Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

BREAKING NEWS: እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊጻቶ።

እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣  ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊጻቶ። መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብወገና ነቲ

እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣  ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊጻቶ።

መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብወገና ነቲ ተፈጺሙ ዝተባህለ ደብዳብ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ብዘካየደቶ ጻዕሪ መሰርት፣ እቲ ናይ ነፍረቲ ደብዳብ፣ ብ 20 መጋቢት 2015 ሰዓት 04፡30 ወጋሕታ ከምዝተፈጸመ ከተረጋግጽ ክኢላ አላ።

በቲ ደብዳብ ሓያለ ንብረት ናይቲ ዕደናዊ ትካል ክቃጸል ከምዝወዓለ ክረጋገጽ ከሎ፣ ስርዓት ህግደፍ ‘ብስም ምጽራይ’ ሰራሕተኛታት ናይቲ ትካል ናብ’ቲ ብደብዳብ ዝተቓጸለ ከባቢ ንኸይቀርቡ ከልኪሉዎም ኣሎ። ብዙሓት ሰራሕተኛታት ኩባንያ ቢሻ ካብ ኣቑርደት ዝመላለሱ ብምዃኖም ፤ ንግሆ ንስራሕ ከይኣትው ተኸልኪሎም ምውዓሎም’ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት። ገለ ሰራሕተኛታት ናይቲ ትካል “እቲ መጥቃዕቲ ክቕጽል ይኽእል ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ሓደጋ ከይወርዶም ተሻቒሎም ከምዘልዉ ‘ውን እቶም ምንጭታት ይጠቕሱ።

እቲ ደብዳብ፣ ኣስታት 40 ኪሎሜተር ካብ ኣስመራ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ አብ ማይ ዕዳጋ ዝብሃል ናይ ከቢድ ብረት መዓስከርን ዲፖ ነዳድን ‘ውን ብተመሰሳሊ ግዜን ሰዓትን ብዝተኻየደ ደብዳብ ከምዝተቓጸለ ‘ውን እቲ ሓበሬታ የገንዝብ። ነዚ ደብዳብ’ዚ ብዝምልከት ኣሰና ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ጻዕርታት ተካይድ ኣላ።

እቲ ወርቂ ቢሻ ዝመልኣሉ ነገር ስለዘይነበሮ ድሮ ዘይሕጉስ ዝነበረ ህዝቢ ነቲ ጉዳይ ብወረወረ ምስ ሰምዖ “እቲ ዝነደደ ሓጻዊን ናይ ካናዳዊት ኩባንያ፡ እቲ ክሰራ ወርቂ ድማ ናይ ኢሳያስ እንድኣሉ” እናበለ ክዛረብ ይስማዕ ከምዘሎ ‘ውን እቲ ምንጭታት ሓቢሮም። ንቢሻ፣ ህዝቢ ኤርትራ፣ ደቁ ብባርነት ዝምዝመዙላ፤ ሃብቲ ዝዝመተላ ቦታ ገይሩ ኢዩ ዝርእያ። ኣዘዝቲ ሰራዊት ከይተረከ ከም ሕዛእቲ ናይ ኢሳያስ ዝጥምትዋ ቦታ ‘ውን ኢያ።

እዘን ነፈርቲ ካብ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ 450 ኪ.ሜ ውሽጢ ኤርትራ ኣትየን ደብዳብ ክገብራ እንከለዋ፤ ዓቕሚ ምክልኻል ስርዓት ኢሳይያስ ባይታ ዘቢጡ ከምዘሎ ዘረጋግጸ ጭብጢ ኢዩ። ከምዝፍለጥ አብ ዝሓለፉ ዓመታት ሓያሎ ፓይሎታትን ክኢልታት ስርዓተ መከላኸሊ ኣየር፣ ራዳርን ሚሳይልን ዝነበሩ ሓይሊ ኣባላት ኣየር ኤርትራ ነቲ ስርዓት እናራሕርሑ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዑቑባ ክሓቱ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ።

እቲ ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣዳኺሙዎን ኣንዒቑዎን ዝርከብ፣ ንርእሱ ‘ውን ምሉእብምሉእ ካብ ህዝቢ ትነጺሉ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ንዝኾነ ዝመጾ መጥቃዕቲ ግብረ መልሲ ክውስድ ይትረፍስ፣ መግለጺ’ውን ክህብ ኣይክእልን ዘሎ። እዚ ድማ፣ እቲ ኩንታት ናህሪ ወሲኹ ለኪሙዎ ከይከይድ ፍርሒ ስለዘለዎ፣ ብምጽቃጥ ኣረሳሲዑዎ ክሓልፍ ካብ ዘለዎ ናይ ራዕዲ ኩነት ዝብገስ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
115 COMMENTS
  • the noble teacher March 22, 2015

    I hope this does not lead to disintegration ,we need to becareful.

