Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እዋናዊ ጽሑፍ: ኤርትራውያን ኣብ ገምገም ቀይሕ መስመር!

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/endabaguna-pdf.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
31 COMMENTS
  • ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? October 19, 2014

    Dear Aranchi,
    Heartbreaking report, the bastard dictator is working day and night to destroy the few remaining human value of Eritreans. For historical and political reasons Eritreans are relatively being treated humanly in Ethiopia, In the other side of the boarder (Sudan) beside the dirty game of abduction where the mafia regime in Asmara is involved via his partners the RASHAIDAS, Eritreans are being treated inhumanly by the corrupted Sudanese security officers that most of them work as agents of the regime and are also involved on selling Eritreans to human traffickers.

    ጸይቀ ግኑን ኤሰያስ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ተሰዲዱ ሓሙሽተ ዝሕልውዎን መግቢ ዘዳልዉሉን እንተተረፉ ኣይግድሶን እዩ።
    Thank you Aranchi for sharing with us part of Eritreans’ sufferings.

  • EBOLA VIRUS October 19, 2014

    ኣነ ዘይርድኣኒ ነገር ኣሎ ኣብ ስደት ኣብ ዝኸድክዎ ዓዲ ኩሉ ን ኣከለጉዛይ ዝጸልእን ዘይ ኣምንን ፣ከም መፋታሕቲ ከም ኣቕሽሽቶም ኮተሊኽ ከይተረፉ ኣብ ስደት ነቲ ወዲ ካልእ ኣውራጃ ከም ዘጓንዩ ፣እንተተማህሩ መሊሶም ወገናውያን ዝኾኑ ኣብቲ ገድሊ ከይተረፈ ኢሳያስ ብጥብቂ ሒዝዎም እምበር ኩሉ ዕላምኦም ደቂ ዓዶም ናብ ስልጣን ኣምጺኦም ንኹሉ ክረግጹ ከም ዝሓለኑ ።ኣብ ሱዳን ከይተረፈ ብሓደ ዘምልኹላ ዝነበሩ ዓባይ በትኽስያን ጴንጤ ፣እቲ ቀንዲ ፓስተር ሰረወታይ ስለ ዝኾነ ፣ነታ በትኽስያን ኣብ ክልተ መቒሎም፣ገዛ ገዛ ምእመናን ደቂ ኣውራጅኦም እናዞሩ ደቂ ዓዶም ወዲቦም ናይ ኣከለጉዛይ በትኽስያን ፈጢሮም ።ዋላ ስሩዓት ናይ ህዝባዊ ግንባር ከለዉ እውን ናይ ደቂ ዓዶም ኣኼባ ጥራይ ብሕቡእ ጌሮም እዘን ሓማሴን ቀቲለናና ክብሉ ከም ዝሓድሩ ዝነበሩ።ብሓጺሩ ኣብ ስራሕ መርዓ ይኹን ሃገራውነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ መንሽሮ ከም ዝኾኑን ፣ኩሉ ኤርትራዊ ከም ዘይፈትዎምን ዘይኣምኖምን፣ሃዋርያ ጽልእን ፍልልይን እዮም ፣ስለዚ ባዕሎም በብዝኣጎድዎ ሓዊ እንተተሸልበቡ ፣ሓንሳእ ንሓማሴናይ ሓንሳእ ንሰረወታይ ክጥቅኑ ዝርከቡ ,ዘጽልኦም ኣውራጅኦም ዘይኮነ ጠባዮሞምን ንዕቀቶምን ምዃኑ ዘይፈልጡ፣ ዋላ ተጋሩ ይኹን ኣምሓራ ኣብ ኤርትራ ብስደት ዝተቐመጡ, እዞም ሓማሴን እዩ ቅኑዕ ልቦም እምበር፣እዞም ኣከለጉዛይ ክፉኣት እዮም ይብሉ ኔሮም ይብሃል ኔሩ።