ኤሪትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ – 2ይ ክፋል
ዕለት ናብ ዕለት ከም ነፋሒቶ ክቀያየር ጀሚሩ፡፡ ካብ 1966 (ELF) መጀመርያ ቃልሲ ምስጀመረ ፡ ኢሳያስ ከምዚ ሕጂ ዝገላበጦ ዘሎ፡ ፈጺሙ ኣብ ሓንጎል ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ድሕሪ ምርጫ ናይ 1975 ሰራዊት ህዝቢ ኤርትራ ብእምነት ይስዕቦ ነሩ፡ ስለምንታይ-ሲ, ኣብ ልቢ ነፍስወከፍ
ዕለት ናብ ዕለት ከም ነፋሒቶ ክቀያየር ጀሚሩ፡፡ ካብ 1966 (ELF) መጀመርያ ቃልሲ ምስጀመረ ፡ ኢሳያስ ከምዚ ሕጂ ዝገላበጦ ዘሎ፡ ፈጺሙ ኣብ ሓንጎል ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ድሕሪ ምርጫ ናይ 1975 ሰራዊት ህዝቢ ኤርትራ ብእምነት ይስዕቦ ነሩ፡ ስለምንታይ-ሲ, ኣብ ልቢ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ሕልሚ ናጽነትን ሓርንትን ስለ ዝነበረ እዩ፡፡ ኣከያይዳ ፖለቲኩኡ ውን ምስቲ ህዝቢ ዝመሳሰል ነሩ ፡ ብውሽጢ ውሽጡ ግን ዕላማ ሓዘል ነርዎ፡፡
abrham March 19, 2014
ab gedli ewn eko kaba hade seb nlaeli nhanti hto kt hatt ayfkedn,kab 3 nlaeli dma miekab,wela bht elka miella fkud ayneberen.kem adma tekotsiru enda aboy teageska(halewa sewra) tkeyd.bdhrihalewa sewra edlegna entekonka nab kalie ahadu tmdeb,entezeykone gn kabza alem t senabet.wedahnka
araya March 19, 2014
Most of the time assenna posted Authors picture, but this person don’t even tell us his/her real name, be brave to be qualified opposition person, and since you seem to be democratic you dont need to scold Iseyas (wedi bdama), please guys remember to be professional manner approach when you trying to bring justice,
abrham March 19, 2014
what for do u need the name,or photo?I wonder why people interest on that rather in the contents?
ahmed saleh March 19, 2014
Looking back to Issayas credentials on loyalty and trust , everything about him is sinister motives and betrayal .
When he was with ELF after they revolted against the leadership he was elected as member of the new temporary leadership
called general council or kiyada amma until their oncoming first congress . But when they send him to highlands for the
mission to aware people about their struggle what he did was desert them to form his own front . And worst of all he
renew his relationship with those denounced leaders like Osman Sabe and Omaro and again to betray them at proper time .
Again after independence he betrayed the principle and aim of the thousands who sacrificed their life under his leadership
including his close associates and the civilian population who gave him unreserved support and obedience to his authority .
Such kind of persona remind me the word of ” POLITICAL PROSTITUTION ” eventhough I am not sure if I know exactly about that
term . In fact man’s important product of his effort depends in his personality and when something good start suffering it
verifies the assumption . But unfortunately our people were so blinded not to see the signs at its early age .
