Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወዲ-ቫካሮ ኣብ ላስቬጋስ ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ

ወዲ-ቫካሮ ኣብ ከተማ ላስቬጋስ ብዕለት 13/11/13 ብዝሒ ህዝቢ ዝተሳተፎ ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ።እቲ ብዝኽሪ ሰማእታትን ሃገራዊ መዝሙሩን ዝተጀመረ መደብ ቐጺሉ ብሌላ ዶክተር ተወልደ ወድ-ቫካሮን ብፕሮጆክት ዝተዳለወ ስእሊ ሓርበኛታት ኣቦታትና ወልዳኣብ ወልደማርያም፡ ኢብራሂም ሱልጣን ፥ሳበን እዩ ተጀሚሩ። [gview

ወዲ-ቫካሮ ኣብ ከተማ ላስቬጋስ ብዕለት 13/11/13 ብዝሒ ህዝቢ ዝተሳተፎ ዕዉት ሰሚናር ኣኻይዱ።እቲ ብዝኽሪ ሰማእታትን ሃገራዊ መዝሙሩን ዝተጀመረ መደብ ቐጺሉ ብሌላ ዶክተር ተወልደ ወድ-ቫካሮን ብፕሮጆክት ዝተዳለወ ስእሊ ሓርበኛታት ኣቦታትና ወልዳኣብ ወልደማርያም፡ ኢብራሂም ሱልጣን ፥ሳበን እዩ ተጀሚሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
32 COMMENTS
  • Paradiso November 15, 2013

    wedi Bacaro, you are one of the few brave Eritreans who can stand up.
    There are few brave like you such as Amanuel Eyasu of assenna, Meron, aba Mussie and the journalists at Radio Erena.

    But most Eritreans are so coward, for the last five years, they can not even stand up and protest to defend the Eritreans who were deported by Libya, Egypt, Yemen and Saudi Arabia to the Hgdef regime. When hundreds of Eritreans were sold to Arab slavery in Sudan and Egypt, held hostage, kidnapped, killed, raped by Arab Rashaydas and Bedouins, lost their organs to Arab doctors … no worthy Eritrean stood against these Arab embassies in Washington, Newyork, London, Bernline, Stockholm, Toronto, Sydney …

    We are so coward, some of us do not want the savage rapist Arabs to be exposed and condemned; some retard slaves would not even post Arab crimes on Eritreans on their websites.
    Here is lesson from the brave Ethiopians to cowards Eritreans who are afraid to defend their women and children in Arab passage and slavery.

    ኩሩዓት ሕቡናት ኢትዮጵያውያን በሉ ረኣይዎም።

    ንሕና ኤርትራውያን ግና ኣሸሓት ኣሓትናን ኣሕዋትናን ብጨካናት መንግስቲ ሊብያ ግብጺ ሳዑድያ የመን ተጠሪዞም፤ ኩሊቶም ተመዝሒቑ፤ ኣዋልድናን ኣወዳትናን ቆልዑናን ጾታዊ ዓመጽ መግረፍቲ ኵዎርዶም እንከሎ፤ በጀካ ውሑዳት ተባዓት፣ መብዛሕትና ከም ኣንጭዋ ተሓቢእና።

    ኤርትራውያን ኣብ ሃገራት ኣዕራብ ከም ሱዳን ግብጺ ተጨውዮም ከም ባሮት ክሽየጡ ከለዉ፣ ገለ ገለ ለቕለቕቲ ኤርትራውያን ነቶም ሃገራት ዓረብ ዝኾንነና ጸርፊኩምና፤ ገሌኹም እሞ ኣሽንኳይ ኣብ ኣደባባይ ወጺእኩም ንዓሌተኛታት ሃገራት ኣዕራብ ምኹናን ይትረፍ ኣብ መርበብ ወብሳይትኩም ከማን ጭካነ ናይ ረሳሕ ዓረብ ከይተውጽኡ ፈሪህኩም ያኢ ሳሕሳሕ ዓረብ ሽሙ ከይከፍእ።

    በሉ ተመሃሩ፣ እወ ካብ ኢትዮጵያውያን።

    http://www.ethiograph.net/video/watch.php?vid=04ebcee11

  • Berhe Tensea November 15, 2013

    This is a good start, it may help the herd on how to survive and defend their existence in this world before they are annihilated by their cruel master who is related to Wube.

  • petros November 15, 2013

    A good step toward unification of the nation.

