይርዎ? እተን ዘውጻኣኦ ኩባንያታት ዝበላኦ ግን ብጣዐሚ በዙሕ እዩ ካብኡ 20% ንአረትራ ብዙሕ እዩ። ብዛዕባ ኮራፕሽን ግን እቲ ዝስረቅ ገንዘብ በዙሕ ይኹን ውሑድ ኮሉ ኮራፕሽን እዩ። ደርሆ ዝሰረቀን ሚልዮን ዝሰረቀን ኩሉ ሰራቂ እዩ።
        በዛዕባ ከላኦት ሃግራተ ክትዛርብ አፍ የብልካን ኩለን ብርኡይ ምዕባለ ክውንጨፋ ከለዋ ንሕና ብማርሻ ኢነደተሮ ንድሐሪት ንውንጨፍ አሎና። “ዓሻ ሰበየትስ ጻሕላ እንዳሓረረ ጸብሒ እንዳማታ ትካውስ” ይበሃል።
        ንሙኻኑ አረትራ ክደካ ዶ ትፈልጥ? ከድካ እንተትኸውን በግለጺ ብልሽውና ብኮሎንላትን ጀነራላትን ዘፍጸመላ ሃገር ምኻና ምርአኻ።

        • Suleiman Salim February 10, 2014

          ኤልሱ

          ኣብ ኤርትራ ናይ ሕሳብ ተቖጻጻርቲ ክህልዉ ናይ ግድን እዩ፡ ኣነ ግን ሕጂ መታን ከእምነኪ ነቲ መዝገብ ሒዘዮ ክቐርብ ኣይክእልን እየ።

          ብእቶት ናይ ወርቂ ዝምልከት ባዕልኺ ብጽሒት ናይ ኤርትራ 20% እዩ ስለ ዝበልኪ ነቲ ንሕና ንቅበሉ ኣዝዩ ግዙፍ ከም ዘይኮነ ንክትግምትን ንክትፈልጥን ዝጽግመኪ ኣይመስለንን። ንኣብነት ን 1000 ሚልዮን ዶላር ብ ሓሙሽተ እንተ መቒልክዮ 200 ሚልዮን ዶላር ይኸውን …እዚ ገንዘብ እዚ ብደረጃ ዕማማት ናይ ሓንቲ ሃገር – ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣትክሮኻ ቀልጢፋ ክትምዕብል ትደሊ ሃገር ምስ ትህሉ – ምስ ትርእዩ ብዙሕ እዩ ክበሃል ኣይከኣልን እዩ።

          ደርሆ ዝሰረቐን ሚልዮን ዝሰረቐን ኩሉ ሰራቒ እዩ ኢልኪ። ኣብዚኣ ናይ ምዝማድ ክእለትኪ ዝጠፈኣትኪ ኢኺ ትመስሊ። ኣነ ኣብ መንጎ ደርሆን ሚልዮንን ( ዶላር ንበሎ ) ዘሎ ፍልልይ ሰማይን መርየትን ከም ምዃኑ ትስሕትዮ ኣይብልን። ንሕና ደረጃ ናይ ኮራፕሽን እንዳ ኣነጻጸርና እንከሎና ንስኺ ብሞራላዊ ዓይኒ ጠሚትኪ ብዱብዱቡ ንከሉ ከም ሓደ ጌርኪ ክትፈርዲ እንተ ደሊኺ ሃይማኖተኛ ክትኮኒ ኣሎኪ። ንዝኾ ነገር ብዓይኒ ሃይማኖት እንተ ርኢናዮ ንዓለም ብዓለማ ከም ፍጽምቲ ኮራፕት ጌርና ክንወስዳ ንኽእል ኢና።