SAVING YOUNG ERITREANS March 19, 2014
እዞም ኣቦይ ብዳማስ ክንደይ ኮርዒዳ እዮም።ሓደ ሰብኣይ ንበይኑ ንኣርባዕተ ሚልዮን ህዝቢ ዘታልል ሰብኣይ ዝፈጥሩ ።እወ ሻዕብያ ሕያዋይን ለዋህን ፈታው ህዝብን ፣ኣይጨዊ፣ደቀንስትዮ ብድሙ ድሙ ኣስኪሩ ዘይግህስ፣ንዓበይቲ ሽማግለታትን ሰብኡት ፣ኮፍ በል ኣንታ ወዲ ሸርሙጣ ዘይብል፣ሓቀኛቅ፣ካብ ሓረስቶት ምግቢ ኣጋፊዑ ኣይወስድ፣መርዑት ካብ ንእደን ኣውሪዱ__ሰውራውያን ኣመንዝራታት ዘይቅይር፣____ብሓቂ ሓቀኛን ንዝተጨቆነ ህዝብን ዝቖመ__ሓደ ሰብ ኣይ እኮ እዩ ኣባላሽዩዋ እምበር እዋይ ስጋ ቕሺ ምሕጹን፣ ነዚ ጽሑፍ እዚስ ከም መጽሓፍ ቅዱስን ቁርኣንን ኣብ በትኽስያንን መስጊድን ክቕመጥ ኣለዎ።እዞም ኣቦይ ብዳማ ግን ካልኦት ደቂ ኣለዉዎምዶ።ኣየ ለይቲ ሓምሳኻ ሂብካስ ንዕውርቲ በለ ሓወቦይ ሸያጥ ደበላን።እተን ክልተ ተካላት ወደባት ወሲዱ ኣእምሮ እንተዝሰዅዓልናስ ክንደይ ግርም ኔሩ ወደ።ኣግት፣ድባሕ ሸእ !!!!!
Gideon March 19, 2014
Uncle SYE,
Well said. Kemakka yebzehulina bhaki. Please do take care of your health and God bless you dear uncle.
SAVING YOUNG ERITREANS March 19, 2014
ናይ ሎሚ ዜና ዘቕርበልኩም ባሕረ-ብላሽ ከዛብ መንነቱ እየ፣ድሓንዶ ኣምሲኹም ፧
ብመጀመርያ ዜና ውሽጢ ሃገር,
– ጥራጥ ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ e-bay ክሸይጥ ዝፈተነ የማነ ማንኪ ዝተባህለ ኣማኻሪ ናይ ፕረሲደንት….፣e-bay ምስ ኣበዩዎ ፣…..e-bay እበይ ወይ እምቢ በል ካብ ዝብል ወያናዊ ቋንቋ ከም ዝተበገሰ ድሕሪ ምብራህ,ናይ ጭፍራ ወያነ መሳርሒ ምዃኖም ድሕሪ ምዅናን፣….ኣብቲ ኩሉጊዜ፣ጥራጥን ጽሕጻሕ ኢሳያስን ብምሻጥ ትፍለጥ መስከረም.NET ተብሂላ ትፍለጥ ዌብ ሳይት ከም ዝሸጦ ናይቲ ዌብ ሳይት ሓላፊ ዝኾነ ኣቶ ኣምስሉ ተቓዋሚ ብኣውትማል ገሊጹ።
– ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ(ደምሒት) ተባሂሉ ዝፍለጥ ፣ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ውድብ፣ሮንዳ ወጺኡ ንህዝቢ ትግርኛ ክቋጻጸር እንተድኣ ኮይኑ፣ቋንቋ ትግርኛ (ናይ ትግራይ) ፣ገዲፉ፣ቋንቋ ህዝበ ትግርኛ ክለማመድ፣መንግስቲ ሻዕብያ ንተጋደልቲ ደምሒት፣ናይ ሰለስተ ወርሒ ኮርስ ከም ዝጀመረ ተገሊጹ።ካብቲ ኮርስ ኣብነታት ክገልጹ ከለዉ ሪፖርተርና ኣቶ ሽዩጥ ሚኒሊክ፣
ቋንቋ ትግርኛ_____ቋንቋ ህዝበ ትግርኛ፣_መዝገበ ቃላት
መዋሳወሲ _______መንቃሳቐሲ
መታወቕያ_______ታሴራ(ቢጣቓ)
ብዓርሰይ_________ብነብሰይ
ውሽጢ ስረ________ሙታንቲ