እቶም ፓድረ ኮተሊኽ እውን ኣብ ዓዲ ጣልያን ኮይኖም ኣይቲ እዩ ዓድኻ(ኺ) ?ኢሎም ንሰብ ብኣውራጅኡ ፈልዮም ንሰሜን ኣሜሪካ የሕልፉ ኔሮም ዝብሃል ? ካብ ስራሕ, መርዓ ጀሚሮም ክሳዕ ሃይማኖትን ሃገርነትን ጠለምትን ፈላለይትን ኣከለጉዛይ ኢዮም ዝብሃል,ብጊዜ ኣቦታትና ድማ ኣብ ቃኘው ኣሜሪካ ከለዉ ፣ንሓደ ሳላሳ ዓመት ካብ ዝት፭አዓራረዅዎ ሰረወታይ ንትማልኡ ዝፈለጥዎ ወዲ ዓዶም ስራሕ የእትዉ ኔሮም ዝብሃል ዋላ 2000 ኪሎሜተር ፍልልይ ይሃልዎም እዙይ ጥራይ ይበል እምበር,ኣብ መንካዕ እውን ዘቕተሎም ብጉልባብ ዲሞክራሲ ኣውራጅኦም ንላዕሊ ጌሮም ነቲ ወዲ ካልእ ክረግጹ ስለ ዝደለዩ እዩ ዝብሃል፣ተስፋይ ተምነዎ እውን ገሊጽዎ ኔሩ እዩ ¨ንሓማሴን ስዒራ ኣከለጉዛይ ተሳዒራ ፣ሓረጎት ኣባይ ስዒሩ ተስፋሃንስ በርሄ ተሳዒሩ ኢሎም ዝጨርሑ ተጋደልቲ ደቂ ኣከለጉዛይ።የማነ እውን ኣብ ኢንተርቪዉ ገሊጽዎ እዩ፣እቶም ደቂ ኣከለጉዛይ ዝነበርና ኣብ ጊዜ ድራር ኮነ ኢልና ብሓደ ንእከብ እሞ ብትሕቲ መልሓስና ነዕልል ኔርና ኢሉ።ንምንታይ ዋላ እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዓበየ እውን እቲ ሕማም ኣብ ደሙ ኣሎ ማለት ድዩ ? ንምንታይ እዚ ኩሉ ሕማማት ድሩዕን ጀነራል ዑቕነ ሃይለን ምስተኣስሩ ይገልጽዎ ኣለዉ ፣ናይ ብሓቂ ነቲ ሽሃይን ኩናማን ሓልዮም ድዮም ?ዝብል ኣረኣእያ ዘለኩም ሰባት እንተለኹም ከምዚ ኢልኩም ንብጻይ ታደሰ ኪዳነ መርትዖ ኣቕርቡሉ እምበር ነቲ ጉዳይ ብምልዓሉ ከም ኣውራጃውን ፈላላይን ኣይትወንጅልዎ ሓደራኹም። መርትዖ ከነቕርብ እንተዄንና ብጭብጢ ።ኣነ ግን ብዙሕ ኣፍልጦ ስለ ዘይብለይ ሓቂ ድዩ ኢለ እየ ዝሓትት ዘለኹ።ብሓቂ ኣከለጉዛይ ንህዝቢ ኤርትራ መንሽሮኡ ድዮም ኣይኮኑን ሓደራ ንዘትዮ ምእንቲ ሃገርና።እንተኾነ ንሰባት በውራጃ ዘይኮነ ብውልቂ ምፍራድ ኣይሓይሽን ዋላ እቲ መርትዖ ገጽና እናጸፍዓና፣ህዝብና መታን ከይፋላለ ?

    • Simon G. October 19, 2014

      ኢቦላ ቫይረስ:
      እዚ ሕጂ ኣራንሺ ዝጸሓፎ ኣየሕዝነካን? ህዝቢ ኤርትራ ነጺፉ፣ ሃገር ክትህሉ ድያ ኣይክክትህሉን እንዳበለካስ፣ እዚ መርዛም ቃላታት ናይ ንዱያት ትነዝሕ?
      ንእግረ መንገደይ ድማ, ኣግሂድካ ምስ ኣከለ ጉዛይ ክቱር ጽልኢ ኣለኒ እንተትብል ዝያዳ መኽበርኩኻ። ደንቆሮ ምበልኩኻ, ግን ካብዝ ሕጂ ትጽሕፎ ዘለኻ ንሱ ምሓሸ። ሽምካ ከማን ዘይጠዓየ። ስለተደንግጸኒ ግን: እዛ ምኽሪ ክልግሰልካ: ኣብ ጥቓኻ ቦምባ ተረኺብካ ብዘይ ማይ ኮሊስካ ተፈንጀር። መንግስተ ሰማይ ድማ የዋርስካ።

    • Asghedom Woldeghiorghis October 20, 2014

      Ebola , you are realy Ebola,
      I don’t know from which part of eritrea you are, I am sure you are not Eritrean you are you are wodi ARBA like Esayas Afewerki that is way you don’t like Dekebat Eritrawin .

