Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣደይ ምሕረት ገብረሚካኤል፣ ኣዲኡ ንተጋዳላይ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣብዚ ሳልስቲ ዓሪፈን።

ኣደይ ምሕረት ገብረሚካኤል፣ ኣዲኡ ነቲ ኣብ ምስጢራዊ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን ልዕሊ 15 ዓመታት ደሃይ ኣጥፊኡ ዘሎ ሓርበኛ ተጋዳላይ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣብ መበል 95 ዓመተን ብቕድሚ ትማሊ ረቡዕ 29 መጋቢት ዓሪፈን። ሎሚ 31 መጋቢት

ኣደይ ምሕረት ገብረሚካኤል፣ ኣዲኡ ነቲ ኣብ ምስጢራዊ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን ልዕሊ 15 ዓመታት ደሃይ ኣጥፊኡ ዘሎ ሓርበኛ ተጋዳላይ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣብ መበል 95 ዓመተን ብቕድሚ ትማሊ ረቡዕ 29 መጋቢት ዓሪፈን። ሎሚ 31 መጋቢት ድማ ኣብ ኣስመራ ሓመድ ኣዳም ለቢሰን።

ዘፍቅራኦ ወደን ተጋዳላይ ጴጥሮስ ኣብ ንእስነቱ ስለ ናጽነት ናብ ገድሊ ኣብ ዝወፈረሉ እዋን ንኣስታት 20 ዓመት ብህይወቱ ደኾን ይኣቱ ኢለን ከብደን ሓቝፈን ዝነበራ ኣደይ ምሕረት፣ ናጽነት ኤርትራ ተረጋጊጹ ብህይወቱ ምስ ተመልሰ፣ ዝተጠልመ መብጽዓታት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክትግበር ሕቶ ስለ ዘቕረበ ጥራይ፣ ምስ ብጾቱ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓይሩ ንነዊሕ ዓመታት ሃለዋቱ ብምጥፍኡ፣ እተን ወደን ርእየን ክጸግባኦ ኣምላኽ ምሉእ ጸጋ ዕድመ ዝዓደለን ኣደ፣ በቲ ውልቀመላኺ 15 ዓመታት ተሰሪቐን ወደን ከይተፋነዋኦ ካብዛ ዓለም ምስንባተን ዘሕዘን እዩ።

ድምጺ ኣሰና፣ ንኣደ ሓርበኛ ጴጥሮስ ሰለሙን፣ ኣደይ ምሕረት ገብረሚካኤል መንግስተ ሰማይ የዋርሰን እናበለት፣ ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
9 COMMENTS
  • Michael Haile March 31, 2017

    Rest in peace!

  • ንጉሰ አብርሃ March 31, 2017

    ሞት’ስ ናይ ቀደምዩ ንቡር ኔሩ
    ጅግና ግን ክንዲ ዘፋኑ ነዲኡ ቀቢሩ
    ናብ ስልጣን ብዘምጽኦ ብደዉ ሐሪሩ
    እዚ’ስ መአስ ኮን ኢና ንርእዮ ተቐዪሩ።
    መንግስተ ሰማይ ንተቓላሲት አደይ ምሕረት፣ ምሉእ ጽንዓት ከአ ንመላእ ቤተሰብ።

  • k.tewolde March 31, 2017

    It is an all around melancholic grieving and hurting nation. Adey Mehret say hello to my mom as soon as you get there.I know it is selfish of me to ask,but do it for me anyway,precious soul.

  • Guesh April 1, 2017

    መንግስተ ሰማያት የዋርሰን ንስድራ መዋቲት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም

  • Kalighe April 2, 2017

    Mama Mihret, like every Eritrean mother, cried in silence for too long, before passing away.
    It’s very unfortunate that this happened to her and to many others, because people like Petros Solomon, built a system the dehumanized the Eritrean people from day one, without never expecting that they too one day would be it’s victims.
    It’s too sad.

  • Kalighe April 2, 2017

    May her soul rest in peace.

  • ኣሌ April 2, 2017

    መንግዘስተ ሰማይ የዋርሰን ንቤተሰብ ከኣ ጽንዓት ይሃብ።

  • ሚካኤል April 6, 2017

    እዚ ሸንተ ርግማን አረመንያዊ ወዲ መድህን በራድሲ መቃብሩ አይካአት!
    ዓምላክ ከም ማንዛኡ ማዐመር ገደፊ መዐት ያውርደሉ!

  • almazina April 8, 2017

    Rest in peace mama mihret. My codelence to your beatifull grand dauthers and rest of the family including our hero petros solomun.

Post a Reply to Guesh Cancel Reply