ዲሞክራሲይ________ምልኪ………ምዃኑ ኣቶ ሽዩጥ ሚኒሊክ ገሊጾም።
– ኣብ ጎደና ሓርነት ክሳገር ከሎ ማኪና ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝረገጸቶ ወዲ 28 ዓመት መንእሰይ፣ሓምሻይ መስርዕ ተባሂሉ ኢራ ኢሮ ከም ዝትኣስረ፣ኣብ ገጅረት ዝርከባ ሪፖርተርና ኣብሻይ ቅመሙ በርበረ ህንዲ ገሊጸን።
ኣብሻይ ቅመሙ፣ኣብቲ ገጽኩምትርሓቕ.COM ዝብል ዌብ ሳይተን መሊኤን ከም ዝገለጽኦ፣ፕረሲደንት ንኣኼባ ተሃዊኹ ኣይራቦርቶ እናተሾፈረ እንከሎ ጽርግያ ዝሰግር መንእሰይ በታ ማንኪና ብረሲደንት ድሕሪ ምርጋጹ፣ ካብቲ ዝተሰብረ ኣዕጽምቱ ሓንቲ፣ ነታ ጎማ ናይታ ማንኪና ብምንኳል ፣ንፕረሲደንት ስለ ዘዳናጎዮ፣ኮነ ኢልካ ኢኻ ተረጊጽካ ኣንታ ሓምሻይ መስርዕ ኢሎም ከም ዝኣሰርዎ፣ሓቢረን።
– ከም ናይ ቱኒዝያ፣ጸረ መንግስቲ ምልዕዓል ክጅምር ኢሉ ፣ኣብ ኣስመራ ኣብ ማእከል ሹቕ፣ነብሱ ብላምባ ነስኒሱ፣ ብሓዊ ዘቃጸለ ሸያጥ ሓምሊ፣ብህዝቢ ኤርትራ ሞጎሰ ረኺቡ።
ነዚ ሞጎሰ እዚ መሰረቱ፣ወየ ሸያጥ ሓምሊ ነብሱ ከቃጽል እንከሎ ገዲፍወን ዝሞተ ፣ ዕስራ ጥማራት ሓምሊ ቆስጣ__ህዝቢ ተጓይዩ ነተን ሓምሊ ብምድሓን ደቁ ስለ ዘድረረለን፣መንግስቲ ኤርትራ ድማ ካብዚ ተበጊሱ__ንስእነት ሓምሊ ንምቅላል፣ሸየጥቲ ሓምሊ ምቅጻል ከም ዝጀመረ__ስዉኣትሓምሊ.COM ተባሂሉ ዝፍለጥ ሳንድያጎ ዝመደበሩ ማዕከነ ዜናን,በለካን ለኽዓካን ገሊጹ ።
–
ናይ መወዳእታ ዜናና___ትማሊ ምዓልቲ፣ካብ ጨቋኒ መንግስቲ ወያነ ብምህዳም ናብ ኤርትራ ኢደን ዝሃባ ሰለስተ ኣሕዋት ፣ትማሊ ምዓልቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ ቤት መንግስቲ ረኺቡ ከም ዘዘራረበን፧፧፧የማነ ማንኪ ብታሕጓስ ገሊጹ። ናይዘን ሰለስተ ኣሕዋት ስም ፣
ጥሜትን
ድንቍርናን
ጥፍኣትን ፣ምዃኑ ድሕሪ ምግላጽ፣ እሞ ድሕሪ ሕጂ ኣብቲ ጨቋኒ መንግስቲ ወያነን፣ዘይስልጡን ህዝቢ ኢትዮጵያን ተሰጕጐንን ሃዲመንን ኢደን ከም ዝሃባ፣ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ድማ ንነዊሕ ጊዜ ከም ዘቐምጠን የማነ ማንኪ በቲ ውጽኣት ዝሓዞ ዝመስል ውጁህ ፍሽኽትኡ እናሰነየ ከም ዝገለጸ፣ ሪፖርተርና ኣቶ ቁልቁለት መገዱ ገሊጹ።
ናይ ሎሚ ዜና ኣብዚ ንውድእ።ኣብ ዝመጽእ ጊዜ ክሳዕ ንራኸብ፣ከም ነጻነት ኤርትራ የዕፍርኩም እናበልና ንሰናበተኩም።
ናይ ሎሚ ለይቲ ተረኛ ፋርማቻ፣ፋርማቻ ኣልቦ እዩ።ቡን ሰቲኹም ወይ ጣፍ በሊዕኩም ውጽኣት ዝሓዘኩም ደቂ ሃገር፣ ሙዳዳ ዝብሃል መድረቕ ከብዲ ከኒና ሒዝና ንጽበየኩም።
ቻው__ቻው__ቻው
ኤርትራስ ንዓይ ወሊዳ ትምከን እኳ እያ ክትብሃል ዝግብኣ።ሓቁ እባ እዩ ሽኮርያ ክሕዘኒ።ክንድዚዶ ምቁር ትኸውን ኢኻ ወደ።ድባሕ ሸእ !!!!
