Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዘበነ ህግደፍ ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ)፣ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን ዝነበረ ደሱ ተስፋጽየን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ከምዝዓረፉ ተፈሊጡ፣ ቲቢ-ኤረ ‘ውን ሞቶም ኣረጋጊጻቶ።

ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነቶምን ጅግንነቶምን ፍሉጣት ዝነበሩ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ግን ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን

ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነቶምን ጅግንነቶምን ፍሉጣት ዝነበሩ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ግን ሃሲሶም ዝጸንሑ ገዳይም ተጋደልቲ ብሪጋደር ጀነራል መብራህቱ ተኽለኣብ (ቫይናክ) ብሪጋደር ጀነራል ኣማኑኤል ሃይለ (ሃንጀማ) ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ቀይሕ ባሕሪ ኮርፖረሽን ዝነበረ ደሱ ተስፋጽየን ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ  ብ 20 መጋቢት ከምዝዓረፉ ተፈሊጡ፣ ቲቢ-ኤረ ‘ውን ንሞቶም ኣረጋጊጻቶ።

እታ መጋበርያ ምልኪ ስርዓት ኢሳይያስ ዝኾነት ቲቢ-ኤረ፣ “ኣብ ጽምብል መበል 30 ዓመት ምድምሳስ “ውቃው እዝ” ንምስታፍ ናብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል እናተጓዕዙ ከለዉ ኣብ መንገዲ ባጽዕ ማህሚመት ብሓደጋ መኪና” ከምዝሞቱ ገሊጻ።

ምስኣቶም ሓቢሩ ዝጓዓዝ ዝነበረ ብሪጋደር ጀነራል “ሓሊባይ”፣ ኣብቲ ኣጋጣሚ ብጽኑዕ ቆሲሉ ሕክምናዊ ክንክን ይግበረሉ ከምዘሎ ኸኣ ዘይተረጋገጸ ሓበሬታ የመልክት።

ኣብ ስርዓት ህግደፍ ግቡእ መርመራ ናይ ምክያድ ድሌትን ልምድን ስለዘየሎ፣ ልክዕ ከምቶም ብወቕዒ ልቢ ወይ ከኣ ብሕማም ሞይቶም ተባሂሎም ዝተረስዑ ብዙሓት፣ ኩነታት ኣማውታኦም ብግቡእ ንምፍላጥ ኣጸጋሚ እዩ።

ኩሎም እዞም ዓሪፎም ዘለዉ ገዳይም ተጋደልቲ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ብጅግንነት ዝተዋግኡን ዘዋግኡን ውፉያት ‘ኳ እንተነበሩ፣ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ዝነበሩ ዓመታት በቲ መላኺ ኢሳይያስ ብልሙድ ዝጥቀመሉ ሜላ ምድኻም ርእሰተኣማንነት፣ ገሊኦም ብማእሰርቲ ገሊኦም ከኣ ብምድስካል ዝተሃሰዩ እዮም።

ቫይናክ፣ ኣብ ሰብዓታት፣ ኣብ ዘበነ መግዛእቲ ኢትዮጵያ፣ ፈዳይን ኮይኑ ብዘበርከቶ ጅግንነት ህዝቡብነት ዝነበሮ ውፉይ ተቓላሳይ ክኸውን ከሎ፣ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኤርትራውያን ብምውዳብ ካብ ቤትማእሰርቲ ሰንበል ልዕሊ ሓደ ሽሕ ናይ ፖለቲካ እሱራት ሓራ ኣብ ምውጻእ  ልዑል እጃም ዝነበሮ፣ ደሓር ‘ውን ኣብ ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ሰራዊት መሪሑ ብጅግንነት ዝተዋግአን ዘዋግአን ውፉይ ተጋዳላይ እዩ ነይሩ። ድሕሪ ናጽነት ግን፣ ብኢሳይያስ ካብቲ ተዋሂቡዎ ዝጸንሐ መዓርግ ኣዝዩ ዝተሓተ ስራሕ ተዋሂቡዎ ሃሲሱ እዩ ጸኒሑ።