  • az March 22, 2015

    . The attack might not be by plane rather shoulder carried missile.
    . The attack WA done not by Ethiopia but by shaebia
    . It is to trick the world into thinking they are at war so cannot release the military
    . This is a direct response to recent un condemnations of indefinite national service

  • Berhe Tensea March 22, 2015

    The Eritrean have nothing to lose from the destruction of of the Bisha gold mine. The main beneficiary of the mining industry are the colonizers or the Tembenay and the gutless cruel officials who are milking the caw or mother Eritrea.
    At first news seemed a rumor but since Assena has reported it, it must be true.
    The greedy mafia regime can and will do nothing nothing to confront Ethiopian attacks on Eritrean land.
    What Ethiopia has done is, therefore, good in my opinion even it may seem, it may seem unacceptable to few.

  • Truly Truly i say to you March 22, 2015

    ዕለታዊ ውግእን ወረ ውግእን እናዘራእካ ሰላም ክእጸድ ይከኣል´ዩ ኢልካ ምሕሳብ ዘበት እዩ። ምክንያቱ ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍ ዝብሎ “ሰብ ናይቲ ዝሓስቦ ዝዛረቦን ናይቲ ዝዘረዖን ናይ ጽልኢ ፍሬ ንዝኾነ ኲናት ክኣጽድ” የግድን ስለዝኾነ። እቲ ሓቂ ንሱ ምዃኑ ልቦና ዘለዎ ሰብ ዝስሕቶ ዋላዃ እንተደይኮነ፣ እቲ ዘዛርብን ክሕሰበሉ ዝግባእ ግን ኢሳያስ ስልጣኑ ከናውሕን ንኤርትራ ናብቲ ዝነበረቶ ናብ ኢትዮጵያ ግዝኣት ክጽንባርን በቲ ዘካይዶ ዘሎ ናይ ተንኮል ውዲት፡ ንሕዝቢ ኤርትራን ሃገርን ምልካሙን ነቲ ብክንደይ መስዋእቲ ዝተረከበ ልዑላዊነት ኣብ ኣዝዩ ዘስግእ ሃደጋ ሸኪልዎ ምህላዉን እዩ። ንህና ነዚ ሓደጋ ተገንዚብና ብህግን ብፍትሕን ብቋዋምን ዝምእዘዝ ሕዝቢ ዝመረጾ ሕጋዊ መንግስቲ ክንትከልሞ ምስ ጎረባብትና ኮነ ምስ ዓለም ብሰላም ከናብረና ዝክዕል መንገዲ ብምንዳይ ነቲ ኣሎ ትብልዎ ተጻብዖ ብስልጡን ዲፕሎማስያዊ መንገድን ብሓባራዊ ናይ ሙሉእ ሕዝቢ ተሳትፎ ክንብድሆ ንፈትን ስለዝበልና ጥራይ፣ ከምዘይሓገራውያንን ከም ዓጋሜን ተቆጺርና ክንደይ ጸርፍን ውርደትን ኣትሪፍና ኢና። እሞ ነቶም ምኽርና ኣቃሊሎም፣ ብሽም መከተ ነቲ ተንኮሎኛ ስርዓት መጋበርያ ብምኳን ዕድሜ ዘናውሑ ዘለዉ ብሓማት ብሕጂ ክንብሎም ንደሊ፣ ይትረፍ ውግዕ መጺዑ ገና ከይመጽዕ በቲ ዝትናውኸ ሓገራዊ ኣገልግሎት ተስፋ ብምቁራጽ ብ፶ ሺሕ ዝቁጸር ሰራዊትና ናብ ኢትዮጵያ ዶብ ሰጊሩ ኢዱ ይህብ ከምዘሎ እናተኣዘቡ፣ ውግዕ እንተተጀሚሩ ግና በየናይ ዘሎ ናይ ሰራዊት ሞራልን ኃይልን ገሮም ሃገር ከድህኑ ከምዝሓስቡ ንኣይ ክርደኣኒ ኣይከኣለን። ብኣጽዋርስ ተኮነ ኢትዮጵያ ካብ ዩክሬን ዝገዛኣቶ (ይቅሬታ ኣነኳ ዝገዛኣቶ ኣይብልን እዬ፣) ግናስ ነቲ ናይ ኣሜሪካ ተልዕኮ ኣብ ሶማል ኢትዮጵያ ስለዝፈጸመቶ፣ ከምካሕሳ መግዚኢ ብዝብል ሽም ብ5 ሚእቲ ሚልዮን ዶላር ቁጽሩ ኣዝዩ ብዙህ ዝኾነ ዘመናዊ ታንክታትን ዘመናዊ ነፈርትን ካልዕን ኣጽዋር የእጢቆምዋ እንከለዉ፣ ብቀንዱ ድማ ሙሉእ ናይ ምዕራባውያን ሓገዝ ከለዋ፣ እቲ ሰራዊትና በየናይ ኣጽዋርን ሞራልን እዩ ሃገሩ ከከላከል ዝሕሰብ ንኣና ኣጀብ እዩ ኮይኑና ዘሎ። ከምቀደም ብኒሕናን ቅልጽምናን ከይንብል ከኣ፡ እቶም ሓገር ዘውሓሱ ተባኣት ተጋደልትን መራሕትን ደቀባት ብሜላ ከምዝሓቁ ኮይኖም፣ ገሊኦም ብደይ ፍትሒ ተኣሲሮም ገሊዖም ጠፊዖም፣ ብሕጂ ተሪፎሞ ዘለዉ ንሕዝቢ ኤርትራ ብሜላ ንምጽናትን ምስ ኢትዮጵያ ንምጽንባርን ዝሓቀኑ ሓለፍቲ ካድራትን ደማሒትን እናመርሑኻ ከመይ ገርካ እዩ ሃገር ከም ቀደም መኪትካ ከተድህን ዝሕሰብ ከምዘሎ ንምፍላጡ ጸጊሙና ኣሎ።