          ምውንጫፍን ማርሻን እንድየትሮን ኣልዒልኪ ..ሓቀይ ዶ? ከይትቕየምለይ ደኣ እምበር ሳልሳይ ዓለም ዝበሃል ኣምር ዝሰማዕኪ ኣይትመስልን ኢኺ። ካብ ድኽነትን ድሕርነት ክትወጽእ ቀሊል ኣይኮነን ብዙሕ ጊዜ ድማ ዝሓትት እዩ። ንሕና ነቲ ጉዕዞ ሕጂ ንጅምሮ ስለ ዘለና ኣብቲ ክንወቕዖ ዝደለና ሸቶ ንክንበጽሕ ብዙሕ ሰራሕን ትዕግስትን ከድልየና እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ” ንሕና እኳ ኣብ ካልእ ክንበጽሕ እዩ ዝግበኣና ኔሩ ” ኣበሃህላ ትዕቢታውን ደንቆሮን እዩ።

          ከምዚ ከማኺ ዝኣመሰሉ ሰባት ብዛዕባ ጀነራላት ኤርትራ ክዛረቡ ይሰምዕ ..መከረኛታት ጀነራላት ቁጽሮም ውሑድን ብደረጃ ኣፍሪቃ ክረአ እንከሎ ኣዝዮም ድኻታት እንከለዉ ብዘይኣበስዎ ነገራት ይኽሰሱ። ንኣፍሪቃውያን ኣብ ኤርትራ ንሓደ ገዛ ዘለዎ ጀነራል ኮራፕት ኢና ንብሎ ምስ ትብሎም ጽሉል ኢሎም ካባኻ እንዳ ሰሓቑ ይሃድሙ!! ኤርትራውያን ሕስድና ክንገድፎ ኣሎና።

          • Elssa February 11, 2014

            ሱለይማን፡-
            ተሓዝ መዝገብ ዲኻ? ካብ መኒሰትሪ አታዊ ንላዕሊ ስልጣን አሎካ መለት እዩ ለካ ነዚ ኢኻ ጸሊም ጻዕዳ እዩ ኢልካ ክትከራኸር ትፍትን ዘልረኻ (መሳርቅቲ በሙኻንካ)።
            ሕጂ እውን እቶም ድንቁር ጀንራላትካ ገንዘብ ጥራይ ዘየኮነ ድቂ ሰብ’ውን ነበድዊን ብገንዘብ ዝሽጡ ጨካናት ሙኻኖም ዓለም ጉድ ብምባል መሰኪሩሎም እዩ።
            – ጉዕዞ ሕጂ ንጅምሮ አሎና ዲኻ ዝበልካ? ድሐሪ 23 ዓምት ጎዕዞ ክተጅምር? ጉዕዞኻ ንክተጨርስ 230 ዓምተ ከወስደልካ እዩ መለትካ ድዩ? በዚ ናትኩም ምሕደራ ድሐሪ 10 ዓምት ሃገርና ነበርትያ ነበርት ከምትኸውን አየትስሐቶን ኢኻ ምኸንያቱ ኩሉ ዓዲ ግዲፉ ይሰድድ አሎ። (አብመርብብ ሓብርታታት ዓልምን እሙናት ሃገራዊ ምንጭታት) ከም ዝሕብርኦ አብ ውረሒ ካብ 3000 ከሳብ 5000 ስባት ካብ ሃገር ይስድደ ስለዘሎን እቲ ካብ ዓዲ ክውጽእ ዘየካአለ ድማ ስአን ምድሓኒት በቀሊሉ ክሓዊ ብዝኽእል ሕማምን ጥምየትን ይመውት ምህላዉ ትፈልጥ ኢኻ።
            – ሳልሳይ ዓልም ዝበሃላ ሃግራት ከምቲ ከም እግዚአብሔር ተመልኾ ዕዋላ መራሒኻ ዝብሎ ዘየኮንሰ ብትምህረቲ በትከኖሎጂ በትሐትቀረጺ ወዘተ..ይምዕብላ አለዋ እዚ ድማ በርኡይ ዝረአ ዘሎ ምዕባለ እዩ። ንሙኻኑ ብዝሒ ህዘቢ ኤርትራ እኮ አብ ናተን ዋና ኽተማ ዝነብር በዝሒ ህዝቢ እዩ! ብደርጃ ከንቲባ ዝመሓድረ ህዘቢ እዩ።
            – በዝሒ ጀነራላት ጥቂሰካ ነርካ ነዛ በጣዕሚ ንኢሸቶ ሃገር እዞም ጅንራላተ ውሒዶም? ድኻታት ዝበልካዮም እዚ ኹሉ ብኮነተሮባንዶ ዝአቱ አቁሑት አብ ጁባ ምነ ድዩ ዝአቱ? ምእንቲ ጥቅሞም ተባሂሉ እነዶ አየኮነን ሕጋዊ ነጋዶ አቁሑት በሕጋዊ መንገዲ ከይእትዉ ዝትኽለክሉ? ሐሉፍ ሓሊፎም መንበሪ ገዛ አብ ዓዶም ብርሃጽ መሳኪን አገልግሎት ዘስርሑ? ሓደራ ስውአት ብጾቶም ዝበልዑ ከዳዓት ሙኻኖም ከምትፍልጥ ርግጸኛ እየ። የግዳስ ትሓዝ ሚስጢራዊ መዛግብቲ ኢሳያሰ በሙኻነካን ትጠቃሚ ስረቂ በሙኻንካ አየውሓጠለካን ይኽውነ።
            – ኤርትራውያን ሕስድና ክንገድፎ ኣሎና ዝበልካዮ ድማ ገንዘብ ህዝቢ ንዘስረቀ ምግላጽ ሓሳዳ አየኮነን ግድታ ድአምበር።