ሃንጀማ ‘ውን ኣብ ግዜ ገድሊ ንነዊሕ እዋናት ኣብ ሓይልታት ዘገልገለ ምኩርን ውፉይን ‘ኳ እንተነበረ፣ ድሕሪ ናጽነት ማዕረ ተመክሮኡ ከፍርየሉ ኣብ ዝኽእል ቦታ ብዘይምምዳቡ ካብ ናይቶም ዝደስከሉ ዘይፍለ ዘይዕግበት ከምዝነበሮ ይፍለጥ።

ሓላፊ ናይቲ ብህግደፍ ዝካየድ ዝነበረ ኮርፐረሽን ቀይሕ ባሕሪ (09) ዝነበረ ደሱ፣ ፈለማ ናይ ቀረባ ዓርኪ ኢሳይያስ ‘ኳ እንተነበረ፣ ኢሳይያስ ባህ ኣብ ዝበሎ እዋን ብብልሽውና ኣመኽንዩ ንነዊሕ እዋናት ኣብ ማእሰርቲ ስለዝዳጎኖ፣ ስሙ ኣይተመልሰን።

ኣብቲ ጉዕዞ ሓቢሩ ምስኣቶም ዝጓዓዝ ዝነበረ ‘ሞ ብብርቱዕ ቆሲሉ ተባሂሉ ዝውረየሉ ዘሎ፣ ብብልሑን ክእለቱን ካብ ብዙሓት ኣዘዝቲ ሰራዊት ክብ ዝበለ ዓቕሚ ዝነበሮ ሓሊባይ ‘ውን፣ እቲ ንሃገር ምሉእ ኣብ ሓረጣ ኣውዲቑዋ ዘሎ፣ ስልጣኑ ክሳብ ዝሓለዉሉ ንኹሎም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ብገንዘብ ክባላሸዉ ዘፍቀደሎም ኢሳይያስ፣ 100 ሽሕ ናቕፋ ሓሪጥካ ብዝብል ምኽንያት ንዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ብምብድጓን  ርእሰተኣማንነቱ ከምዝሰበረሉ ይፍለጥ። ጽቡቕ ገይሩ ተምበርኪኹለይ እዩ ኢሉ ኣብ ዝተኣማመነሉ፣ ኣብዚ ቀረባ እዋናት ከኣ ኣብ ቤትሕፈቱ ፈጻሚ ወተሃደራዊ ጉዳያት ገይሩ ኣቀሚጡዎ።

ኣብ ዝሓለፈ ቅነ ንዘጋጠመ ሞት ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ወሲኽካ፣ እዚ ስዒቡ ዘሎ ጃምላዊ ቅዝፈት ናይዞም ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብተወፋይነት ዝተቓለሱ፣ ድሕሪ ናጽነት ከኣ ዋላ ኢሳይያስ እናረገጾም ብልኡምነት ዘገልገሉዎ መሳርሒ ምልኪ ዝኾኑ ዜጋታት፣ ነቶም ዛጊት ብህይወት ተሪፎም ዘለዉ ላዕለዎትን ታሕተዎትን ኣዘዝትን ሰበስልጣንን ህግደፍ፣ ሞት ከይምዘይተርፍ፣ እንተኾነ ምስ ብጾቶም ወርቃዊ ንእስነቶም ንዘወፈዩሉ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ነቲ ንወለዶ ገድሊ በብሓደ ዘጽርሮ ዘሎ፣ “ብዘይካይ ኩሉ ይጥፋእ” ኢሉ ብምልኪ ዝገዝእ ዘሎ ጨካን ኢሳይያስ ገዲፎምላ ይኸዱ ምህላዎም ተገንዚቦም፣ ሕልናኦም ዘቕስን ንህዝቦም ካብ ጥፍኣት ዘድሕን ሞያ ገዲፎም ክሓልፉ ዘዘኻኽር ተርእዮ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
97 COMMENTS
  • hmm March 21, 2014

    dawit

    and May I add Isyas will not! I don’t believe Isayas will take his own life like Kassa did. I would expect Isayas to beg for mercy like his two role models (Gadafi and Sadam)

    • Hadge'anbes March 22, 2014

      anta Agame, who is Kassa? Kassa natka Nguss ember, niana entayna koynu. ezi wedi shekatit Kosso Kassa
      (Atse Tedros dikum tblwo?)Eritreans geziuna ayfelitin iyu. Tarik temhar

