እማመ ሕክምናዊ ዑደት ናብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን
እማመ ሕክምናዊ ዑደት ናብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን !!! ወደ ሰብ ካብ ሃገሩ ብዝተፋላለየ ምክንያታት ሃዲሙ ምስ ወጸአ ናብ ውሑስ ቦታ ንምብጻሕ እዩ ዝህቅን:: እዚ ካአ ብዘይ ምትሕብባር ሰብአውን: ግብረ ሰናይን ማሕበራትን: ተቀማጦ ናይ ከባቢ
እማመ ሕክምናዊ ዑደት ናብ መደበር ስደተኛታት ኤርትራውያን !!!
ወደ ሰብ ካብ ሃገሩ ብዝተፋላለየ ምክንያታት ሃዲሙ ምስ ወጸአ ናብ ውሑስ ቦታ ንምብጻሕ እዩ ዝህቅን:: እዚ ካአ ብዘይ ምትሕብባር ሰብአውን: ግብረ ሰናይን ማሕበራትን: ተቀማጦ ናይ ከባቢ ማሕበረ ሰብን ዝካአል አይኮነን::
ኤርትራውያን ሰደተኛታት አብ ሱዳን: ኢትዮጵያ: የመን: ጁቡቲን አብ ብዝክፍኤ ሕሰም ናይ መዓልታዊ ናብራ ይርከቡ አለዉ::
እዚ ከይአክል ካአ መዓልታዊ ሓደስቲ ሰደተኛታት ካብ ኤርትራ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ብቀጻሊ ይውሕዙ አለዉ::
አብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝርከብ መደበር ስደኛታት አብ ክልተ ይምቀል: ንሳቶም ካአ እዞም ዝስዕቡ እዮም:.
ቀዳማይ. ግዝያዊ መደበር ኮይኑ ነቶም ሓደስቲ ዝመጹ ብግዝያውነት ተቀቢሉ ምጽለሊ ዝህብ እዩ::
ካልአይ. ንልዕሊ ሓሙሳ(50) ዓመታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ክነብሩለን ዝጽንሑ መደበራት አብተን ሃገራት እየን::
እዘን መደበራት እዚአተን እቲ ዝታሓተ ንደቂ ሰባት ዘድልዮም ነገራት ከም አገልጉሎት ጥዕና: ትምህርቲ: ብዓቢኡ ካአ ዝብላዕ መግብን ዝስተ ጹሩይ ማይን ዘይርከቦ እዩ:: ከም ዉጺኢቱ ካአ ቡዙሓት መንእሰያት ካብዚ ሕሰም ዚ ንምድሓንን ዛሓሽ ሂይወት ንምርካብን ብምባል እግሮም ናብ ዝመርሖም ብምካድ ናብ ዝተፋላለየ ሽግራት ብምውዳቅ ኩቡር ሂይወቶም ይጥፉኡ አለዉ:: እዘን ሃገራት ዚአተን ኑቡር ሂይወት ንክመርሑ ዘክእሎም ዓቅሚ የብለንን:: ማለት ቀጻሊ ናይ ስራሕ ዕድለት የለን::
አብዚ ብመሰረት አህጉራዊ ስምምዓት ናይ ዑቁባ መሰላት እዃ እንተለዎም ጽጥታዊ ኩነታቶም ናብ ሓደጋ ወዲቆም አለዉ:: እዚ
ማለት ብቀትሪ ብነጋዶ ደቂ ሰባት እናተጨወዩ ካብ ሱዳን ናብ ምድረ በዳ ሲናይ ተወሲዶም እዮም::
አብ ከምዚ ዝበለ ሑሱም ናይ ናብራ ኩነታት ኤርትራውያን ሰደተኛታት አብዘን ጎረባብቲ ሃገራት እዩ እምቢአር ኤርትራዊ መድረክ ንለዉጢ ብመንገዲ ናይ ዜና መድረካቱ አቢሉ ንሽግራት ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምቅላል ብምባል ሰብአዊ ተበግሶ ብምውሳድ ንሕጽረት ገለ መድሃኒት ንምሽፋን ምሕጽንትኡ ናብ ዝተፋላለዩ ክፍለ ዓለማት ዝርከቡ ንግብረ ሰናያትን: ሰብአውያን ለገስትን: ማሕበራትን ብምሕታት: ብምውህሃድ ማሕበር ሓካይም አፍሪቃ(አወስትራልያ_ሱዳን) ማሕበር ሓካይም ኤርትራውያን አብ ሱዳን ነበር:: ሕክምናዊ ዑዶት ክገብር ወሲኑ አሎ:: እዚ ዑዶት ዚ ናብ ሓሙሽተ(5) መደበራት ስደተኛታት ክብጽሕ እዩ:: ንሳተን ካአ መደበር ኡምጉርጉር: 2ሻገራብ: ወዲሸሪፎይ: ኪሎ ስታ ወዕሽሪን(26) እየን:: ነዚ ስራሕ ዚ ንምስልሳል ተበጊሶም ዘለዉ
ሓካይም ዕስራ (20) ኮይኖም ናይ ዝተፋላለየ ሞያታት ሕክምና ኪኢላታት እዮም:: እዚኦም ኤርትራውያን ሓካይም እዚአቶም አባላት ማሕበር ሓካይም አፍሪቃ እዮም::
እዚ ጥዕናዊ አገልጉሎት ዚ ንአስታታት ሓደ ሽሕ(1000) ሑሙማት ክሽፍን እዩ::
ዋጋታት መድሃኒታት ካብ ቦታውን ወጻእን ዝግዝኡ አስታታት( $45000 ) አርባዓን ሓሙሽተን ሽሕ ዶላር አመሪካ ኮይኑ
ጠቅላላ ወጻኢታት ናይዚ ሕክምናዊ ዑዶት ክሽፍን እዩ:: ማለት ብቀጻሊ ብመድሃኒት ዝንቃሳቀሱ ሑሙማት ምህላዎም ይፍለጥ::
ሓሙሽተ ሽሕ ዶላር($5000) ከም መታባቢዒ ህያብ ነቶም ሓካይም ክዋሃብ እዩ::
ንገለ ሕክምናዊ መሳሪሒ አቁሑት ብመልክዕ ክራይ ዝተጠቅሙሉ ካብዚ ክክፈል እዩ::
መጎዓዝያ መድሃኒትን ሓካይምን ካብዚ ክክፈል እዩ::
አብዚ ታሕቲ አርባዕተ አስማት ናይ ገለ መድሃኒታትን ሕክምናዊ ምሳልጥን ነዚ ዑዶት ናብ መደበራት ስደተኛታት
እንሆ::
እዚ ዑዶት ዚ ብጽቡቅ እንተተሳላሲሉ ተማሳሳሊ ዑዶት ናብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከቡለን መደበራት ናብ ኢትዮጵያ:
የመን: ጁቡቲን ክቅጽል እዩ::
ይቀንየልና
ahmed saleh December 30, 2013