            ሱለየማን አብ መጨርሻ ክብልካ ዝድሊ ኢድካ ብደም እነትዘይትጨማሊቁ ደው ኢልካ ብጽሩይ አእሙሮ ኩንታተ ሃገረካ ሕስብ። ሃገርካ አበይ ገጻ ትኽይድ ክምዝላ አሰተብህል ዕዉር ድጋፊ አይትኹን። እነተኺኢልካ ሃገርካ በጺሕካ ኩንታት ሃገርካን ህዝብኻን ተዓዘብ ሽዑ ዕዉረ ድጋፊ ሙኻንካ ከርድአካ እዩ። ምኽንያቱ አነ እውን ክማኻ ዕውር ድጋፊ እየ ነይር አብ ልበይ ዘትምልስኩ ን 2 አዋርሕ አብ ሃገረ በጺሐ ኩሉ አካይዳ መርሚርን ተዓዚበን ምስ ተመለስኩ እየ። ንዓኻ እውን ንዓይ ከማስልካ እምነ።

          • Suleiman Salim February 11, 2014

            ኤልሱ

            ብዛዕባ ጀነራላት ብዙሕ ጭብጢ ዘይብሉ ነገራት ጠቒስኪ። ኣነ ነዚ ጉዳይ እዚ ከም እምነት ስለ ዝወሰድክዮ ሓንቲ ክገብረኪ ኣይክእልን እየ።

            ኣቐዲመ ኤርትራውያን ካብ ሕስድና ክንቁጠብ ኣሎና ዝበልኩ ብዘይ ምኽንያት ኣይነበረን። እቲ ሓለፍቲ ኣብ ዓዶም ገዛ ሰሪሖም ዝበልክዮ ሓደ ዓቢ ናይ እዚ ኣቐዲመ ዝተዛረብክሉ ሕስድና ኣብነት እዩ።

            ጀጋኑ ጀነራላትና ምስቲ ካብ እዋን ገድሊ ኣትሒዞም ዝፈጸምዎ ጅግንነትን ተወፋይነት ኣነጻጺርካ ክረአ እንከሎ ገዛ በዚሕዎም ማለት ድዩ? እቲ ተሰሪሑ ዝበሃል ዘሎ ገዛውቲ ክንደይ ከ ይኸውን ? ኣነ በዛ ነብሰይ እቶም ጀነራላት ውሱናት ስለ ዝኾኑ እቲ ቁጽሪ ገዛውቲ እውን ውሱን እዩ ኽኸውን እብል። እዚ ሓቂ እዚ ነቶም ብዙሕ ዋጭ-ዋጭ ዝብሉ ዘይፍትሓውያን ይገብሮም።

            ሰብ ዓዲ ገዲፉ ይኸይድ ኣሎ ኢልኪ እሞ እዚ ዘሎ መሪሕ ውድብ ተኣልዩ ብካልእ ምስ ዝትካእ ኩሉ ሰብ ኣብ ዓዱ ኮፍ ምስ በለ ዶ ይመስለኪ?