      Akele Guzai are the real Eritreans without mixture.

    • Rora October 20, 2014

      Dear ebola
      ኣንታ አንታይ ኢና ክንሰምዕ ብሓደ ኣፊቱ፡ ደምበርከ ተንብብ ኢኻ ብዛዕባ ህላወ ኤርትራዊያን አንዳተዘርበ ክንህሉ ዲና ኣይክንህሉን አንዳተባህለ………ክነግረካ ኣነ ከም ሓማሴናይ ቢሰላም ሰሪሐ፡ መሰለይ ተኸቢሩ ጥራሕ ይንበር አንበር መን ኣብ ስልጣን ይሃልው ኣየገድሰንን አዩ[ክሳብ ኤርትራዊ ዝኮነ]፡ ከምዚ ናተይ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ድማ ብዙሓት አዮም አሞ በጃኩም ኩርዃሕ ኣይትኹንዎ ነዚ ህዝቢ፡፡

    • ERITRAWIT October 20, 2014

      EBOLA,
      Ezeyen kulen mekayen Eritrawyan hezen zatwa zelewa nab Ethiopia gda zeythaseb.
      Anta wedi herkam dekala adeka dekelatka abo zeyblka zabeka eka tmesele!!!!
      Awrajawen yeblkan zelewo b natew yhben eu Ebola kemshemka ywsedka wedi komarit.

    • ERITRAWIT October 20, 2014

      Ebola bastard, you are trying to distract people from Aranchie message.
      Aranchie, well done and thank you I just don’t know what to say after seen the picture really sad after a year I am sure no one will stay in Eritrea.

    • Selamawi October 20, 2014

      Ebola: ስምካ ቀታሊ ሰባት፥ ዘረባኻ መስሓቕ ጓህማምት፥ ሕሳብካን ትምኒትካን ናይ ባሃማት።

      ካብ ነዊሕ ዓመታት ተኸታቲለዮም፥ ናይ ሕግደፍ ካድራት፥ ቆርበት በጊዕ ተኸዲሞ እዮም ዝዘርጉ። ንስኻ ግን፥ ኢቦላ፥ ንኩላትና ኤርትራውያን፥ እንተላይ ነቶም ተገልግሎም ዘሎኻ መራሕቲ ሕግደፍ እትልክም፥ ዘይተራቐቕካ፥ ሕማቕ ዜጋ ኢኻ። ካብ ሓቂ ሓሶት ዝፍተወካ፥ ደረጃ ዘይብልካ፥ ኣፋፍኖት ናይ ውርዝይና ዝይብልካ፥ ርኹስን ክሱርን ሰብ ኢኻ። መንፈሳውያን ሰባት ከይተረፈ ክት ዝልፍን ክተራኽስን ክትፍን። ሕማቕ ትገብር ኣለኻ።

      ንስኻ ኤርትራዊ ኢኻ ዝብል እምነት የብለይን። ዓቕሚ ጎዲሉካ፥ ወይ ሰይጣን ወሪሱካ እምበር ፈቲኻ ኣይመስለንን። ልዑል ፈጣሪ ንኹላትና ኤርትራውያን ምሕረቱ የውርደልና። ካብ መርዝኻን ካብ ሕማምካን፥ ካብ መዓት ጎይቶካን የድሕነና፥ ይተዓረቐና። ኣሜን።

  • bitew yihdego October 19, 2014

    EBOLA VIRUS
    for a guy who claims to have little knowledge about awarajas you seem to spew a lot of poisonous crap.you should be part of the solution ,what I read does not demonstrate tolerance.

    • ahmed saleh October 19, 2014

      Dear Bitew
      The venom of Ebola is poisonous virus to leave the life of millions in
      danger .
      THANKS God as Asmara born and raised to have close friends from
      Hamassien with Asmarino mentality.
      Regionalisms from wherever they come from won’t stop to campaign
      to satisfy their corrupted and biased ego . We refuse to listen at loosers
      garbage talks . Tell them have a life , wake up , at this time where our
      world is on advanced modern technology than acting like fools .

      • ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? October 20, 2014

        Dear Ahmad,
        Ebola Virus as his name indicates, his mission is to kill the willing of our people for change and prolong the rule of the mafia regime, so no wonder if he came back to accuse you as JIHADIST and sectarian for divide and conquer was and still is the main tool of dictators and their tyrant rule.

        • ahmed saleh October 20, 2014

          Dear hawka abey alo
          Our people should learn from our lesson not to repeat
          same mistakes .
          They call me Jihadist to make others believe.
          They call me Christian religious extremist, others to believe .
          They call me kehadi , Weyane puppet and all names , others
          to believe .
          Finally , it is time for everybody’s turn to go through same
          experience because evil doesn’t discriminate .
          The number of prisons in that tiny country and the number
          of people who fled explains the real picture .
          It is healthy to follow our God given human instincts than to
          fellow others either out of fear or for selfish interest , that
          way at the end of the day we can sleep like a baby free
          from any guilt feelings.
          Regardless , keep doing right things for own satisfaction .

  • abrham October 20, 2014

    Yemane(monkey) ab germnay hade gzie akeba geyru neyru.bzaeba wefri MS tehatete,”ezo hgi wefri wefri zblu zelewu seb genzeb,etom kedem kngadel kelena alekuhuna elnayom ziabeyuna eyom” elu.esseyas ewn ab america MS kede zbelo” demoz zkefleni ,sltan kuntrat zhabeni yebleyn elu.

    ezi zereba ntsur eu.”natsnet baelna amtsienalkum,sltan dma zehdgena yelon”malet eu.nhzbom aykonun tegadilom, nnebsom eyom.

  • abrham October 20, 2014

    we are not at the edge of the red line, we are already there at the red line,dancing and dying,that is eritrean destiny.

  • robelbereketab@gmail.com October 20, 2014

    ወይ ኤርትራ! ኩሉ ኤርትራዊ ሃሙን ቀልቡን ንስደት ኮይኑ! ሚኒስተር ንስደት፡ ጀነራል ንስደት፡ ኮለኔል ንስደት፡ ዶክተር ንስደት፡ ጋዜጠኛ ንስደት፡ ስፖርተኛ ንስደት፡ ስነ-ጥበባዊ ደራፋይ ሰኣላይ ተዋሳኣይ ደራሳይ ንስደት፡ ሞያውያን ኪኢላታት ንስደት፡ መራሕቲ ሃይማኖት ንስደት፡ ተጋዳላይ ንስደት፡ ዝሰንከለ ንስደት፡ ወተሃደር ንስደት፡ ተመሃራይ ንስደት፡ ሰብ ሓዳር ምስ ደቆም ንስደት፡ ህጻውንቲ ትሕቲ ዕድመ ንስደት፡ ዘዝተወልደ ኩሉ ንስደትትትትትትት……? ስለምንታይ……? ሓደ ነገር ብደሚቕ ከስምረሉ እየ፡፡ ከምቲ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ኣብ ሓደ ጽሑፉ ዘስፈሮ ኤርትራ ብሕጊ ዝሕተት መንግስትን ተቓወምትን ዘይብላ ሃገር ስለ ዝኾነት ኢያ፡፡ ናይቲ ተሓታትነትን ሰብኣውነትን ዘይብሉ ስርዓት ህግደፍ ከም ቅቡል ንውሰዶ፡፡ እቲ ምንታይ ዕላምኡ እዩ ዝገብርን ዝፍጽምን ዘሎ፡፡ ናይቶም ከም ነደቕቲ መንደቕ ባቤል ብዘየራዳድእ ቋንቋኣብ ጫውጫውን ምንቛትን ተጸሚዶም ህዝቢ እናጠፈአ ዓይኖም ዓሚቶም፡ እዝኖም ወቲፎም ዝርእዩ ዘለዉ ተቛወምቲ ኢና በሃልቲ ግን ዘሕዝን ኢዩ፡፡
    ezi merirn hakenan tshufatka keme senafich ksrsrom ygbae aranshi
    entekone kemti zbelkayo kab hgdef zyhshu getarat eyom
    robel bereketab

