ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ከባቢኣን ፡
ነዚ ሰኣን ቁዋማዊ መንግስቲ ምትካል ፡ ኣብ ሃገርናን ህዝብናን ፡ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕን ሕሰምን ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ንምዝታይን ንምምይያጥን ዝዓለመ ፡ ዓሕ ክሳብ መዓስ፡ጽባሕ ከይትጠዓስ ብዝብል መርሆ ተሰንዩ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን
ነዚ ሰኣን ቁዋማዊ መንግስቲ ምትካል ፡ ኣብ ሃገርናን ህዝብናን ፡ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕን ሕሰምን ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ንምዝታይን ንምምይያጥን ዝዓለመ ፡ ዓሕ ክሳብ መዓስ፡ጽባሕ ከይትጠዓስ ብዝብል መርሆ ተሰንዩ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን ነጻን ዝኾነ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም ኣለና። ነዚ ኣብ ሃገርና ዝወርድ ዘሎ፡ ኣሰቃቒ ኩነታት ዘሕመመና ብዙሓት ከምዘለና ንፈልጥ፡ እንተኾነ ግን ካብ በብዘለናዮ ፋሕ ኢልና ንቃለስ ፡ ምስ ኩሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ብሓባር ኮፍ ኢልና ብዛዕባ ሃገርና ክንዛራረብን ፡ሽግርና ክንፈትሕን ፡ መድረኽ ይጠልበና ኣሎ።
ክንተኣማመን ንዛተ!
March 20, 2016
time 4:00 pm
847 Davencourt rd
ኤረትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶን ከባቢኣን
Eritrean Justice Seekers Toronto Area
Misgun Zerai March 15, 2016
I would like to express my appreciation to Toronto Eritrean Justice Seekers for such a timely call to discuss ways and means of getting rid of Issayas Afeweki’s system of Government. I believe such a meeting will also help identify the enemies of the people who are hiding amongst us. These are part and parcel of the system that is dehumanizing the Eritrean masses. Therefore, they should be dealt with as such.
I would also like to call upon the Ottawa Eritrean Justice Seekers, like Tesfai Kifle, to organize such a meeting to raise the awareness of the Justice seeking Eritreans residing in Ottawa.
Long Live Eritrea!!
‘Misganan quisanet’n n’siwuatna’