The marvellous in almost Everything>>>Uncle SYE
Gideon March 19, 2014
The one and only marvelous/brilliant Uncle SYE.
Simply brilliant dearest uncle. You are truly one in a million. A bunch of ‘Skunis’ practicing ‘Skunicism’ or Aregit shitara nay shefatu in poor Eritrea with no end. I wish full strength, health and lots of happiness to you and to all your family members. Please look after yourself and god bless you uncle. As we the young generation going need your wisdom and guidance for the challenges ahead, we pray for your well being and more positive contributions from you as usual. Keep it up our brilliant and highly talented uncle.
SAVING YOUNG ERITREANS March 20, 2014
ዝኸበርካ ጊደወን፣
ብሓቂ ሕጉስ እየ በቲ መተባብዒ ቃላትካ፣ብኹሉ ከይትሳማማዕ ትኽእል፣ወረ ብኹሉ እንተተሳማሚዕካስ ናይ ባዕልኻ ኣእምሮ የብልካን ማለት እዩ።ትፈልጠኒ ኢኻ ትመስል።እንተዘይኮነ ግን ፣ነቶም ንመንእሰያት ኤርትራ ሓቀኛ ርእይቶይ ስለ ዝሃብኩ ዓጋመ ዝብሉኒ ብጣዕሚ ይሓዝነሎም።ቀዳማይ ነገር፣ካብ ሓማሴናይ ንላዕሊ ዓጋመ ይኹን ጎንደሬ የለን።ንሱ ኣይኮነን ዘጉህየኒ።ግን ሓድሽ ትውልዲ ፣ከም ኣቦታቶም ብጽልኢ መንነቶም ዘይኮነ ክምርሑስ፣ብሓቀኛ መምርሒ ክኸዱን ከይጠፍኡን ንዝመጹ ደቆም ድማ ግሃነም ዝኾነት ሃገር ከይትቕጽል ኢለ እየ። ብኡ ምኽንያት እየ__ኣነ ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ ወዲ ገሽናሽም ድምበዛን ምዃነይ፣ብናይ ኣደይ ሸነኽ ድማ ወዲ ስምረት ተወልደብርሃን ኣውዓሎም__ዓደቀቶዅላ ጉሕጭዓ ምዃነይ ዝገልጽ።ምኽንያቱ እዚ ዝሕንጥጦ ከም ዝሕተተሉ ስለ ዝፈልጥ።መጀመርያ ንኬንያ ወጺኤ፣ድሓር ኡጋንዳ_ካብኡ ንኤድመንተን ካናዳ፣ሕጂ ድማ ኣብ ሳንድያጎን ሜክሲኮን ዝቕመጥ እየ።ጽልኢ ህግደፍ ዘይኮነ ዘላዕለኒስ ፣ፍቕሪ ህዝበይ፣መንእሰያት እዩ።ነዚ ሓድሽ ትውልዲ ይኹን ንደቀንስትዮ ዘናሹ ጽሑፍ ይኹን እምነት የብለይን።ነቲ ሻዕብያ መጻወቲን መዝሓል ውትራንን ዝገበረን ዓበይትን ንኣሽቱን ኣሓትና እኳ ናብ ኣመንዝራታት ዝቐየርወን እምበር፣ ባዕለን ኣመንዝራታት ዝኾና ኢለ ኣይፈልጥንየ።ምኽንያቱ ነታ ሓቂ እየ ከንጸባርቓ ዝደሊ።
ናይ ቃልዓለም ዘይዛረብ ሓወቦኻ__
ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ ።
ውሽጡ ፣ሕሩር ኤርትራዊ
SAVING YOUNG ERITREANS March 20, 2014
ዝኸበርካ ጊደወን፣