            በላሕ ሰብ እንከለኺ ንኩሉ ነገር ቀሊል ጌርኪ ኣይትውሰድዮ። ንሃገርና ሕንፍሽፍሽ ከእትዉ ዝጽበዩ ዘይነዓቑ ሓይልታት ከምዘለዉ ክትዝንግዒ የብልክን። ደሓር ከኣ መንግስቲ ሃገርኩም ህነጹን ሓልዉን እንተ በለ ከም ገበን ኣይትውሰድዮ። ኣነ –ሃገርና ድኻ ዓዲ እንከላ– ብሰንኪ ፖሊሲታት ናይ መንግስቲ ሰባት ናብ ስደት የምርሑ ኣለዉ ዝብል እምነት ከም ዘለኪ ይግምግም እየ።

            ኣብ ኤርትራ ምስ ከድኪ ገለ ብውልቃውን ቤተ-ሰባውን ሸነኽ ደስ ዘየብል ከም ዘጓነፈኪ ግምታት ኣሎኒ። ከም ሰብ መጠን ክትዳሃልን ተስፋኺ ባይተ ክዘብጥን ናይ ግድን እዩ ግን ንዘመደይ ኣሲሮሞ፡ ኣብ ቤት-ጽሕፈት ናይ መንግስቲ ላዕልን ታሕትን ኣቢሎምኒ ..ወዘተ ኢልካ ንሃገርካ ፎእ ኣይበሃልን እዩ። ንኣሜሪካ ከም ኣብነት እንተ ወሲድኪ ብማዓልታዊ ደረጃ ብምምሕዳራት ናይ እታ ሃገር ( ኣብ ጊዜ ዴሞክራትስ ይኹን ሪፓብሊካንስ ) ተበዲልና ዝብሉ ደቂ ሃገር ውሑዳት ኣይኮኑን ግን እዚ ኣብ ቦትኡ እንከሎ ንሃገሩ ኣሕሊፉ ዝህብ ኣሜሪካዊ ብዙሕ ኣይኮነን። ዋላ እውን ንሓንሳብ ካብ ኣሜረካውያን እንተ ተማሃርና ነውሪ ኣይኮነን።

            ካብ ሓውኺ ሱለይማን ሳልም

        • MightyEmbasoyra February 10, 2014

          Elsa,
          You are talking to the thief and you expect him to admit. This so called Salim guy is one of those thieves. There is no corruption in Ertirea? Yeah right. Do you think if there is no electricity, people do not pay to the obvious corruption going on. A bunch of illiterates took the power and this is what we get.

          • SamiEritrean February 10, 2014

            “Do you think if there is no electricity, people do not pay to the obvious corruption going on. ”
            I can not make head and tail of your statement. Could you rephrase it so it becomes clear? Thanks.

          • Suleiman Salim February 10, 2014

            They are not illiterate. In fact they are highly intelligent people who have learned to take decisions under difficult circumstances. Please don’t be arrogant.

      • Blocked February 10, 2014

        ሱለይማን
        ዓሻ ጢዒምዎ ዘመድ ዓሻ ግን ከፊእዎ ኢሎም ሰብ ቀደም።

        • Suleiman Salim February 10, 2014

          እሞ እንታይ ትደሊ ኣሎኻ? መንግስቲ ኣውዲቕካ ንሃገር ፋሕፋሕ ይእቲኻ ህዝብና ናብ ስደት ከም ዘምርሕ ክትገብር ድዩ? ስሕራዊ መፍትሒ ከም ዘሎካ ኮይንካ ክትቀርብ ኣይትፈትን።

          ካብታ ናትካ “ዓሻን ዘመድ ዓሻን ” እታ ናተይ “ለባምን ዘመድ ለባምን ጥዒምዎ ኣሎ” ይመርጽ።

          • FitHawi February 11, 2014

            Suleiman,
            You are not better than a donkey? Shiyut Hilina… keymote kole zichenewe ressa endikka… kemey geru kiridaaka..

