Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እንታይ ከ ይብሃል ኣሎ : ምንጭታት ካብ ኣስመራ

አብ ከተማ ኣስመራን ከባቢአን ዝብሃል ዘሎ ከነዕልለኩም : አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር ጀነራል አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ከምኡ ዉን ደሱ ተስፋጺን ሓላፊ 09 ነበር ዘጋጠመ ሞት

አብ ከተማ ኣስመራን ከባቢአን ዝብሃል ዘሎ ከነዕልለኩም : አብዚ እዋን ዓብይ መዛረቢ ጉዳይ ኮይኑ ዘሎ ሞት ብርጋዴር ጀነራል አማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፤ ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ)፤ ከምኡ ዉን ደሱ ተስፋጺን ሓላፊ 09 ነበር ዘጋጠመ ሞት አመልኪቱ ሰብ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ይህብ አሎ። እንተኾነ ከምቲ ህግድፍን ካድረታቱን ብመንገዲ 03 ዝዝርግሕዎ ዘለዉ ወረ ዘይኮነ እቲ ሓቂ ከምዚ ዝስዕብ እዩ ክብሉ መልእኽቶም ሰዲዶምልና ኣለዉ ::

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ደንጎሎ ኣብ ዝተገብረ ናይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኼባ ብዉልቀመላኺ ኢሰያስ ኣፍወርቂን ጀነራል ጎልፎ (ስብሓት ኤፍሬምን) ዝተመርሐ ንህሉው ኩነታት ዘተኮረን : ናይ ስራሕ ቦታ ምልዉዋጥን ብዝብል ዛዕባ ከምዝነበረ ይሕበር ::

እቲ ኣኼባ ብዙሕ ወጠጥ ዝነበሮን : ባእስን ዕግርግርን : ጉስጥን ምፍርራሕን ኣብ መንግኦም ከምዝነበሮን ይንገር ኣሎ : ንሱ ድማ ብመሰረት ሓበሬታ ምንጭታትና : ዉልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፍወርቂ ዝኣተዎ መብጽዓ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ እምባትካላ ዝገብሮ ሰሚናር ንካድረታት ህግደፍ ናይ ስራሕ ቦታት ምልዉዋጥ ክገብር ምኻኑ ቃል ኣትዩ ኔሩ :: ንሱ ድማ ንዝፈርሖምን ንዝጥርጥሮምን ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ናይ ውትህድርና ሓላፍነት ኣውጺእካ ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳራት ምቕይያር ምግባር እዩ ኔሩ ::

–                     ነዚ ንምግባር ብቐዳምነት ዝሰረዖ

–                     ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጆማ) ( ኣውራጃ ኣከለጉዛይ) ኣማሓዳሪ ዞባ ጋሽ ባርካ  ተቀይርካ ኣለኻ ከም ዝተባህለን ከምዘይተቐበሎን : ኣብ ገዝኡ ኮፍ ኢሉ ከምዝነበረን በዚ መሰረት ከምዝደስከለን : ካልኦት ጌና ዝርዝር ኣስማቶም ዘይብጽሓና ደስኪሎምን ናብ ምምሕዳራት ተቀሮም ከምዘለዉን ይንገር :: ሃንጆማ ንሓቂ ዝመዉት ሰብ ክብደል ከምዘይደልን ፍቱው ብብጾቱ : ፈታው ስድርኡን ምንባሩ ይንገረሉ ::

–              ብርጋዴር ጀነራል መብራህቱ ተኽለ (ቫይናክ) (ኣውራጃ ሰራየ) ታሪኹ መወዳእታ ዘይብሉ ጅግንነት ዝፈጸመ ብፈዳይን ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ ዉሽጢ ጸላኢ ኮይኑ ዓቢ ቅያ ዝሰረሐን ብስንክልና ነብሱ ዝተበታተኸን : ዓቃልን መስተዉዓልን ምኻኑ መሳትኡ ይነግሩሉ : እንተኾነ ንኣስታት 23 ዓመት ኣብ ዝጠቅም ናይ ስራሕ ቦታ ዘይተመደበ ኮይኑ ዳርጋ ንዓመታት ደስኪሉ እዩ ኔሩ :: ከምዝፍለጥ ወዲቫካሮ ንብዙሕ ዓመታት ይምዉሎን ይሕግዞን የተባብዖን ከምዝነበረ ህዝቢ ኣስመራ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ::   ኣብ ኣኼባ ደንጎሎ ምስ ኢሰያስ ከምዝተሰሓሓበን ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ክእለ ንስኻ ክታለ ኣለካ ከምዝበሎን እዩ ዝስማዕ ዘሎ : :