  • Alem March 22, 2015

    This is what HGDEF deserves…bombardment its money generating machine that uses to oppress Eritrean people and terrorize its people by training Al-Shebab terrorists, DEMHIT, Ginbot-7, Oromo rebels, Ogaden rebels, etc.
    Dictator Isaias Afwerki, you are humiliated as a rat and you have taken our country to a lowest status in all aspects. I am sure you will suck it up this one as you did when Ethiopia attacked inside Eritrea a couple years ago. I hope they bombard you when you are sleeping with young Eritrean girls that are younger than your daughter in Massawa or in one of the bars inside Asmara!!! Ethiopia is capable of using drones and come to your bedroom and wipe you out for good! I also wish they wipe out your MOI that is spreading lies every day as if the country is improving when the country is in fact dying and crippled. Eritrea is at the bottom by any means..it can’t even defend itself! All this is caused by brutal dictator who is unelected with his brutal cousins from Tigray (Yemane Monkey, Yemane Charlie, Hagos Kisha, Asmelash Abraha, etc.) and criminal generals from Eritrea (Filipos, Mangus, Wedi Memehir, etc)!
    Poor Eritrean people did not get any benefit from Bisha mining ..as we know Bisha is the cause of slavery for Eritrean youth and a source of wealth for Hagos Kisha and the Dictator Wedi Berad himself.