  • robelbereketab@gmail.com October 20, 2014

    ንሎሚ ህዝቡ ካብ ጥፍኣት ከድሕን ለባምን ደንጋጽን ዘይከውን፡ ንሎሚ ካብዚ ጫፉ ረጊጽናዮ ዘለና ናይ ጥፍኣት ቀይሕ መስመር ከድሕን ንስምረትን ሓድነትን ዘይዝምር፡ ንሎሚ ካልእሲ ይትረፍ ሓደ መርገጽን ሓቢርካ ምስራሕን ዝሕሰም ንጽባሕ እውን ኣይክኾነናን ኢዩ፡፡

    Dhrzi zereba mwsak ayedln eyu.
    lomi krede zeygoy tsbah ane natka eye halay hzbi eye entebele hasawi eyu.

    robel bereketab

  • robelbereketab@gmail.com October 20, 2014

    ሓደ ነገር ብደሚቕ ከስምረሉ እየ፡፡ ከምቲ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ኣብ ሓደ ጽሑፉ ዘስፈሮ ኤርትራ ብሕጊ ዝሕተት መንግስትን ተቓወምትን ዘይብላ ሃገር ስለ ዝኾነት ኢያ፡፡ ናይቲ ተሓታትነትን ሰብኣውነትን ዘይብሉ ስርዓት ህግደፍ ከም ቅቡል ንውሰዶ፡፡ እቲ ምንታይ ዕላምኡ እዩ ዝገብርን ዝፍጽምን ዘሎ፡፡ ናይቶም ከም ነደቕቲ መንደቕ ባቤል ብዘየራዳድእ ቋንቋኣብ ጫውጫውን ምንቛትን ተጸሚዶም ህዝቢ እናጠፈአ ዓይኖም ዓሚቶም፡ እዝኖም ወቲፎም ዝርእዩ ዘለዉ ተቛወምቲ ኢና በሃልቲ ግን ዘሕዝን ኢዩ፡፡

    aranshi aranshi kemaka lama regitsu nhaki zdelyan defiru ztshfn
    entezrkeb bzuh zgerzeme restatt mteberabere.

    eti kab senafich zmerrn zsrsrn tshufka netom nkales alena nbl zelena
    kulna ksrsrena eyu .

    robel bereketab

  • ogbai October 20, 2014

    ወይ ጉድ ደቀይ! እንታይ ንምባል ኮን እዚ ኣውራጃዊ ሓሜታት ይላዓል ኣሎ፡ እሳያስ ወዲ ሓማሴን እዩ’ሞ ትም በሉ ሃገር ጽቡቕ ትማሃደር ኣላ ንምባል ዶኾን ይኸውን። ኣብ ጊዜ ፈደረሽን ዓደይ ዓደይ ኽባሃል ከሎ ምስሌነታት ኣከሎጉዛይ ኩሎም በጀካ ሓደ ኤርትራ ንኤርትራውያን ኢሎም ዝተሰማምዕሉ ሰነድ ናብተን ካሎኦት ኣውራጃታት ዘነበራ ዘዋሪ መልእኽቲ ከም ቅድሚ ሰቦም ከም ዘማሓላለፈከ ገለዶ ኣይስማዕካን። ኣብ ገሊኡ ኣውራጃታት ከኣ ብደገፍቲ ኢትዮጵያ ከምዝፈሸለ ኣይሰማዕካን ዲኻ ከይጠቐስካዮ ሓሊፍካ እሞ ከዛኻክረካ ስለ ዝፈተኹ ክብቲ ብዙሕ ብውሕዱ ብምጥቃድስ ምሕላፉ ዝሓሸ ኮይኑ እስማዓኒ። ተመሊሱ ዝሃርመና ነገራት እንተዘይ ኣልዓልና ዝሓሸ ምኻኑ ክሕባረካውን እፈቱ። እዚ ሕሱር ደርሆ ፋሕቲራ ተውጽኦ ሽጣራታት ገዲፍካ ካለእ ሃናጺ ዝኾነ ጉዳይት እንተተቕርብ ኣድማዒ ምኾነ ክብልውን እደፍር። ከም ተወሳኺ ሓቤሬታውን ኣስተውዕል ብጉዳይ ሃገርካ ትግደስ እንተኾንካ ዓድኻ፡ ኣውራጃኻ፡ ወገንካ፡ ምፍታውን ሃገርካ ምፍታው እዩ ዘስምዕ፡፡ ደቂ ኣከለ ሃገሮም ከም ዝፈትዉ ሕልፊ ሰቦም እንተዘይበልኩ ከም ሰበም ክብር ዋጋ ህይውት ክምዘኸፈሉ ትስሕቶ ኢኻ ኣይብልን። ባዕዳውያን ዘተጠቕሙሉስ ሕጂውን ደቂ ሃገር ተመሲሎም ንዓና ወስ ዘብልዎ ኣበሳታት ደረት ክምዘይብሉ ክንፍልጥ ናትና ሓላፍንት እዩ፡፡ ንምንቓት ዝጥቅሙሉ ሕሱር ሽጣራ ምኻኑ ሎሚስ ተገንዚብናዮ ኢና’ሞ ካልእ ሜላ ንፈትሽ በለለይ ነያኻ ብዓል ዓቢ ዓዲ፡፡

