ኤርትራውያን ኣብ ስደት ናይ ሃይማኖት ፍልልይ ነወግድ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/09/assena-Sept-2015.pdf"] September 2, 2015 2:37 pmassenna2103858Views SHARE
Bhdma hager badima September 3, 2015
Amanuel why are u deleting some of the critical comments, i ught demo.archive.assenna.com as a free meduim but it seems i was wrong. Seeing another shabait in the opposition medias is intolerable.
Ghebretnsaie September 4, 2015
They deleted too my comments..i am in a wrong movie. I was wrong to think assenna is the right one to express my ideas and feelings. የርህዎ
Ghebretnsaie September 4, 2015
ዝኸበርካ ኣዳላዊ ኣሰና ርእይቶይን ናይ ገለ ሰባት ነቐፌታ ን ዶር ምስግና ደምሲስኩሞ ፡፡ድሑርን ዘይሞያዊ ስነምግባርን እዩ። ንwebsite assenna ድርብ መምዘኒ እዩ። ኣብዚ ምዕቡል ዘመን ሰባት ንኸይዛረቡን ሓሳቦም፡ከይገልጹን ዝግበር ሽርሒ ዕድል የብሉን።
assenna September 4, 2015
ዝኸበርካ ገብረትንሳኤ
ኣሰና ሞደረይተር ብመሰረት መምርሒታት ኣሰና ቅቡል ንዘይኮነ ርእይቶታት ኣብ ገጻት ኣሰና ንኸይወጽእ ምኽልካል’ዩ ዕማሙ። ወሃብቲ ርእይቶ ከኣ መምርሒታት ተኸቲሎም ሓሳቦም ብምሃብ ንዝተላዕሉ ጉዳያት ኣብ ምህብታም ልዑል ተራ ክጻወቱ ኢዩ ትጽቢት ዝግበረሎም። ብሓጺሩ ጸርፍን ቆዮቛን ኣብ ናይ ምብህሃልን ዘተን መድረኽ ኣሰና ቅቡል ኣይኮነን። ስለዚ ሕጂ’ውን ደጊምና መምርሒታት ኣሰና (Assenna guidelines) ንኽውከሱ ነዘኻኽር።
Suleiman Salim September 7, 2015
ዝኸበርካ ሓው ኣሰና
መልስኻ ሚዛን ዘለዎ ኮይኑ ነቲ ጸርፍን ግቡእ ወቐሳን ግን መን ይመምዮ? ነቲ ግቡእ ወቐሳ ከም ጸርፊ ወሲድኩም እንተ ደምስስኩሞ ንሕና እንታይ ንገብር? እዛ ናይ ምድምሳስ ጉዳይ ሕሰቡላ ደኣ። ንጸሓፋይ ከም ኣዝዩ ተተንካፊ ወሲድኩም ክትካላኸሉሉ ኩሉ ጊዜ ኣድላዩ ኣይኮነን። ንሕና ቀይዲ-በተኽነት ንክስዕርር ማዕጾ ክፈቱ ንብል የሎናን እንታይ ደኣ መምዘኒኹም ቅሩብ ኣማዓራርይዎ ዝብል ሓሳብ ኢና ነቕርብ ዘሎና።
hara September 4, 2015
n assenna giudeline
qanqa dr. iye tetekime tserfi entekoynu natey riEyto kab midmsas kidm
ndr.mikelkelkmwo wey bwhud nteketatelti assenna amenti PENTEn
nTEGADELTI H/Gn nKEYHTI EMBABAn ykreta kihatit mgheberkum
tesfa890 September 7, 2015
segre hezbekum nemftah mes tedelyu megemerta segrkum ketfethu alekum poletikena kab haymanot nesa kekewn alewo haymanotena kab poletica nesa kekewn alewo .