          • Suleiman Salim February 11, 2014

            ሕሻኪ ናይ ምሕሳብ ዓቕምኻ ድሩት ስለ ዝኾነ ነዚ ኣነ ዝጸሓፍክዎ ክተንብብን ክተስተማቕርን ምኽኣል ሲኢንካ ትኸውን።

          • Elssa February 11, 2014

            መንግስቲ? ንሙኻኑ መንግስቲ አሎ ዲዩ ወይሰ እዚ ጃንዳ እኽብካብ ሽፋቱ ኢኻ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ? “ህዝብና ናብ ስደት ከም ዘምርሕ ክትገብር ድዩ” ዝበልካዮ ካብዚ ንላዕሊ ስደት አሎ ዲዩ? ሙሉእ ዓዲ ብሓንሳእ ዝስደደሉ አብ ግዜ መግዛእቲ ከየኮነስ አብዚ መግዛአት ሸፋቱ ጥራይ ኢዩ ተራእዩ! ብናትካ ዕላማ እዚ ሰኸራን ዕዋላ ጎይታኻ ካብ ስልጣን እንተአልዩ ሃገር ፋሕፋሕ ክትብል እያ እንዳበልካ ን
            ሀዝቢ ራዕዲ መፍጣር እዩ። ሐጂ ግን ተፈዲሕኩም ኢኹም።

          • Suleiman Salim February 11, 2014

            ኤልሱ

            ካብ እዚ ዘሎ ዘይሓይሽ ይምጻእ ኢልኪ ኣይትማህለሊ። ረቢ እቲ ዝደለኽዮ ምስ ዘማላኣልኪ ክትጣዓሲ ኢኺ።

            እዞም ብኣውራጃን ኤትኒካዊ መቦቆልን ሃይማኖትን ተፋላልዮም ዘለዉ ጎዶሎ ሓንጎላት ተቛመርቲ ንኤርትራ ሰላምን ርግኣትን ቁጠባዊ ምዕባለን ከምጽኡላ ይኽእሉ እዮም ኢልኪ ትኣምኒ እንተ ኮይንኪ ኣዚኺ ተጋጊኺ ኣሎኺ።

    • kidane February 11, 2014

      Elssa
      Anti newram shenki dekisi .akalib wo wo wo……..seb do mewailu yinebih iyu .forget eritrea kemti zireseatiki

  • sara February 10, 2014

    ewayyyyyyyyyy, eritreawi zrekebkayo

  • sara February 10, 2014

    we don’t even know who this Guy is somebody has to find out about isayase’s family story. if the mental illness run within the family or not. I do remember about his brother in Asmara…werket zwte tlul.

    • Genet-orginal February 11, 2014

      Sara
      There is a strong mental illness in Isayas’s family background. Someone told me Isayas’s aunt who is his father’s sister is crazy. Crazy, like mentally deranged on the street of Tigray. Most people know about his brother who was crazy on the street of Asmara. This is a strong indication Isayas is suffering from a severe mental illness.
      Genet-O

      • Suleiman Salim February 11, 2014

        ሓደ ኣማኑኤል ዝበሃል ናይ ጀብሃ ተጋዳላይ ዝነበረ ሓዉ ኔርዎ። እንታይ እዮ እሞ ተጋዳላይ ዝነበረ እንተ ሓመመ?

  • sara February 10, 2014

    I mean, I remember his brother in Asmara… WRKET ZWTE TLUL.
    I can’t believe his followers, Eritrean-clowns allow this guy to lead our ppl and country.
    I just curious, his kids and wife, do they think they have a father/ husband??? WoW…

  • change February 10, 2014

    Suleiman:you are Gidewen Abay and we know you the worst person with identity crisis.

    • Suleiman Salim February 11, 2014

      kbret yhabeley:: yeQenyeley::

  • bilen February 10, 2014

    anta suleman,
    zey gbaAka sm tesekimka alekha.
    sulema ab kuran zefelto ente dea koynu, Tbeb zmeleO lebam n kIlan ngus iyu neru.
    ente nskha emo dnqurna zmelaAka zey trebh shlet ikha.
    kabzi zkhefE fah fah n sdet dea entay ttsbe alekha.
    weys AIntakha Awiren, aEzanka tsemimen, atehasasbakha tedefiu? meskina.