ብሓቂ ሕጉስ እየ በቲ መተባብዒ ቃላትካ፣ብኹሉ ከይትሳማማዕ ትኽእል፣ወረ ብኹሉ እንተተሳማሚዕካስ ናይ ባዕልኻ ኣእምሮ የብልካን ማለት እዩ።ትፈልጠኒ ኢኻ ትመስል።እንተዘይኮነ ግን ፣ነቶም ንመንእሰያት ኤርትራ ሓቀኛ ርእይቶይ ስለ ዝሃብኩ ዓጋመ ዝብሉኒ ብጣዕሚ ይሓዝነሎም።ቀዳማይ ነገር፣ካብ ሓማሴናይ ንላዕሊ ዓጋመ ይኹን ጎንደሬ የለን።ንሱ ኣይኮነን ዘጉህየኒ።ግን ሓድሽ ትውልዲ ፣ከም ኣቦታቶም ብጽልኢ መንነቶም ዘይኮነ ክምርሑስ፣ብሓቀኛ መምርሒ ክኸዱን ከይጠፍኡን ንዝመጹ ደቆም ድማ ግሃነም ዝኾነት ሃገር ከይትቕጽል ኢለ እየ። ብኡ ምኽንያት እየ__ኣነ ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ ወዲ ገሽናሽም ድምበዛን ምዃነይ፣ብናይ ኣደይ ሸነኽ ድማ ወዲ ስምረት ተወልደብርሃን ኣውዓሎም__ዓደቀቶዅላ ጉሕጭዓ ምዃነይ ዝገልጽ።ምኽንያቱ እዚ ዝሕንጥጦ ከም ዝሕተተሉ ስለ ዝፈልጥ።መጀመርያ ንኬንያ ወጺኤ፣ድሓር ኡጋንዳ_ካብኡ ንኤድመንተን ካናዳ፣ሕጂ ድማ ኣብ ሳንድያጎን ሜክሲኮን ዝቕመጥ እየ።ጽልኢ ህግደፍ ዘይኮነ ዘላዕለኒስ ፣ፍቕሪ ህዝበይ፣መንእሰያት እዩ።ነዚ ሓድሽ ትውልዲ ይኹን ንደቀንስትዮ ዘናሹ ጽሑፍ ይኹን እምነት የብለይን።ነቲ ሻዕብያ መጻወቲን መዝሓል ውትራንን ዝገበረን ዓበይትን ንኣሽቱን ኣሓትና እኳ ናብ ኣመንዝራታት ዝቐየርወን እምበር፣ ባዕለን ኣመንዝራታት ዝኾና ኢለ ኣይፈልጥንየ።ምኽንያቱ ነታ ሓቂ እየ ከንጸባርቓ ዝደሊ።
ናይ ቃልዓለም ዘይዛረብ ሓወቦኻ__
ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ ።
ውሽጡ ፣ሕሩር ኤርትራዊ
belay nega March 20, 2014
“ኤሪትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ”
ብዘለካ ምዕጋብ ጸረ ምዕባለ ስለዝኾነ:ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ ምኻድ ነውሪ የብሉን
እቲ ነውሪ ካብ ሃገራውነት:ናብ ትሕቲ ሃገራውነት ምስግጋር እዩ
SAVING YOUNG ERITREANS March 20, 2014
ክቡራት ደቂ ኤረይ ደቂ ሃገረይን፣ምሓዙት ህዝቢ ኤርትራን፣
እዛ ትቕጽል ግጥሚ፣ድርቀት ከብዲ ሒዙኒ ከሎ ኣብ ሽንቲ ቤት ኮይነ ስለ ዝጽሓፍኩዋ፣ምስ ኣንበብኩማ ድርቀት ሒዙና___ኢልኩም ከይትኸሱኒ ኣቐዲመ፣ሓምሊን ፋይበርን በሊዕኩም ኣንብብዋ።
ሓውኩምን ሓወቦኹምን፣መንእሰያት ኤርትራውያን ንምድሓን/Saving Young Eritreans
“ወሪድዎ ወዲ ኣፎም______ንጹር ዕላምኡ
ሃሊሎም ዝመጹ ኣእዱግ ፣ እንድኣሉ ኣሕሪኡ”
ኣንታዮ ጎሚዳ________________ዋይ ጎሚዳ
ንማርያም ከባቢ ፣______________ቦኽሪ ወዳ
ብደም ዝጠልቀየ፣___________ዘይትንክፎ ጻዕዳ
ካብ ተምቤን ናብ ጸሎት _______ዝትኮስ ከም ነጎዳ
ብፈተውቱ ዝጅምር፣_________ከም ጠበብቲ ቡዳ
ንዓሻ ህዝቢ ፣___፡ከም ኮንዶም ኣብ ሽፍትነት ዘሕርዳ
ንኢትዮጵያ ክመርሕ _________ካብ ቀደም ዘንቀዳ
ናይ ሓሶት ውድብ________ዘቖመ፣ ሻዕብያ ሙዳዳ
እምበር ኤርትራ፣ቆፎ መስከረም_____ መን ይብህጋ !!!