God bless you all the good hearted Eritrean doctors for
initiating such noble cause of humanity . May God
reward you in return of your good deeds .
Thank you , million times. A brother in need a brother
in deed . Thanks again our medical doctors.
ahmed saleh December 30, 2013
Somebody show me an article from Erigazette report that
58 students graduated with Doctorate degree in medicine
inside the country and it sounds great if it is true . But I
hope it isn’t the same misleading information of hgdf ‘s
propaganda machine.
Can someone with solid knowledge about medical school
in Eritrea elaborate it’s credibility with no political exageration ? I am just curious .
robiel December 31, 2013
It is true. The school started 4 years ago. And graduated hundreds docters.
ahmed saleh December 31, 2013
Thanks for the response , ROBEL .
Tamrat Tamrat January 1, 2014
The School opened 4 years ago and its first graduates has studid for 8 years. and you say the School has graduated hundreds of doctors.
FitHawi January 1, 2014
Robel,
you need at least 5-6 years to graduate degree program in medicine.
kkkkkkkkkkk…
Genet January 2, 2014
Dear Robiel
You said, “It is true. The school started 4 years ago. And graduated hundreds doccters”
Can you please tell us more? We want to know about the standerd of this “medical school”; Who are the “medical school” professors or scholarly teachers? What are their qualifications? is this “medical school” affiliated with at least one accredited University outside Eritrea? If there is one, Where and What is the name of this accredited University and medical school? This info is very important, because if this “medical school” in Eritrea is supported and has working relationship with other University/medcial school, we can easily verify this “medical school’s” qualification to report preparing “hundreds of docters”.
Dear Brother Robiel, Medical school takes longer than four years. Before any one is accepted to accredited medical school, One has to graduate from accredited four years college. If you think, a real medical school can be created and operated without accredation, you are wrong. It is not like moving rocks from point A to point B, under the slogan of “self reliance” If Eritrea is preparing hundreds of docters, why is it then Eritrean people can not even get their basic needs, like clean water, food and light? If you are able to tell every one what you know about this “medical school” it will be a very good thing. Thank You and God bless
Genet