  • Truly Truly i say to you March 22, 2015

    ክፍሊ 2
    ክቡራት ደቀ ሓገር፦ ኢሳይስ ቅድሚ ሕጂ ውግዕ ከፊቱ ነቲ ዘይተዋሓጠሉ ነጻነት ክቅልብስ ፈቲኑ ዋላዃ እንተዘይሰለጦ፣ እነሆ ሕጂ ንሕዝቢ ኤርትራ ኣዋሪዱን ሞራሉ ሴሩ ኣብዘዳከመሉ ዕዋን፣ ምስቶም ናይ ኤርትራ ነጻነት ዘይዋሓጠሎም ሓርበኞች፣ ግንቦት ፯፣ ደማሒትን ካልዖት ጉጅለታትን ምሕዝነት ብምፍጣር ነገር እናተናኮሰ ናብቲ ዘየዋጽኣና ኲናት ሸሚምና ይርከብ ኣሎ። ብሓቂ ንምዝራብ ቅድሚ ሕጂውን ናይ ኤርትራ ኢትዮጵያ ግጭት ዝተለኣለ ብናይ ኤርትራ ነጻነት ዘይተወሓጠሎም ጉጅለታት ጎስጓስ ከምዝነበረ ማንም ዝስሓት ኣይኮነን። እዞም ናይ ኢሳት (ዐጽዓጥ)ጋዜጠኛታት ቀረባ ግዜ ኣብ ኣስመራ ኣትዮም ምስ ኢሳያስ ዝገበርዎ ቃለመጠይቅም ነዚ ሓቂ ደጊሙ ዘረጋግጽ እዩ። ማለት ውግዕ ንክባራዕሞ እንተተከኣለ ከምቲ ኣይተ ስብሓት ነጋ ዝበሎ፡ “ወይ ጠቅላላ ንኤርታራ ምስ ኢትዮጵያ ንምጽንባር ወይ ተዋሓደ ንኣሰብ ንምሓዝ እዩ እቲ ዕላማ። እዚ ስለዝኾነ ሰራዊት አርትራን ኣዘዝትን ኣብ ክንዲ ምስ ኢትዮጵያ ምዋጋእ፣ ነዚ ናይ ጥፍኣት መልዕክተኛ ዝኾነ ሂደት ጉጅለ ካብ ፭ ዘይበልጹ ውልቀሰባት ቀንጺልካ ሕዝብን ሓገርን ካብ ጥፍኣት ንከድሕኑ ተዝፍትኑ ብወገነይ እመርጽን እምዕድን። ኣይ ኣይፋለን ንዋጋእ ትብሉ ተዄንኩም እቲ ምርጫ ናባኹም እገድፎ። ግናስ ንክትፈልጥዎ ቅድሚ ሕጂ ብኢትዮጵያ መሳሪሕነት ነት ስርዓት ንምዕላይ ናይ ኣውሮፓ ሕበረት ሃሲብሉ መኺሩሉ ከምዝነበረ በዚ ኣጋጣሚ ነቶም ዘይፈለጥኩም ወይ ዝዘንጋእኩም ምዝካሩ ኣገዳሲነት ስለዘለዎ ነቲ ዝተዘተየሉ ቪድዮ ብምርኣይ ምስቲ ተወሲዱ ዘሎ ናይ ምጥቃእ ስጉምቲ ኣብ ግምት ከተእትውዎ እምዕድ።
    Olle Schmidt, member of the EU Parliament, discusses human trafficking in Sinai together with Professor Mirjam van Reisen.

  • Awet March 22, 2015

    Here is Bisha Gold Mine burning

    http://mereja.com/forum/download/file.php?id=24945

  • hmmm March 22, 2015

    This is called stated operated terrorism but NUSN wants to call it vandalism because they don’t want to scare off their investors. The coward leaders of PFDJ will try to keep quiet as usual and hoping this too will be forgotten. Weyane will be emboldened and continue to destroy Eritrea because their plan is to turn us in to unstable and easily manageable country like Somalia. This is a lost cause.

  • abrham March 22, 2015

    here is pic burning the bisha Gold mining

    http://mereja.com/forum/download/file.php?id=24945

    • Justice March 23, 2015

      Really! How did u get the pic? Who took it! Can’t you tell it’s photo shopped . U r so naive . The news of bisha getting bombed could be true but this pic is defintly fake.

  • Henok Negash March 23, 2015

    Under the no war no peace policy, direct military confrontation is replaced by proxy wars. Both the Ethiopian and the Eritrean regimes are flagrant in their use of proxy wars. Both states openly provide financial and material support to dissident ethnic and multi-ethnic organizations in each other’s country. They both let their territories be used as training and launching grounds for subversive activities. Both regimes support these forces not because they sympathize with their grievance or support their goals and objectives but simply because they are cheap means to destabilize their enemy. Their support is turned on and off at their whim, they neither forward the cause of the opposition nor do they deliver what they the perpetrators want. Proxy wars are instruments of distraction not transformation.
    However, the Bisha bombing operation is stern reminder to the Eritrean regime to return the early stolen/hijacked Ethiopian Military Helicopter by some Ethiopian officers. Eritrea can’t keep sheltering terrorists and criminals indefinitely as the consequence would be very devastating and costly indeed.

Post a Reply to Halafi Cancel Reply