ጃንሆይ ዝልኣኾ፣________________ወዲ መኳንንቲ
ቃኘው ዘሕለፈሉ፣ _______________ጃኬት ጠያይቲ
ሲ ኣይ ኤ ዝወፈየሉ______________ናይ ኵናት ናውቲ
ቃልሲ ጀብሃ ዝደምሰሰ ___________ኢሉዋ ኣስላመይቲ
ኢትዮጵያ ብዓባያ _____________ክገዝእ ዝነበሮ ስልቲ
ደርጊ ጸየቐሉ_____________ገልቢጡ፣ሃጸያዊ መንግስቲ
ቀጺሉ ግን ፣ንፈራሕ ህዝቢ_______እናኾብኮበ ከም ከብቲ
መርዑት ሕጽኖት______________እናውረደ ካብ ንእዲ
ንርካሽ ሞት ወርወረን____________ዝሰመዮ መስዋእቲ
ኤርትራ ቀየራ __________ናብ ናይ ዓመጽን ሞትን በዓቲ
ሓፋሽ ተቐበሎ_____________ስለ ዝፈቱ ባርነት ፋሽሽቲ !!!
98 ተጸበየ፣_______________ወያነ ክሳዕ ዘዕነንዉ
SANDWICH ክገብሮም ___ብብሰሜንንብደቡብን ዘለዉ
እሞ ኢትዮጵያ ክገዝእ ___________ሕንፍሽፍሽ ፈኒዉ
ምስ ኣሜሪካ ወጠነ__ንሶም ንሰርወ ሳዋ ብዶላራቶም ሰረዉ
ኣብ ሞንጎ ግን መኻልፍ መጸትና______ብቆረጣ ዝቐልዉ
ድሩዕ በኸየ ኣብ ጀርመን ኤለና__ ብወያነ ሰራዊትና ጨቂዉ
G-15ፈጠሩ _____ናይ ወዲ ኣፎም ሓየት ስልጣን ከባላሽዉ
ሓንጊሮሞ ዝኣተዉ ኣምላኾም_________ሕጂ ንዓና ከዔሽዉ
ዳህያ ኣተዉዋ__________ገለን ዝዓውሩ፣ገለን ኣብኣ ዝዕስዉ
ንጣብ ኣይነባዕናሎምኒ ፣ንህግደፎም እምበር ንኣና ስለ ዘይተበጀዉ!!!
ስፓጌቲ ብባናና _________________ዘይበልዕ ኣይሶማልያውን
ደመሙን ኣትማንኒ________________ዘይክሽን ኣይቻይናውን
MOTHRFUC**R ዘይብል______________ኣይ ኣሜሪካውን
ኣላህ ዋ ኣክበር ኢሉ ካፊር ዘይሓርድ___________ ኣይ ዓረባውን
33 ዩኒቨርሲታት ዘይውንን______________ኣይ ኢትዮጵያውን
ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዘይሰብር________________ኣይ ኤርትራውን
ሕጂ ይኣኽለኒ __________ኦቲ ዝተረፈ ንኻልእ ምዕልቲ ክኸውን !!!
ውሽጡ ሕሩር___ሓዎቦኹም፣ስየ SYE aka YUGOSLAVO-ERITREAN
Gideon March 20, 2014
Dear Hawebo Mehretu,
Thank you uncle for another beautiful poem that you delivered us with precision. Keep up the good work and God bless you uncle. Adios.