    • ogbai October 20, 2014

      መእረምት ንምምቕቓል ትብሂሉ ክንበብ

  • ኣርዓዶም October 20, 2014

    በል ክንዛረብ፡ ክቡር ሚኪኤል ኣራንሺ፡ ዝጸሃፍካዮ ብጣዕሚ ዘገርምን ዘሕዝንን ሪፖርት እኵ እንተኾነ፡ ኣብ ርሑቕ ዓዲ ሰፊርና ዋላሓንቲ ክንገብር ኣይንኽእልን ይመስለኒ። ካብ ናዓኻትኩም ናዓና ነዞም ኣርሒቕና ዝሰፈርና ይገድድ። እንተውሓደ ንስኻትኩምሲኵ ኣብ ጥቓ ሃገር ስለዘለኹም ነቲ ሽግር ብዓይንኹም ትርእዩ ኣለኹም።
    ሓንቲ ክቕበላ ዘጸገመትኒ ግን፡ ሚኪኤል ኣራንሺ ንተቓወምቲ ዘይተስኡ፡ዘይሰርሑ ዘይሰመሩ ትብል ኣለኻ፡ ንስኻ ኣካል እቲ ለውጢ ዝደሊ ምዅንካን ኣካል እቲ ኣብ ተቓውሞ ዘሎ ምዅንካን ረሲዕካ፡ ድኽመታት ነቶም ርሒቖም ዝሰፍሩ ዘለው ከተላግብ ምፍታን ግን ከም ተቓዋሚ ኣይወስደካን ኢዩ። ንስኻ ዘይመራሕካዮን ዘየካየድካዮን መንእሰይ ብመን ይእለ ግን ዘገርም ይመስለኒ። ንስኻትኩም ኣብ ኣብ ዶብ ዘለኹም እኵ ዋላሓንቲ ከተዋድዱ ዘይክኣልኩም፡ እቶም ኣብ ርሑቕ ምዕራብ ንነብር ዳሞ ከመይ ገርና ክንብገስ። ፍቶ ጽላእ፡ ናይ ልቢ ለውጢ ትደሊ ተኾንካ፡ እቲ ለውጢ ወይ ብሰማይ ካብ ውሽቲ ሃገር ክብገስ ኣለዎ፡ ወይ ድማ ካባኻን ከማኻን ክብገስ ይግባእ ይመስለኒ።
    ተዘይኮይኑ፡ ድኽመታትኩም ንሓፈሻዊ ደላይለውጢ ከተራጽሞ ኣይግባእን፡ ህዝቢ ሃንቐው ዝብል ዘሎ፡ ካባኻትኩም ወይ ካብ ውሽጡ እምበር ካብ ከናዳን ኣውሮፖን ብረት ዝተሓንገጠ ሰራዊት ኣይጽበን ኢዩ። ስለዚ ፍቶ ጽላእ እቲ ድኽመት ኣብ ውሽጥኻን ባዕልኻን ምዅንኩም ክትርዳእ ይደሊ።
    ሕጂ`ውን ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን እንድዩ፡ ተሰሪሕካሉን ብቖራጽነት ተተበጊስካሉን ንሕናውን ኣብ ዝሃለና ሃሊና ዘይንስዕበሉ ምኽናያት ኣይርኣየንን።

POST A COMMENT