Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራ ንመንእሰያት ማዕጾኡ ዓጽዩ።

መንእሰያት ኤርትራ ብዘርእይዎ ዘለዉ ናዕብን ጎስጓስን ብምስጋእ ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ኤርትራ፡ ንሽማግለታትን እሙናት ኣባላት ህግደፍን እንተዘይኮይኑ፡ ንካልእ ንዝኾነ ይኹን ኣካል ከምቲ ልሙድ ማዕጾ ክፉት ከምዘይኮነን፡  ብፍሉይ ፍቓድ ጥራይ ከምዝእቶን፡  ካብ ፍራንክፈርት ዝተረኽበ

መንእሰያት ኤርትራ ብዘርእይዎ ዘለዉ ናዕብን ጎስጓስን ብምስጋእ ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ኤርትራ፡ ንሽማግለታትን እሙናት ኣባላት ህግደፍን እንተዘይኮይኑ፡ ንካልእ ንዝኾነ ይኹን ኣካል ከምቲ ልሙድ ማዕጾ ክፉት ከምዘይኮነን፡  ብፍሉይ ፍቓድ ጥራይ ከምዝእቶን፡  ካብ ፍራንክፈርት ዝተረኽበ ሓበረታ ገሊጹ፡፡

ናይ ፍራንክፈርት ቤ/ጽሕፈት ብፍላይ ሎሚ ነዚ ስጉምትዚ ዝወሰደሉ ምኽንያት፡ ኣብቲ ከተማ ዝርከቡ መንእሰያት ኢርትራውያን፡ ናህርታቶም እናሓየሉ ስለዝመጹን፡ ንዕሉላት ደገፍቲ ህግደፍ ዝኾኑ ኣካላትን ብዝያዳውን ንገዛእርእሰንን ደቀንን ኣብ ውሑስ ቦታ ኣቐሚጠን፡ ንኻልኦት መንእሰያት ግን ኣብ ዓውደ ኩናት ዘይኣተው! ዶብ ዘይሕልው! ወዘተ! እናበላ ዘይውርዙይ ቃላትን ጸርፍን ንዝውርውራ ኣንስትን ፡ ናይ ስምዕታ ወረቐት ኣብ ገገዝኦምን ገገዝአንን ከይዶም ምስሃቡዎም ፡ ጽባሕውን ኣብ ቤት ጽሕፈትና ሓደጋ ከውርዱ ኢዮም ካብ ዝብል ስግኣትን ዝተበገሰ ኢዩ፡፡

ኣብ ፍራንክፈርት ዝርከብ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈት ዮሃንስ ደባስ ብዝተባህለ፡ ናይ ዕዋላ ድሕረ ባይታ ዘለዎ፡  ኣባል ህግደፍ ዝመሓደር ኮይኑ፡ ኣብ ኤርትራ ምስ ተመልሱ ናይ ዝእሰሩ ኤርትራውያን ናይ ሓሶትን ምጥቛስን ሓበረታ ቀዳማይ ምንጪ እዩ፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Semhar February 28, 2012

    መንእሰይ ናብ ስደት እናጠፈአ
    ብጥይት ህግደፍ እናተደፍአ
    ህግደፍ ብሓሊ እናገዝአ
    ደጊም ቀሪቡ’ዩ ህዝባዊ ትንሳአ።

  • Fetawihaki February 28, 2012

    the use of force is actually not the best solution for our problems, but unfortunately the PFDJ puppets undestand only the “force” language, thus we are forced to take this action, so that they undestand what we mean.

    selam n deki erey
    Fetawihaki

    • ahmed salehly February 28, 2012

      ItFaketawihaki
      I heard some complaints about these new-comers Eritrean youth reactions
      to the way this stupid HGDFwian disrespectfull comments toward them not
      wellcoming but rather insults as traitors especially if they come through the
      refugee camp in Ethiopia. No wonder they are acting like that with hatred.
      We should show them love and support because they are part of us, period.
      It is a matter of time, once we took over back our comminity out of HGDF it
      will be alright to our youngs.

      • ahmed saleh February 28, 2012

        Here we are again my new computer is playing games.
        It looks more HGDF agent, Amaniel I need your help.
        salehly and ahmed y , well no comment.

      • Fetawihaki February 28, 2012

        good idea, but showing love and support to the main brainwashed PFDJ puppets we can’t reach our goal.

        selam n deki erey
        Fetawihaki

        • ahmed saleh February 28, 2012

          No, I am saying support to our new comers Eritreans not to
          those zombies.

  • Michael February 28, 2012

    ከመይ ድዩ ነገሩ፡

    ንምታይ ድኣ ኣብ ጀርመን ዝርከብ ቆንስል ናይ ኤርትራ ከምኡ ዝገብር። ኣብ ጀርመን ሕጊ የለን ድዩ? ዶስ ያኢ ኣብ ስደት ዘሎ ኤርትራዊ ደንቆሮ እዩ’ሞ ከምዝን ክምትን ኣንዳበልና ከንረአሳስኖ’ሞ ኣብ ካልእ ዘሎ ኤርትራዊ ድማ ከምኡ እንተገበረ ኢልኩም ኢኹም?

    ስለዝጊሄር ኢልናኩም ስድነት ዝመልኦ ሓበሬታ ንኸማኹም ደንቆሮ ጥራሕ ግበርዎ። እምበር ግደፍ ኣብ ብዓል ጀርመን ኣሚሪክ ዓዲ እንግሊዝ ኣውስትራልያ ኣሜሪካ . . . ከምኡ ክትገብር ኣይኮነን ምሕሳብ’ውን ዝክኣል’ውን ኣይኮነን። ሽጣራኹም ደውሩ ኣሰና።

    ካብኡ ብዝተረፈ ድማ ንሰብ ጽቡቕ እምበር ሕማቕ ግበር ኢልካ ኣይምሃርን እዩ። ምሽ ብዓል ጀርመን ዓዲ ዲሞክራሲ እዩ። ከይድኩም ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ነቲ መንግስቲ ጀርመን ዝይሕተት። ሽዑኡ – ሕጂ ግርም ኮነ ምበልና።

Post a Reply to Fetawihaki Cancel Reply