  • luna November 16, 2013

    Dear readers:

    Can you believe it, among us there are some Eritreans with little or no emotion at all saying, ” I don’t want to hear bad news… uffff…such as the tragedy in Sinai, Egypt, Libya and Lampedusa.” Who else besides us [Eritreans] do we want to hear about our OWN tragedy?

    This shocking incident which has claimed 357 lives has had a very big audience. Thus, for a week it became a headline news all over the world. It touched humanity as a collective.

    Yesterday, in Germany, Signora Grazia Migliosini a resident of Lampdedsa was given the Bambi 2013 Award. She courageously signaled an alert to authority on what she had seen in the coastal waters of Lampedusa. By her single action she saved 47 Eritreans from losing their lives.

    It is a rare recognition awarded to an individual in such a circumstance. Her involvement was crucial and timely. The board of directors who chose her knows and understands very well Grazia deserves the honor. There is a message they wanted to convey behind this act as well. As for us [Eritreans] indifference is killing our inner spirit! Can we do our share to redeem this nation of ours which is hanging on the edge?

  • david November 16, 2013

    I agree we Eritreans are all cowards. It is about time we stand for injustice and brutality
    in our county and abroad. We need to learn from our mistakes,unite and fight together to free our country again and to be the voice for the voice less.
    Long live our forefather’s and our brothers and sisters who gave their life for us all.
    May the good Lord bless our people and our country.

  • mussie November 16, 2013

    WEDI VAKARO NSLTTAN ISEYAS aFORKI MGLGALU YQRETA MHHTATU XBUQ IYU. HJI DM MS KULU ERITRAWI, POLITIAWI WDBATN, KULOM MAHHBERTN WLQESEBATN BHHABAR KOYU KQALES QRUB MKUWANU KGELX ALEWO. TEBEGSO MWSAD XBUQ IYU. QDMIEKA KQALESU MS ZXEDENHHU DM FBUU IYU.

  • Fetawihaki November 16, 2013

    than you wedi Wakaro, at this very difficult time, we eritreans have to be united and solve our problems, otherwise our situation will go from bad to worse.

    Selamn kisanetn n deki erey
    Fetawihaki

  • Dawit November 16, 2013

    ኣቶ ዮፍታሀ ድሜጥሮስ ዝመርሖ ጉጅለ ኣብ ጉባኤ ኦርቶዶክሳውያን ከይሳተፍ ተኣጊዱ

    ዓመታዊ ኣድማሳዊ ጉባኤ ቤተ ክርስቲያናት ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ 8 ሕዳር, 2013 ዓ.ም. ኣብ ቡሳን ደቡብ ኮርያ ተኻይዱ። ብኣቶ ዮፍታሀ ድሜጥሮስ ዝምራሕ ምምሕዳር ጳጳሳት ኤርትራ ድማ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ብኣሸበሸብ ንደቡብ ኮርያ እኳ እንተምርሐ ድኻም ጥራይ ኮይኑ ኣብቲ ኣድማሳዊ ጉባኤ ከይተሳተፈ ከምዝተሰጐጐ ተፈሊጡ።

    ብመሠረት እቲ ዝወጸ መምርሒ፣ ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ሓደ ሓባራዊ መግለጺ ሒዘን ክቐርባ ይእዘዛ እየን። እቲ ብኣቶ ዮፍታሀ ዝምራሕ ምምሕዳር ድማ “ንሕና ኦርቶዶክስ ኢና” ብምባል፣ ኣብቲ ጉባኤ ኦርቶዶክሳውያን (confessional meeting) ክሳተፍ ፈቲኑ። እንተኾነ፣ ሕብረት ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ሓደ ቃል ብምዃን “ፓትርያርክ እንጦንዮስ ኣበይ ኣለዉ? መን ልኢኽኩም? ንመን ወኪልኩም መጺኹም?” ዚብል በዳሂ ሕቶታት ምስ ኣቕረበሎም፣ ኣቶ ዮፍታሀ ንፓትርያርክ እንጦንዮስ ብፖለቲካዊን ሃይማኖታውን ክሕደት ከጸልሞም ፈቲኑ:: ቀጺሉ ኣቶ ዮፍታሀ፣ ፓትርያርክ እንጦንዮስ ከምዘይተኣይተኣስሩ፣ “ሕክምናኦምን መነባብሮኦምን ባዕለይ ይከታተሎ እየ” ዚብል ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ምስክርነት ሂቡ።