  • Tezareb March 21, 2014

    With the current or former Hgdef army officers or with the worthless Eritrean opposition, Eritrea is proving worthless. The sad part is our brothers and sisters were lied to die for a worthless cause because the only result we got from Eritrea is the curse of poverty, isolation, disrespect, the Lampedusa tragedy, life of slavery in the savage Arab world and the slavery in Eritrea.
    They lied to me I was “liberated”. The only thing I was made was to hate my own languages, history and identity. The right statement should have been: I was enslaved.
    Nothing good will come from Hgdef or the worthless Eritrean opposition who multiply every night like Amoeba and who hate themselves and each other like hyenas.

    What a worthless lost generation! Wasted time and opportunity.

    • Joharra March 22, 2014

      You are right Tezareb. I started to be ashamed to call my self an Eritrean.

  • Bus.zone March 22, 2014

    @Tezareb
    You sound unionist tramp

    • Kalighe March 22, 2014

      There are no many unionists nowadays but a few with identity crisis like this guy who keeps changing nicknames and colors to confuse people.
      The easy way to spot such worthless elements is when they attack Eritrea or Ghedli instead of blaming the regime for creating this crisis.

      • Sorobeti March 22, 2014

        Kalighe

        There are no many unionists nowadays but a few with identity crisis like this guy who keeps changing nicknames and colors to confuse people.

        Some of his frequently changed names Keren, Red sea, Massawa, Saving Young Eritreans, Fact is Fact.

        He attacks Ghedli and uses vulgar and sectarian comments hoping that will make Eritreans to regret for their independence.

  • Barba March 22, 2014

    Tezareb,
    I agree with you, I hate being Eritrean and may these three hyenas go to hell and the rest of them follow soon.
    Be mindful though, we still don’t know how they died and time will tell.

    • ahmed saleh March 22, 2014

      Can you give a reason to convince me that they deserve this bashing comments . Just I want to know if I miss something
      in here . But if the reaction is based from their official position you are dead wrong . Because some of them deserve
      recognition for their heroism . I understand the frustration on why they couldn’t organize themselves to save the
      people from the evil leader in Asmara . But at the same time we should give consideration to their position in a country
      under secretive totalitarian system . I never saw VAINAC but I used to admire the stories of his bravery on late 1970 ‘s
      as FEDAEEN in ASMARA when we were young nationalists to be .
      Now to call them unnecessary names after their death , that is ridiculous .

  • afro March 22, 2014

    THESE SAID TO BE ACCIDENT MIGHT BE DONE PURPOSEFULLY BY MANIAC ISSAIAS AND DEMHIT.AND THE KISHAS(TEMBIEN) MIGHT HAVE A BIGGER PLAN.

    • Isaac March 22, 2014

      Habte on Awate said:

      Did they really die off car accident or is there something we should know? Remember Mohammed the OMO factory owner? We were told that he rolled over when he was traveling to Massawa

  • Angesom March 22, 2014

    Dearest People of Eritrea,
    First of all, I’d like to say Respect for the Departed. It’s very unlike our upbringing to speak ill of the departed. Secondly, I don’t know about the others but I can vouch for Amanuel Hanjema as he was a very good and kind person as he was my superior in Assab. Nothing bad comes out of him. Besides he was a hero that had to leave us earl. It’s a huge loss to Eritrea.

    May God rest their soul, and may the suffering end.

    • mohamed March 22, 2014

      I don’t believe they were died of car accident as i know, especially Hanjema was associated with Forto incident and briefly arrested last year. eta regimti ed issayas arekebatilom teray eye kebil zekheel. nesedra betom tsenat yehabom!!!!!!!

      nehezbi erera ke kemti nesom natsinet zemtseu ne dectator issaya zealiu bulutsat yefterelu!!!!!!!