ደሱ ተስፋጺን ( ኣውራጃ ሓማሴን) ሓላፊ 09 ነበር

ሓላፊ 09 ኣብ ዝነበረሉ ነቲ ቀይዲ ዘይብሉ እሰራርሓ መንግስቲ ኤርትራ : ኦዲት ዘይግበረሉ : ትካላዊ ኣሳራርሓ ዘይብሉ መንግስቲ ሰሪቕካ ወይ ኣጠፋፊእካ ብዝብል ምስምስ ንዕዑን ንካልኦት ብርክት ዝበሉ ሃብታማትን ብኢሰያስ ዝቆመት ፍሉይ ቤትፍርዲ ን15 ዓመት ተፈሪዱ ክንሱ ኢሰኣስ ብኢደዋኒኑ 10 ኣጉዲሉ 5 ዓመት ጥራይ ተኣሲሩ ከምዝወጽእ ድሕሪ ምግባሩ ( እዚ ማለት ናይ ኣባሊገ ገርዋ ማለት ኣዩ )  : ንዕኡ ዝግባእ ቦታ ስለዘይተዋህቦን ንኽሰርሕ ስለዘይተፈቕደሉን ኣብ ኣስመራ ኮለል ክብል ግዜ የሕልፍ ምንባሩ ይፍለጥ ::ተዋዛያይ ትኩር ኮይኑ : ናኢሰያስ የማናይ ኢዱ ምንባሩ እዮ ዝፍለጥ እንተኾነ  ኢሰያስ ፈታዊ ይኹን ወይ ይኣምኖ እየ ዝብሎ ሰብ ስለዘይብሉ እንሃለ በብሓደ ንኹሎም የርክበሎም ኣሎ::

እዚ ድራማ እዚ ዝኾነ መርትዖ ከምዘይብሉን እታ ሓደጋ ፈጺማ ትብሃል ዘላ መኪና ኣበይ ከምዘላን ዝኾነ ስእሊ ይኹን መረጋገጺ ዘይምህላዉ ኩሉ ህዝቢ የዕዘምዝመሉ ኣሎ :: ብጀካ ዚ ሕክምናዊ ምርመራ ይኹን :  መርማሪ ፖሊስ ኣብቲ ቦታ ከይዶም ዝኣከብዎ ጸብጻብ ከምዘየለ ድማ ይፍለጥ ::

ከምዚ ዓይነት ተርእዮ ሕጂ ፍሉይ ዝገብሮ ብእኩብ ስለዝኾነ እምበር ኢሰያስ ንዘይደለዮ ንምጥፋእ ሓደ ካብቲ ዝጥቀመሉ ሜላ ምኻኑ ድማ ናይቶም ቅድሚ ሕጂ ብሃንደበታዊ ሕማም ተባሂሎም ዝጠፍኡ በብሓደ እንተዝፈቲሹ ኣብ ምልክት ሕቶ ዘእቱ ምኻኑ ኣይንዘንግዕ :: በብሓደ ሰብ  ወሓደ ኮይኮነ ከሎ ዘድሊ ስጉምቲ ምዉሳድ  ሓላፍነት ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ምኻኑ ነዘኻኽር::

–               ሜጀር ጀነራል ሃይለ ሳሚኤል (ቻይና ) ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ተመዲብካ ኣለኻ ተባሂሉ ብኢሰያስ ከምዝተነግሮን ከምዘይተቐበሎን ኣብ ሞንግኡ ሓሚሙ ሕክምንኡ ይገብር ከምዘሎን ይሕበር::