    ኣቶ ዮፍታሀ ዝሃቦ ምስክርነት ግና ምስቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዘይቃዶ፡ ብሽርሕን ጉርሕን ዝተማህዘ ሓሶት ምዃኑስ መራሒ እቲ ጉባኤ ሊቀ ጳጳስ (Metropolitan Gennady) ኣይሰሓትዎን።

    ኣብ መወዳእታ፣ ኣቶ ዮፍታሀን ሰዓብቱን ካብቲ ጉባኤ ብህጹጽ ክወጹ፣ ፓትርያርክ እንጦንዮስ ናብ ሓዋርያዊ መንበሮም ክምለሱ፣ እቲ ብዮፍታሀ ዝምራሕ ምምሕዳር ኣብ ዝኾነ ናይ ኦርቶዶክሳውያን ጉባኤ ከይሳተፍ፣ ካብ ሕብረት ኦርቶዶክሳውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ምሉእ ብምሉእ ክንጸል ዝብል ውሳኔ ኣሕሊፉ። ብተወሳኺ፡ ጉዳይ ፓትርያርክ እንጦንዮስ ዕቱብ ምክትታል ክገብረሉ፡ ሕብረት ኦርቶዶክሳውያን ናብ ኣድማሳዊ ጉባኤ ቤተ ክርስቲያናት ለበዋ ኣቕሪቡ።

    እቲ ዝተዘርበ ኩሉ ብቋንቋ እንግሊዝኛ ብምንባሩ፣ እቶም ምስ ዮፍታሀ ዝመጹ ጳጳሳት እንታይ ይበሃል ኣሎ ምንም ኣፍልጦ ብዘይምንባሮም ነቲ ጉባኤ ኣሕዚንዎ እዩ። ብስሞም ናይ ፖለቲካ ሰባት ይብለጹሎም ከም ዘለዉ ድማ ኣብቲ ጉባኤ ንጹር ነይሩ።

    ሎሚ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜርካ ከመሓላልፎ ዝደሊ መልእኽቲ ብዛዕባ እቶም ካብ እምነት ሓላፊ ሽመት፡ ካብ ሓቂ ሓሶት መሪጾም ኣብ ጌጋ መገዲ ዘለዉ ‘’ኣምላኽ ዕርቂ ንብኡሳት፡ ንስሓ ንጥፉኣት’’ ሰሪዑ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ነታ ምድሪ ተስፋ ዝወረስዋ እቶም ጽኑዕ መንፈስ እግዚኣብሔር ዝነበሮም ካሌብን ኢያሱን ምዃኖም ዘኪሮም፡ ምድራዊ ህይወቶም ከየብቅዐ እንከሎ ካብ ንሰብሲ ንኣምላኽ ክእዘዙን ክሰምዑን ሓደራ እብል።

    ጸጋ መድኃኔ ዓለምን ጸሎት ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ ኩልና ይኹን።

    Dawit wedi keren

  • james November 16, 2013

    We said so many shit stuff like eritreans we r dis dat we r different the best bla bla but we r the worthless ppl on earth I have known as u all said wen our brothers were tortures n killed no body did demonstration n if u do any demonstration thet c u as ( TEKAWAMI) but this dum ppl dont know the demonstration could be againt egypt or israel but all they say is owww bla bla was on demonstration TEWAMAY koynu diyu ayiiiii wey eritreans we doomed , we were too inocent all we did was watch ( KORSO n FOOTBALL) we were a cool ppl n happy enjoying our capuciono but all dis iz gone for good

    • Eritreawit November 16, 2013

      James-

      GO TO SCHOOL 1ST, IF YOU ARE ERITREAN GET YOUR ACT TOGETHER; WORTHLESS– WE ARE NOT. IF YOU ARE SAY IT OTHERWISE YOU CAN’T TALK FOR EVERYBODY.

      • belay nega November 16, 2013

        “ERITRAWIT on November 13, 2013 at 5:23 pm said:
        Nay behaki blash hzby, what a hatela story we been caring for the last 50 years only God knows how many DEKI HAGER we have lost what a sham !!!! ”

        “Eritreawit on November 16, 2013 at 10:35 am said:
        James-
        GO TO SCHOOL 1ST, IF YOU ARE ERITREAN GET YOUR ACT TOGETHER; WORTHLESS– WE ARE NOT. IF YOU ARE SAY IT OTHERWISE YOU CAN’T TALK FOR EVERYBODY.”

1 2 3

POST A COMMENT