ካብ ውሳነ ረፈረንደም ህዝቢ ኤርትራን፡ ውሳነ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ዝዓቢ ሕጊ የልቦን – መልሲ ንጀነራል ጻድቃን
ኣብ'ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ሞት መለስ ዜናዊ ሓደ-ሓደ መራሕቲ ህወሓት ነበር ዝርከቡዎም ኢትዮጵያውያን ምሁራትን ካድረታትን፡ ንልኡላወነት ሃገርና ዝደፍር፡ ብፍላይ ድማ ንዓሰብን ንኣፍደገ ባሕርን ዝምልከት ክጽሕፉን ቃለ-መሕትታት ክገብሩን ጸኒሖም ኣለዉ። ከምቲ 'ሓሶት እንተተደጋገመስ
![](https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2020/03/General-Tadkan-05-03-2020-e1583813022113.jpg)
ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ብፍላይ ከኣ ድሕሪ ሞት መለስ ዜናዊ ሓደ-ሓደ መራሕቲ ህወሓት ነበር ዝርከቡዎም ኢትዮጵያውያን ምሁራትን ካድረታትን፡ ንልኡላወነት ሃገርና ዝደፍር፡ ብፍላይ ድማ ንዓሰብን ንኣፍደገ ባሕርን ዝምልከት ክጽሕፉን ቃለ-መሕትታት ክገብሩን ጸኒሖም ኣለዉ። ከምቲ ‘ሓሶት እንተተደጋገመስ ሓቂ ይመስል’ ዝበሃል፡ ‘ዓገብ’ በሃሊ ብዘይምርካቦም ድማ፡ ንሓሶቶም ይደጋግሙዎ ኣለዉ።