–               ሜጀር ጀነራል ዑመር ጠዊል ድሕሪ ተበግሶ ናይ ወዲ ዓሊ ኢድ ኔሩካ ብዝብል ጥርጣረ ናይ ገዛ ሕዩር ኮይኑ ከምዘሎን : ናይ ጥዕና ጸገም ኣጋጢምዎ ብብርቱዕ ይሳቐ ከምዘሎን ይንገር::

 

ኣብ ቀጻሊ ካልእ ሕዝና ክንቀርብ ኢና

ኣሕዋትኩም ደለይቲ ፍትሒ

ካብ ኣስመራ

27/03/2014

aseye.asena@gmail.com

Review overview
66 COMMENTS
  • Gedem March 28, 2014

    The encrypted message is all in the following lines

    ንዝፈርሖምን ንዝጥርጥሮምን ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ናይ ውትህድርና ሓላፍነት ኣውጺእካ ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳራት ምቕይያር ምግባር እዩ ኔሩ

    ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጆማ) ( ኣውራጃ ኣከለጉዛይ) ኣማሓዳሪ ዞባ ጋሽ ባርካ

    shallow regionalism

  • ተወልደመድህን March 28, 2014

    ኢሳያስ አፈወርቅ ለረጂም አመታት ለኤርትራ ነፃነት የታገሉ መሪ ናቸው። አሁን በስልጣን ዘመናቸው አገሪቱን ለማልማት በጥቒት ደሞዝ ያገለግሉ ይገኛሉ. ኢሳይስ አፈወርቂ በአሁኑ ሰአት የኤርትራ ፕሬዚዳንት ናቸው። የኢሳያስ አፈወርቂ አባት አቶ አፈወርቂ አባት አቶ አፈወርቅ አብርሃ ይባላሉ፣ እናቱ ወይዘሮ አዳነች በርሄ ይባላሉ፣ ልጆቻቸዉም
    (1) አቶ አማረ አፈወርቅ (አፈወርቂ) (ይህ ስያሜ ኤርትራዊነትን ለማስመሰል ነዉ፣፣) (2) አቶ ኢሳያስ አፈወርቅ (3) አቶ አማኑኤል አፈወርቅ (4) አቶ ኤርሚያስ አፈወርቅ (5) አቶ ዮናስ አፈወርቅ (6) ወ/ሮ ጽጌረዳ አፈወርቅ (7) ወ/ሮ አርዮን አፈወርቅ
    የኢሳያስ አባት አቶ አፈወርቅ የመጡት ከትግራይ ተምቤን ሲሆን ዘራቸዉ የኢትዮጵያ አካል ከሆነዉ ከአጋሜ አዉራጃ የተዉጣጣ ነዉ፣፣ የአቶ ኢሳያስ አባት ይሰሩ የነበሩት በትግራይ አስተዳደር ክፍለ ሃገር በመቀሌ መዲና ነበር፣፣ ጡሮታ እስከወጡ ም ድረስ በመሬት ንብረት ይዞታ ማሻሻያ ሚኒስቴር ዉስጥ ነበር የሚሰሩት፣፣ ጥቁር ሙሉ ልብስና ጥቁር ክራባት ለባሽ ተብለዉ ይጠሩ እንደነበር ይነገራል፣ (“ካንትሪ ጀንትል ማን”ተብሎ አንዳንዴ ከሚታወቀዉ ከጥቁር ሱፍ የተሰራ ክብ ቆብ ከራሳቸዉ አይለዩም ነበር) ጋዜጣም ከእጃቸዉ በፍጹም አይለዩም ነበር፣
    በናታቸዉ በኩል የኢሳያስ አጎቶች፣- (1) ደጃዝማች ሰለሞን አብርሃ (2) ካፒቴን መኮንን አብርሃ (3) አቶ ሓጎስ አብርሃ ናቸዉ፣
