“ኤርትራ ሃገር’ያ” : አርባዕተ ነጥቢ::
"ኤርትራ ሃገር'ያ" ትብል ሐረግ ንልኡላውነትን ነጻነትን ሃገርና ኤርትራ እትገልጽ ጥዕምቲ ቃል እያ።እዛ ቃል እዚኣ ብስውእ መለስ ዜናዊ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ንሓለምትን ትምክሕተኛታትን ሕልሞምን ትጽቢቶም ዝሓምሸሸሉ ግዜ ምንባሩ ናይ ትማሊ ተዘክሮ'ዩ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/03/eritrea-Hagerya-Kubrom_1553715767.pdf"]
“ኤርትራ ሃገር’ያ” ትብል ሐረግ ንልኡላውነትን ነጻነትን ሃገርና ኤርትራ እትገልጽ ጥዕምቲ ቃል እያ።እዛ ቃል እዚኣ ብስውእ መለስ ዜናዊ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ንሓለምትን ትምክሕተኛታትን ሕልሞምን ትጽቢቶም ዝሓምሸሸሉ ግዜ ምንባሩ ናይ ትማሊ ተዘክሮ’ዩ።
Danilo March 28, 2019
ብርግጽ ኤርትራ ሃገር እያ።እቲ ሃገር ዘብላ ቀንዲ ነጥቢ ከም ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ colonial border ምውናና እዩ።እዚ ጥራሕ ሚኣስ ኮይኑ ( ብሰንኪ ) Italian colonialism ዝተጠርየ nationalism በቲ ሓደ ፡በቲ ካልእ ‘ውን ብዝወረዶ ግዱድ ዕስክርና ኣብ ሊብያ፡ሶማል እንኮላይ ኢትዪጲያ ብዓረር ዝተፈተነ ሃገራውነት ዘጥረየ ህዝቢ እንዳሃለወ ፈተነ መስፍናዊት ኢቲዮጲያ ናብ ዓረ ሓጺን ( by its intended expansion ) ኣይፋል ብምባል ጀሚሩ ናብ ኣላሽ ( ኤረ ገብሬል ጭቁጝን ነጝን ) ዘበለ ፡ብቅልጽሙ ሃገሩ ዝወነነ ሕዝቢ ብረፈረንዱም ንስለ ሕጋውነት ንበሎ ቁቡል ኮይኑ።እምበር፡ኤርትራ ቅድሚ ኢቲዮጲያ ሃገር ዘብላ ዝያዳ ረቋሒታት ነይርዋ።ግን፡ወይ ጎቦ ኹን ወይ ኣብ ጎቦ ተጸጋዕ ስለዝኾነ ኢቲዮጲያ ሕጂ’ውን ኣብ ጎቦ ምጽጋዕ ስለ ዘይእግማ ፡ናኤርትራ ዳግም ከትልሕቃ ትኽእል እያ።ስለዚ ወዲ በራድ ከሎ በቲሓደ፡እልምታት ሃገራውነት ዘይፈልጡ ኽሳብ ዘለዉ “ኤርትራ ሃገር እያ” ኣርባዕተ ነጥቢ ? እወ ግን በየናይ ውሕስነት?
Sol March 29, 2019
Danilo, don’t waste your time on responding to asmerom, biruk, Zeregabir Te’ages, feshaye he is the same person Mr. many names. He changes his name frequently but his message remains constant to create confusion among assenna followers to abandon the website.
Asmerom March 29, 2019
Savage evil Wedi Halima/Khedija the mushmush rootless Saho KURDID whore snake/rat, what shall we call your multiple garbage taliban names then {Keshi Mars, Aba thimmer, Hagherawi, Asmara Eritrea, Haben, Woldegabriel, Morbik, Wedi Hagher and so on} to invite/welcome or impress/entertain assenna followers??????? You are more savage moslem ignorant waiter than I thought, but a typical for stinky filthy Sudanese/Yemeni nomad saHab gemel. ROT in your vicious Islam HELL.