SAVING YOUNG ERITREANS March 21, 2014
Gidewon,
I am deeply flattered that I decided to move it to another article.
thank you
your uncle
SAVING YOUNG ERITREANS March 20, 2014
I partially Quote BLOOMBERG /AGAMEBERG……………………………………
“ETHIOPIA SEES OUTPUT AT AFRICA’S BIGGEST POWER PLANT BY 2015”
By William Davison Mar 20, 2014 12:29 AM MT
Ethiopia will begin generating electricity within 18 months from what will be Africa’s largest power plant, the government said.
The sale of 7.1 billion birr ($367 million) of bonds over the past three years to domestic investors, has contributed to the 27 billion birr spent so far on the 75.5 billion birr Grand Ethiopian Renaissance Dam hydropower project, said Zadig Abraha, deputy general director of the GERD national coordination office. The central bank in April 2011 ordered banks to buy government bonds equivalent to 27 percent of their loans to help fund infrastructure projects.
Ethiopia’s funding of the 6,000-megawatt plant represents “the golden age of our history as far as economic development and public participation is concerned,” Zadig said by phone on March 18 from the capital, Addis Ababa. “If we’re to meet the power demand we have to construct these mega projects.”
Africa’s second-most populous country after Nigeria is boosting electricity output to cater for increased demand as economic growth surges. The economy expanded at an average 9.3 percent over the past four years and the government is targeting growth of more than 10 percent, which may lead to annual increases in electricity demand of as much as 35 percent, Zadig said.
An increase in Ethiopia’s current generating capacity of 2,000 megawatts will also allow the country to reduce a trade deficit of $8.5 billion last year by selling excess electricity. ….END OF QUOTE
ኣየ ወያነ እቲ ንኤርትራ ከም ድሕርትን ናይ ውግእን ባዶ ፈኸራን ጽባሕ ንጉሆ ጠፋ ኢትን ንምምሳል ኢልኩም ብህልኽ ትገብርዎ ዘለኹም ዘስደምም ምዕባሌታት፣ብጥራጡ እውን ኣየስሕቐናን እዩ።ንዓና ንኤርትራውያን ከም ዘይትፈልጡና ዘመልክት ዕዋንነትኩም ከቃልዖ ይፈቱ።
እቲ ካብ ሓንቲ ዩኒቨርሲቲ ናብ ሰላሳን ሰለስተን ዓለም ለኻዊ ዘሳጋገርኩመን፣ንሕና ኤርትራውያን ከይተምሃርና ምሁራት ስለ ዝኾንና፣ክንውለድ ከለና እውን መፍሓር ድፋዓት ባዴላታት ሒዝና ኢና ንውለድ።ኤሌክትሪሲታት ፈጢርኩም፣ኣኽር ዝነበረት ዓዲ ዓመት ብዘይመልእ ብመብራህቲ ሓይሊ ቀዳመይቲ እንተገበርኩማ እውን ኣይዓጅበናን፣ምኽንያቱ ኤርትራዊ ብነብሱ ቧዕ ዝብል መብራህቲ ከም ዝኾነ ስለ ዘይርድኣኩም እዩ።
ካባኹም ብምፍላይና ዝጎደለና ነገራት እንተሎ፤
ዝፈትወና መንግስትን ህዝብን_
ክብረት
__ጣፍን፣ቡንን፣ሽኮርን፣
_ቴክኖሎጂን ፣
_ኣብ ድላይና ኣብ ኢትዮጵያ ኬድና ሃብቲ ምድላብን፣
_ትምህርትን ስራሕን፣
_ስንቱር ሓማሸናይ ኣይኸያይሱናይዶ ?(will you kiss me)ዝብላ ደቂ እንድርታ
_ነዋልድና፣___ስሞትልሽ፣ኣፈር ስበላልሽ፣የ ኤርትራ ልጅ በሞቴ….ዝብልወን ፣ማስቲካ ዝኾኑ ኣምሓሩ__ኤርትራዊ ጅግና ስለ ዝኾነ ኣብ ሳዋን ኣብ ድፋዕን, ኢደን ጠውዩ እዩ ብዘይድሌተን ዝገብ*ን እምበር ከምዚ ናትኩም ለዘይዘይ ኢሉ ክብረት ኣየርእየንን እዩ።
ወያነ ግን ምስ ህዝብኽን ፣ናይ ድምበዛን ሓምሊ ኣድግን ድንሽን ስኢንክን ከም ትመታ ኣይትረስዕኦ !!!