    የአቶ ኢሳያስ አጎት ደጃዝማች ሰለሞን አብራሃ (በጊዜዉ ሲጠርዋቸዉ በነበሩ ጋዜጦች አጠራር “ሰለሞን አብሃም” ) በሃይለስላሴ ዘመነ መንግሥት ማለት (በ1946 ዓ.ም) የወሎ እንደራሴ ሆነዉ ያገለገሉ ናቸዉ፣፣ በዚያ ጊዜ መቀሌ ከተማ ዉስጥ ተደራጅቶ የነበረዉ የባህል ቡድን አስመራን ከጎበኘ በሗላ ወደ ደሴ መጣ፣፣ እንደራሴዉ ደጃዝማች ሰለሞን ለክብር እንግዶቹ በተዘጋጀዉ የእራት ግብዣ ላይ ምስጋናቸዉን ለቡዱኑ ከገለጹ በሗላ እሳቸዉም ትግሬ መሆናቸዉን አንስተዉ የባህል ቡድኑ የትግራይ ባህላዊ ሙዚቃ እና ባህላዊ ዉዝዋዜ ለማስፋፋት ላደረገዉ አስተዋጽኦ አድናቆታቸዉ ገለጹ፣፣
    በተጨማሪም የደጃዝማች ሰለሞን እናትም አጋሜ አዉራጃ ዉስጥ ተወላጅ ትግሬ መሆናቸዉን እና አባታቸዉም በትግራይ ክ/ሃገር ዉስጥ የተምቤን ተወላጅ መሆናቸዉን አንስተዉ ለባህል ቡድኑ ገልጸዉላቸዋል፣፣
    የባሕር ሃይል ካፒቴን የሆኑት ካፒቴን መኮንን አብርሃ የኢቴጌ መነን ትምሕርት ቤት ተማሪ የነበረቺዉ የደጃዝማች ገብራይ ልጅን አግብተዉ ሦስት ልጆች እንደወለዱ ይታወቃል፣፣ አቶ ሐጎስ አብርሃም ቢሆን በአዲስ አባባ የተፈሪ መኮንን ትምህርት ቤት የጥንት ተማሪ ሲሆን ለዚያዉ ተማሪ ቤት የእግር ኳስ ቡድን በረኛ ነበር፣ ሆኖም በበሽታ ምክንያት ትምህርቱን አቋርጦ ለጥቂት ጊዜ በብሔራዊ ባንክ ስራ ተቀጥሮ እየሰራ እንዳለ ከዚህ ዓለም በሞት እንደተለየ ይታወቃል፣
    የአቶ ኢሳያስ አፈወርቂ አያቶችና ሌሎች ዘመዶቻቸዉም – በሚመለከት፣- በእናቱ በኩል የኢሳያስ አፈወርቂ አያት (የእናት እናት)ወይዘሮ መድህን “በራድ” ይባላሉ፣፣ በራድ (ተብለዉ በቅጥያ ስም የተጠሩበት ምክንያት ወ/ሮ መደህን በጠጅ ስራ ንግድ ተሰማርተዉ ይኖሩ ስለነበር “ጠጅ”ባካባቢዉ የሚቀዳዉ “በራድ” ተብሎ በሚታወቀዉ “ማንቆርቆርያ” ስለነበር ነዉ፣፣ መድህን የኢሳያስ እናት የወይዘሮ አዳናች በርሄ እናት ናቸዉ፣፣ ኢሳያስ የልጅነት ትምርቱ የተከታተለዉ በሴት አያቱ በወይዘሮ መድህን ተንከባካቢነት ነዉ፣፣)፣፣ ወ/ሮ መድህንም በትዉልዳቸዉ ዓድዋ ሲሆኑ፣ የፊታዉራሪ ኪዳነ መስቀል አጎት ናቸዉ።
    ፊታዉራሪ ኪዳነ የአቶ የማነ ኪዳነ (የየማነ ጃማይካ)-አባት ናቸዉ ይባላል ፣፣ ይህ እዉነት ከሆነ የአቶ የማነ ኪዳነ (ጃማይካ)-እና አቶ ኢሳያስ አፈወርቂ “በኢትዮጵያ አጠራር” ወንድማማቾች ናቸዉ፣፣ በአዉሮጳዉያኖች አጠራር ግን “የአጎት ልጆች ናቸዉ”፣፣ባጭሩ አሥመራ የሚገኙ አክራሪ ጠላቶች ናቸዉ የሚባሉት አብዛኛዎቹ የትግራይ ዝርያ የሆኑና በተለይ ከትግራይ በጠቅላላም ከኢትዮጵያ ጋር ጠንካራ የስጋ ፣ የአጥንት እና የደም ቁርኝት ያላቸዉ ናቸዉ፣፣ የኢሳያስ አክስት (የኢሳያስ እናት እህት) ወ/ሮ ሃና ይባላሉ፣፣ የአቶ በላይ ባለቤት ናቸዉ፣፣ አቶ በላይ የዓድዋ ሰዉ ናቸዉ፣፣ እንደሚባለዉም ልጆቻቸዉ ስዊድን ሃገር ዉስጥ ይኖራሉ፣፣ በእናታቸዉ በኩል የአቶ ኢሳያስ አጎት የሆኑት ከዓድዋ ተወላጅ ከሆኑት በአሁኑ ጊዜ ጀርመን ዉስጥ የሚኖሩ ወ/ሮ ዘዉዴ የሚባሉትን ወልደዋል፣፣ ከላይ በተገኘዉ መረጃ መሰረት የአቶ ኢሳያስ ኤርትራዊነት ኤርትራ መሬት መወለዳቸዉ ብቻ ነዉ፣፣የአቶ ኢሳያስ ባለቤትም ወ/ሮ ሳባ ሃይለ ይባላሉ፣፣ ኤርትራዊት ናቸዉ፣፣

