ክፍት ደብዳቤ ለፕረዚዳንት ኢ ሳ ያስ ኣፈወርቂ ! ኢትዮጵያውነት የኤርትራን ሕዝብ በማቆርቆዝ ኣይረጋገጥም ! እንኳንስ የኤርትራ ሕዝብ ቅማልም ቢሆን ሱሪ ያስፈታል !
ከኢትዮጵያዊ ወታደር፡፡ የኢትዮጵያ ወታደር ሁኜ ኤርትራ ውስጥ በነበርኩበት ጊዜ ትግርኛ ብማርም ፡ ጽሑፍ ላይ ሲሆን ግን እጅግም ስላልሆንኩኝ ፡ እርስዎ ደግሞ በበኩልዎ ፡ ኣማርኛን በደምብ የሚያቀላጥፉ እንደመሆንዎ መጠን ፡ መልእክቴን በኣማርኛ ሳስተላልፍ ከይቅርታ ጋር ነው። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/11/1011ES8-01AA.pdf"]
ከኢትዮጵያዊ ወታደር፡፡
የኢትዮጵያ ወታደር ሁኜ ኤርትራ ውስጥ በነበርኩበት ጊዜ ትግርኛ ብማርም ፡ ጽሑፍ ላይ ሲሆን ግን እጅግም ስላልሆንኩኝ ፡ እርስዎ ደግሞ በበኩልዎ ፡ ኣማርኛን በደምብ የሚያቀላጥፉ እንደመሆንዎ መጠን ፡ መልእክቴን በኣማርኛ ሳስተላልፍ ከይቅርታ ጋር ነው።
Zeregabir Teaghes November 13, 2018
AS PER the news of Ethiopian media, Some Eritreans are saying Ehiopia arrested Ethiopian high rank military officials.
Please this is fake news engineered by Ethiopian Security media to cheat and fool Eritreans.
cyber wufuy November 13, 2018
ወያነ ካልኣይቲ ደብዳቤ ይሰዱ ኣለዉ >እታ ቀዳመይቲ ‘ካብ ትግራይ’ ትብል ብቐዳማይ ዝተሰደት ክትከውን ከላ እታ ኻልኣይቲ እዚኣ እያ> እዚ ጽሓፋይ ኢሳያስ ስለ ዘሳቕየና ሓልዩልና ድዩ ?
1) እንታይ ድኣ እታ ኣሻጓሺጉ ዘእተዋ *ኢሳያስ ዋላ ካብ ኤርትራ እንተዘይቦቖለ ይኹን እምበር ኤርትራውያን ኣየጓነዩዎን* ትብል እሾኽ እንታይ እዩ መልእኽታ
2) ኢሳያስ እንድሕር ካብ ቀደሙ ብኣመሪካውያንን ኣምሓሩን ዝተላእከ ኔሩ እቲ ገድሊ እውን ኣምሓራይ እዩ ኔሩ ድዩ ክብለና ደልዩ?
3) ከምቲ ጃንሆይ ንኤርትራውያን ከድክዮም ዝደለየ…..ወዘቀረ ዝበሎ ካብ ሓቂ ዝርሓቐ ዘረባ ብሓቂ ጃንሆይ ንህዝቢ ኤርትራ ከድክይዎዶ ተበጊሶም ወይሲ ትምህርቱን ኤኮኖሚኡን ክብ ኣበልዎ (እቲ ኣብ ፌዴሬሽን ዝተፈጥረ ህዉኽ ዘውዳዊ ግህሰት ከይተረስዔ)
4) ኣብቲ ናይ ኣዝማሪ (ዋጣ) ኢሉ ዘምጽኦ በምሓርኛ ጸረ ገድልና ደርፊ እንታይ ክወቅዕ ደልዩ እዩ ?
ጸቢባትናስ ንዑ ኣማውቱና ዝዓይነታ ደብዳቤ ናይ ወያነ እያ ትመስል>
ኣይትሓዙለይ ኣይተዋሕጠትለይን ሽሙን ስእሉን እንተዝጥቃዕ ገረችኣል ወሉ, ካብ ፈረስ ማይ ,ዓድዋ ,ወያነ , ክፍለ ስለያ ክኸውን ይኽእል
bahta November 13, 2018
Correct comments on the Identity of the Dixtator. ,,
Dani amiche November 13, 2018
You all have been duped by smart Isaias for well over 50 years and you should all be ashamed and admit you let him manipulate and mess/boss you around for far too long. Don’t make us sick with your crocodile tears or cries now.
Degole November 14, 2018
The letter smells all the way like a Weyane pretending somebody else. Another trash from the Weyane that had lost everything..