    • Suleiman Salim February 11, 2014

      “ካብዚ ዝከፍአ ፋሕ-ፋሕን ሰደትን ደኣ እንታይ ትጽበ ኣለኻ? ” — ብሌን

      ብሌን

      ኣይትዓሹ! ረቢ ኣየውርዶ ደኣ እምበር ከምዚ ‘ዞም ደናቁር ኣኽላባት ዎያነ ዝደልይዎ ናይ ሃይመኖታውን ኤትኒካውን ኣውራጃውን ፍልልያት ዘለዎ መንገዲ እንተ ተኸቲልና ሃገርና ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ወዲቓ ዋሕዚ ናይ ስደተኛታት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ( ብድምሩ ናብ መላይን ገጹ ዝኸይድ) ክኸውን ይኽእል እዩ።

      ደሓን እንከሎኻ ከፊኡኒ ኣይትበል ካብዚ ዘሎኻ ዘይሓይሽ ከይመጽኣካ።

  • mrs Eritrea February 11, 2014

    Bilen denkoro kof ilka trah leflif wedi afom si Eritra amaidika kemtria gerika iyu intay ilu mesleka izom kemzi kemaka inte tefiu yihayish medakimti iyom beal senfelal ilikom iti tinebrelu zeleka hager serihom iyom amzteomo kemka inda leflefu aykonun komu delka kid sirah wey afika haz kurkur wyane

  • bilen February 11, 2014

    msr eritrea denkoro³³³³³³³³³³³³³³³³³
    meskinay, entay dea tesekifka nskhas dey hade senfelal konka TefiEka zelekha!!!!
    haqnet ente aleka dea ab eritrea kedka, mstom ab Tmuy kebdom zshQlu zelewu konka kemU zeytbl.
    Tebelatsi³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³³
    ab zTEmeka kof ilka aytdegf.
    nEtfetwo kedka tdgfo. nEtTselO dma kabU trHQ.
    kemzi natatkum “Deleytn TAbeytn” ybehal “democracy endadelekha” isaias isaias trah belu loqomamts.
    tezanagaE iske. fosi hateftef tkhoneka iya, entay gdakha
    http://www.youtube.com/watch?v=-aUlvurdK2Y
    bebeynkhum ms konkum ata ezi sheytan izis kem tblu rgts iyu
    ezi wedehankum.

    .

  • Mesinas February 11, 2014

    ክቡራትን ፍቑራትን ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ ነዚ ትማሊ ቀዳም ናብ ሰንበት ዘውገሐ ለይቲ ዝወረቕኩዎ፡ ንእንታይነት መላኺ ዝትንትን ናዕታ ምስ ኣንበብኩም፡ ብዙሓት ከም ዝተቐንዘኹም ኣስተብሂለ። ሰብኣውነት እንተኾይኑ ብልውህናኹም እድንግጽ፡ ቃውምነት (ጠበቓነት) እንተ ኮይኑ ከኣ እሓዝን። ምኽንያቱ፡ ሰብ ጠበቓ ሓፋሽ ህዝቢ’ምበር ጠበቓ ሓደ ዕሉል መላኺ ኪኽውን ክትሪኦ ከለኻ፡ ብርግጽ የጉሂ’ዩ። በዚ ገሌኹም ንኣሕዋትኩምን ኣሓትኩምን ዝተጻረፍኩሞ ናይ ጓሳ ቃላት ድማ ሓዚነ። ‘እዛ ሃገር ወረጃን ምቕሉልን ህዝቢዶ ትውንን ኣይነበረትን!? ካበይ ደኣሎም መጺኦም እዞም ስነ ምግባር ኤርትራውያን ዝጐደሎም ሰባት!?’ ብምባል ድማ ንነብሰይ ሓቲተ። መልሲ ግን ኣይረኸብኩን።