    • belay nega March 29, 2014

      ተወልደመድህን

      ትግራይ ዓደይ አይንስኺንዲኺ ብዙሓት ጀጋኑ ዘዕበኺ ንስኺንድኺ……..ወዘተ እንዳተባህለ ዝተደርፈ ብዘይ ምኽንያት አይኮነን ማለት እዩ
      ሳቢና ክማን እንተቶኾርምያ ጥራይ እያ ኤርትራዊት እምበር እንተአሳፊሓስ አምበሲት እያ

      • MightyEmbasoyra March 29, 2014

        ኣቶ በላይ
        ሳቢና ክማን እንተቶኾርምያ ጥራይ እያ ኤርትራዊት እምበር እንተአሳፊሓስ አምበሲት እያ
        ‘ዛ ቅኔ ዘረባ ዘይትገድፋ. እንተሳፊሓ ትግራይ ትኣቱ ማለትካ ድዩ?

        • belay nega March 29, 2014

          Dear Mighty,

          “እንተሳፊሓ ትግራይ ትኣቱ ማለትካ ድዩ?”

          ተጋሩ: “አናብስ ኤርትራ” ናትና እዮም ይብሉ ስለ ዘለው: ትግራይ ትኣቱ ጥራይ ዘይኮነስ: አንበሲት ትቅየር::

  • tesfa nateay March 28, 2014

    entay emo ngheber nefelto hawey

  • Abahani March 28, 2014

    ጽንዓት ይሃብ ንቤተሰብ ሱዋኣት ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርስ። ካብ ብጾታ ዝነወሔት መሸላስ ወይ ንዑፍ ወይ ንወንጭፍ ከምዝባሃል አማኑኤል ሃይል ተድላ (ሰገነይቲ፡ጽንዓደግለ)ክሳብ ሕጂ ምጽንሑ ትአምራት ጥራሕ እዩ ዝባሃል፡ ማለት ካብቶም ህቡባትን ፍሉጣትን ደቂ ጽንዓደግለ ክም 1.አብርሃም ተወልደ 2.ወልደሚካኤል ሃይለ (ወዲ ሃይለ) 3.በራኺ ንጉሰ (ወዲ ፈንቅል) 4.ሙሴ ተ/ሚካኤል 5.ተስፋሚካኤል ጀርጆ (ወዲ ጀርጆ)6.ኢሳያስ ተወልደብርሃን(ወዲ ፍናንሳ) ወዘተ…ብኢድ ኢሳያስ ዝጠፍኡ አማኒኤል ሃንጀማ እቲ እንኮን ናይመጨረሻ እዩ ክባሃል ይካአል። ሳዕቤን ናይዚ ኩሉስ እንታይ ኮን ይኸወን ? ? ? ? ? ? ?