  • afro March 22, 2014

    SAVING YOUNG ERITREANS on: GO TO HELL WITH YOUR FAKE MAMA ETOPIA HISTORY.IF YOU ARE TRAINED JUST TO CONFUSE AND MISLEAD PEOPLE ON THE ERITREAN WEB BUT YOU BETTER GO TO AIGA FORUM(TIGRAY).YOU THINK THAT YOU ARE AN EXPERT IN HISTORY AND DNA,KEEP THAT FOR YOUR OWN.

  • yes March 22, 2014

    ከመይ ኣለኩም ኣዳለውቲ ኣሰና ሰሰናዩ ንዓኩም እንዳበልኩ እዚ ትህቡና ደልኩም እዋናዊ ሓበረታ የመስግን ብዝኮነ ካልእ ኣውቲስታ ናቶም ዝነበረ ከምዝሞተ እዩ ድውረ ዘሎ ግን ተራ ኣባል ስለዝኮነ ህግደፍ ክዛረብሉ ኣይመረጹን

    ካልእ ኮነችሽን ስለ ዝኣበየኒ በዚ ዝጽሕፈልኩም ደለኩ ብ መጀር ጀነራል ሮመዳን ኣውልያይ ዝምራሕ ስፖርት ኮምሽን ብ ህዝቢ ዝተመርጸ ኣባል ፈጻሚት ኣካል ናይ ተክኒክ ቅድድም ፈደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ዝኮነ ኣቶ መዋእል መዓሾ ብዛዕባ ጣልቓ ምእታዊ ስፖርት ኮምሽን ኣብ ፈደረሽናት ብ ግህዶ ስለዝተዛረቦ ካብ ስርሑ ብምስጋግ ን ሓደ ተረኣ ኣብል ድቢ ዝተባህለ ተኪእዎ እዚ ድማ ምስ ሕጊ ናይ UCI ዝጻረር ኣዩ ምክንያቱ መንስቲ ኣብ ፈደረሽናት ኢዱ ክእቱ ስለዝይፍቀድ፡
    ብተወሰካ ኣብዚ እብዚ እዋን ሃገራዊ ፈደረሽን ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ ን ምስ ደቡብ ሱዳን ንዝህልዎ ጸወታ መጻረይ ዋንጫ ኣፍሪቃ ብ ኣሰልጣኒ ነጋሽ ተክሊት ትምራሕ 27 ኣባላት እኻ እንተመረጸ ባጀት ብ ስፖርት ኮምሽን ስለ ዝተከልኤ ልምምድ ካብ ምክያድ ደው ኢሎም ዝርከቡ።
    ብተወስኺ ኣብ ውሽጢ ኣሰራርሓ ሃገራዊ ፈደረሽን ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ መንግስቲ ህግደፍ ብ ስፖርት ኮምሽን ኣቢሉ ኢዱ ብምእታዊ ነቲ ዓመታዊ ብ FIFA 250,000 ዶላር ዝወሃ ንመካየዲ ስርሕ ተባሂሉ ንቤት ጽሕፈት ዝውሃብ ኢዱ ብምእታው ሓቂ ንዝተዛረቡ ሰራሕተኛታት ናይቲ ፈደረሽን ካብ ሓላፊ ክፍሊ ዳንነት ኣቶ ዳንኤል ዘመንፈስን (ሸሪፎ) ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ኣቶ ኣክሊሉ ሃይለ ካብ ስርሖም ደው ከቡሉ ክእዘዙ ከለዉ ካብ ኩሉ ዝከፊኤ ግን ሓላፊ ዳንነት እቶ ዳንኤል ን ሓደ ዓመት ሙሉእ ደመዙ ተኣጊዱ እዩ ንሓላፊት ፋይናንስ ዝኮነት ኣልጋነሽ ድማ ካብ ስርሓ ተባሪራ ትርከብ።
    እዚ ኩሉ ሓቀኛ ሓበሬታ እዩ።

  • abraham March 22, 2014

    nezi zdefr tesaenu bhaki.entayu weriduna zelo.ኣቤሎ እቲ ኩሉ ትብዓትናን ቆራጽነትናን.

  • gebre March 22, 2014

    it is a bad news but it is one step forward, it was not the first news on tv eri. it was a normal news after they broadcast other news they just mention it for a minute. it needs investigation. but they were issais’s instruments in his mission. they did bad for the eritrea people.

POST A COMMENT