    ኣብ መንጐ ዘንበብኩዋ ሓንቲ ውስጠዘ ዘሎዋ ጽሕፍቲ ሓብትና ኤርትራዊት ግን ኣስሒቓትኒ። እወ። ዘለፋ ብምዃና’ኳ እንተዘይተሓጐስኩላ ሃንደበታዊ ሕቶኣ ግን ኣስሒቑኒ’ዩ። ኤርራዊት ከምዚ ዚስዕብ’ያ ኢላ። “እዋእ! ኣንታ እንታይ ደኣ ሎምስ እዚ ደምበ ኣሰና፡ ጥሪት ህግደፍ መሊኦሞ!?” ተገሪማ ሓቲታ። እዚ ውስጠዘ እዚ ክልተ መልእኽቲ’ዩ ዘሎዎ። ቀዳማይ ትርጉሙ’ዩ። ካልኣይ ከኣ ምስጢሩ’ዩ። ትርጉሙ፥ “እዚ ደምበ ኣሓ መሊአንኦ” ከስምዕ ከሎ፤ ምስጢሩ ድማ፥ “እዚ ገዛ ዓያሹ መሊኦሞ” እዩ ዘስምዕ።

    ክብርቲ ሓብትና ኤርትራዊት ብልባ’ያ ሓቲታ። ከምኡ ስለ ዚኾነ ድማ’ዩ ኣስሒቑኒ። ካብዚ ሓረግ’ዚ እንርድኦ ነገር እንተሎ ኸኣ፡ ኣብዚ ሎሚ እዋን፡ ንጃንዳ ህግደፍ ምድጋፍ ማለት፡ ምስቲ ኣዛዊሩ ዝሓስብ ክቡር ሰብ ዘይኮነስ፡ ምስቲ ንወዲ ሰብ ከገልግል ዝተፈጥረ እንስሳ ዘጸብጸብ ተርእዮ ኮይኑ ኣሎ። እንስሳ፡ ብዘይካ ብዛዕባ ከብዱ ብኻልእ ዘይሓስብ ግኡዝ ህያው ስለ ዚኾነ ጨካንውን’ዩ። ሰብ ክንስኻ እንስሳ ካብ ምዃን ዚዓቢ ውርደትን ሕስረትን ድማ ዘሎ ኣይመስለንን። ስለዚ፡ ነቶም ከም ደማሒ ሰብኣውነት ዝሃደመኩም ሰባት፡ ምኽረይን ማዕዳይን፡ ሰብ ኩኑ’ዩ። ኩልና ሰብ ኴንና፡ ከም ሰብ ምስ እንሓስብ ድማ’ዩ ሽግር ኩልና ዘብቅዕ! የቐንየለይ።

    ሓውኩም መሲናስ

    • Elssa February 11, 2014

      አገናዕ ዚ’ሓወይ “ስብ መሲሉኒ እምኒ ቆንጢየ ድአ ኮይዩ እምበር። እዞም ጥሪት ህግደፍ ጠፊእዎም አየኮነን እንታይ ድአ “ፈሊጡ ዝተሓብአ እንተጸዋዕካዮ አይሰምዕን እዩ”

      • Suleiman Salim February 11, 2014

        ንስኺ ጥዕይቲ ሰብ ኢኺ። ምሲ ጊዜ ናብ ልብኺ ከም ትምለሲ ጥርጥር የብለይን።

    • Suleiman Salim February 11, 2014

      መሲናስ

      ዲክታቶር ባዕልኻ እንከሎኻ ንካልኦት ዲክታቶር ኣይበሃልን እዩ። ምስ ነብስኻ ምዝራብ ስለ ዝለመድካ ” ኣሰና ጥሪት መሊኦምዎ ከብቲ መሊኦምዎ ..” ኢልካ ትቑዝም ኣሎኻ። መሰረት ዘለዎ ጉዳይ ኣሎኒ ትብል እንተ ኮይንካ ሓቦ ጌርካ ኣብ ክትዕ እቶ። ኣማኒኤል እያሱ ” እነሆ ሜዳ እነሆ ፈረስ ” ይብለካ ኣሎ!!!!

POST A COMMENT