Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ፓኪስታን ወዲ 9 ወርሒ ቆልዓ ብፈተነ ቅትለት ተኸሲሱ

ወዲ 9 ወርሒ ህጻን አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ብቕትለት ፈተነ ተኸሲሱ አብ ቤት ፍርዲ አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ምቕራቡ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ገሊጽ። እቲ ህጻን ኣብ ቤት ፍርዲ አብ ሕቕፎ አባሕጉኡ ኮይኑ አብ

ወዲ 9 ወርሒ ህጻን አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ብቕትለት ፈተነ ተኸሲሱ አብ ቤት ፍርዲ አብ ፓኪስታን ላሆር ዝተብሃለ ቦታ ምቕራቡ ኣጃንስ ፍራንስ ፕሬስ ገሊጽ። እቲ ህጻን ኣብ ቤት ፍርዲ አብ ሕቕፎ አባሕጉኡ ኮይኑ አብ አፉ መጥቦቢ ሒዙ ናይ አጻብዕቲ ዓሸራ ምሃቡ ተገሊጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
15 COMMENTS
  • COW FACE April 13, 2014

    ምስ ህዝበይ ዘለኒ ርእይቶ ይኹን ምኽሪ ስለ ዝወዳእኩ፣እዚ ዝቕጽል መልእኽቲ ንህዝቢ ፓኪስታን እዩ ።

    እቲ ህጻን,ብቺቼቱኡ ጌሩ ሃይማኖትኩም ጸሪፉ እንተኾይኑ ድማ ከምቲ መጽሓፍዝብሎ ብዳርባ እምንን ብረሳሕ ዳይፐርን ክቕተል ኣለዎ።
    እቲ ህጻን ዳሕራዩ ይገድድ ድማ ኣነ ካብ ሕቝፊ ኣብሓጎይ ወረድኩ ማለት ድሕሪ ሕጂ ኣብ ፓኪስታን ጸሓይ ኣይትበርቕንያ ማለትዩ ኢሉ ፈኪሩ ኢሎሞ ።

    Cow(ward)face AkA Sye,AkA yugoslavo Eritrean AkA Singapo Eritrean Aka Hmam Lbi

    • COW FACE April 13, 2014

      ንወጻኢ ዘለዉ ህዝበይ፣ ምኽሪ ይኹን ርእይቶ ከይህብ መዲበ እየ።ግን እዚ መልእኽቲ እዚ ንህጻናት ኤርትራ እዩ

      እዚ ዝስዕብ መጠንቀቕታን ን 9 ወርሒ ዝዕድሚኦም ህጻውንቲ ኤርትራ እዩ።ኤለትሪክ ውሒዱ ወይ ብዙሕ ከፊልና ኢልኩም ናይ ቅትለት ፈተነ ከይትገብሩ ብጥብቂ የማሕጽነኩም።

  • Muhammad April 14, 2014

    What a total distraction Ato Amanuel Iyassu? What has this to do with what you said recently about demo.archive.assenna.com’s policy on publishing policy?

    • Abraham April 16, 2014

      Yes you’re right Muhammad because demo.archive.assenna.com says it publishes any thing that fosters the struggle against the government not something like this that distracts us from our main focus.

  • Hidat April 14, 2014

    ETI ZENA MEWEXEUSI DELEE MIKONE. ETI MELEKTU GIN AB PAKISTAN KEMAN DEMOKRACY ALLO TIRAH KEYBELUNA YEKDENENA GOITAY!!!!!!!!

  • FitHawi April 14, 2014

    ማሕሙድ+ህድኣት
    ገለ ሰባት ነቲ ሕጻን ሽፋን ጌሮም ዝፈጸምዎ ገበን ክህሉ ስለዝኽእል እዩ ናብ ምጽራይ ኣትዮም ዝኾኑ’ምበር እዚ ሕጻን ገበን ፈጺሙ ማለቶም ክኾኑ ኣይክእሉን። እዚ ከረድኣና ዝኽእል ዲሞክራሲ ይሃሉ ኣይሃሉ ብዘየገድስ ሕጋዊ መስርሕ ተኸቲሉ ዝኸይድ ስርዓት ከምዘሎ የተንብህ። ኣብ ሰራዊት ብተመልከተለይ ዝተረሸኑ ወይውን ብግልጺ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝተቐትሉ(ከም ባዓል ፍቕረ ዓ/ማርያም) ዜጋታትና ግን ክሳብ ሕጂ ዝሓተሎም ኣይተረኽበን። ገለ ክፋል መልእኽቲ ናይዚ ዜና ከኣ እዚ ክኸውን ይኽእል። ወዳሓንኩም

  • jack April 14, 2014

    serah ze seane felasi kobi o awtseao yesefi …. kab behali o si degami o … zebehal kemzi eyu

  • jack April 14, 2014

    assenna derhi gi ay keftan eye . metsaweti eya …

    • ERITRAWIT April 14, 2014

      jack,
      nska terefka Assenna entay keyterfa.

  • Abe April 14, 2014

    Sensational NEWS!!!

    What is the full story?

  • ERITRAWIT April 14, 2014

    Abe,
    Yes it was on the local newspaper yesterday. I will say the world gone mad.

  • fana April 14, 2014

    Good news Eritrean paid more without electric wake up my people.

  • haki April 14, 2014

    Amanuel aygidin!!! medeb hatewketew zibil hanti medeb kifet ember

Post a Reply to jack Cancel Reply