    • belay nega March 29, 2014

      Abahani[በዓለገ]

      ” ማለት ካብቶም ህቡባትን ፍሉጣትን ደቂ ጽንዓደግለ ክም …………….”

      ኢሰያስ እንተደለየ ትግራዋይ እንተደለየ ከአ ጦርዓ ይኽውን ማለት ድዩ?

  • Selamawi March 28, 2014

    In Isaias Afwerki’s Eritrea, people are not encouraged to prosper and think right, think and learn Science, History, Anthropology, Sociology, Information Technology… In Pfdj era, zemene higdef, people are forced to think about and study Family Tree, then awraja, then wereda, then enda, then himieta, then defamation/character assassination – makina tegelbitatom/hamimom, khidom….All of that amounts to political madness. A regime that promotes division is crazy.

    What I find disturbing is that these people are, almost all of them, from Asmara (= deki asmera, asmarini!), they spent they life together in Asmara… Sahil/ghedli..Asmara, wars…they shared what they called their own and enjoyed the fruits of the nation – power and all the corruption that we all know about. Then they kill each other…

    We believed they were all tegadelti and btsot. All of a sudden we learn that wuchu was wuchu, x was from awraja kusto, and kusto was from awraja eghelie, and wedi eghelie was related to eghelie, and someone else originates kab ghele…Very funny! Why don’t the pfdj use the nation’s resources to do something positive for the Eritrean people instead! Forget the irrelevant family trees and where enda’boy kusto originated from or ade-abay kusto came so and so village… Use brain cells to learn something positive, for example highi (law, mesel, kibret, metsae wolodo, hager…not kebelie or mahber or ganta kueso!

    It is obvious the country is being led by unworthy individuals. Please give us back our dignity, out life, our children, our future!

    Division and discrimination will certainly destroy the nation further. God forgive us for the unspeakable sins committed by Isaias and his cohorts, and their blind followers. Amen!

    • tesfit March 29, 2014

      well said those things that u mentioned above (our dignity our life our children and future and others) are up to us the current generation.

  • SAVING YOUNG ERITREANS March 28, 2014

    ውጩን እቶም ሰለስተ ተገልቢጦም ዝሞቱ ብጾቱን ፣ብዙሓት ተገዲዶም ዝመጹ ኦሮሞታት ወትሃደራት ደርጊ ስለ ዝቐተሉ፣ ኩሉ ጊዜ ከም ኣርኣያን ጅግንነትን ክንርእዮም ኢና።
    Who needs Elsa Chyrum ,Meron Stifanos,Dr. Alganesh,& Aba Mussi???
    They never killed any Oromo…just doing insignificant movements..like saving Young Eritreans from the rape of bedouins,..
    – hunger strike on behalf of prisoners…trying to accuse mass murderers like Wuchu’ s ,Desus’…etc comrades eg. Naizghi,President Isaias Afeworki.JUST STANDING FOR JUSTICE EVERYWHERE.
    What bunch loosers,To be called real Eritrean heros ,you need to kill ,not save lives !!!

  • Tezareb March 28, 2014

    እዚኣስ ብዙሕ ሓቅነት ዘይብላ ናይ ምህዞ ጽሕፍቲ እያ ትመስል። ብዙሕ ድማ ብዘእምን ኣገባብ ኣይተጻሕፈትን።
    ተቃውሞ ማሕበራትን ጉጅለታትን ናይ ኤርትራ፣ ኣብ ከምዚ ቀንጠ መንጢ ምውዳቐን ብዙሕ ይሓዝን።
    ብዓለም ደረጃ ኤርትራ ብመንጸር ብዝሒ ህዝባን ተሽከርከርታን፣ ዝለዓለ ሓደጋ መካይንን ሞት ሰብን ከምዘለዋ ዓለም ዝመስከሮ እዩ። ስለዚ ካብቶም ግዳያት ናይዚ ዝለዓሉ ኤርትራውያን መኮንናት እንተኾኑ ከመይ ኢሉ የገርም ወይ ኣብ ሕቶ የኣቱ ፧
    ዝኾነ ኮይኑ ኤርትራ ካብዞም ዘይረብሑ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ይኹን፣ ካብቲ ዘሎ መንግስቲ ብዙሕ ተስፋ የብላን፤ ቀደም ሓደ እግራ ንጉድጓድ ኣትዩ እዩ።
    ንገለ ሒደት ሰብ ምድሓን እንተዘይኮይኑ፣ ኤርትራ ከም ሃገር ክትድሕን ትኽል እያ ዝብል እምነት የብለይን። እቲ ጌጋ ንሓምሳ ዓመታት ዝቐጸለ ኮይኑ እዚ ናይ ገድሊ ወለዶ ፍታሕ ከምጽእ ይኽእል እዩ ዝብል እምነት ፍጹም የብለይን።

    • Kalighe March 29, 2014

      ” ንገለ ሒደት ሰብ ምድሓን እንተዘይኮይኑ፣ ኤርትራ ከም ሃገር ክትድሕን ትኽል እያ ዝብል እምነት የብለይን። እቲ ጌጋ ንሓምሳ ዓመታት ዝቐጸለ ኮይኑ እዚ ናይ ገድሊ ወለዶ ፍታሕ ከምጽእ ይኽእል እዩ ዝብል እምነት ፍጹም የብለይን።”

      Tezareb aka Bokre

      You always wish bad to Eritrea and it’s people. You are consumed by hatred like your cousin Issu.
      If you are thinking to stay in Eritrea for the rest of your life you better see a doctor, for your own safety.

  • SAVING YOUNG ERITREANS March 28, 2014

    Tezareb,

    Since you have objectivity & truth you must be Agame ,Woyane !!!!If you are real Erirean you should believe in fantasy & made up history.How come you state reality .Shame on you. This comment forum is for real Eritreans only!!! By the way I am termed Agame ,I am just looking a Co-Agamizer like me. What a pity Tezareb !!!!

  • ambabi March 29, 2014

    how about Salih Meki who killed him the president. why because Salih Meki played a great role in developing the education sector. You will see this psycho president will kill even his wife or son unless the so called brave old fighters showed us an immediate action. One by one this mafia group will terrorize the nation by the killing spree. Trust me, according to this president who is now suffering with mental disorder, this elimination system is introduced to avoid send them to jail and avoid international cretinism. An immediate action is needed to eliminate this dangerous president otherwise he will keep annoying the nation. I know he is not having a sound sleep and have problems as to how he will address the nation next month, may. I feel like his number is now counted down quickly hope the end will be quick and short.

  • Truly Truly i say to you March 29, 2014

    ኣምሃሩት ንነፍሶም ወሲኾም ዝተዛረብዋ እዚኣ ምስላ ብዙህ ሃቅነት ኣለዋ። “ከኣጋም የተጠጋ ቁልቛል፡ ሲያለቅስ ያድራል።”
    SYE, your motive is clear by frustrating to Tezareb like people finally to reverse the Eritrean independence it is. Actually beginning from Isyas, all his people around what the standing to do that real, but i declare you this, You might not late us live in peace and prosperity, but i assure you, your chicken dream by dividing Eritrea to reverse the independence will never happen real. Mr. Cow face, you do not tire to preach us about woyane´s good that they doing for our refugees, but you have no interest to tell us about their endless sin. Like you presenting them as angel, if they in deed have good will for Eritrea, why they do not out from our occupied territory and start sharing our wealth equally. I am asking instead using our ports, why they should to pay 1,5 billion dollars yearly for Djibouti,for port tax to those have no blood relation instead they cooperate with their blood related brothers? To fool us you telling us they giving education, shelter for our refugees. “ሽምጢ ሰበይተይ ሒዙ ዝዋዘየኒ ኣይፈቱን ” ዝባሃል ከምዚ’ዩ።

POST A COMMENT