Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ክትሸይን ዝተረኽበት ሓንቲ ሰኽራም እንግሊዛዊት ሰበይቲ ን 7 ኣዋርሕ ብማእሰርቲ ተፈሪዳ።

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ክትሸይን ዝተረኽበት ሓንቲ ጓል 42 ዓመት ሰኽራም እንግሊዛዊት ሰበይቲ ን 7 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ከምዝተፈርደት ሜትሮ ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ። ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እታ ሰበይቲ ፈለማ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣብ ዝተነብረ ኣኽሊል ዕምባባ

ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ክትሸይን ዝተረኽበት ሓንቲ ጓል 42 ዓመት ሰኽራም እንግሊዛዊት ሰበይቲ ን 7 ኣዋርሕ ማእሰርቲ ከምዝተፈርደት ሜትሮ ዝተባህለ ጋዜጣ ሓቢሩ።

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እታ ሰበይቲ ፈለማ ንዝኽሪ ሰማእታት ኣብ ዝተነብረ ኣኽሊል ዕምባባ ክትሸይን ብፖሊስ ተራእያ፣ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ድማ ኣብ መበል 100 ዓመት ዝኽሪ ናይቲ ኣብ ቀዳማይ ኵናት ዓለም ኣብ ‘ሶም’ ዝተኻይደ ውግእ ተመሳሳሊ ጽዩፍ ተግባር እናፈጸመት ብካሜራ ድሕሪ ምስኣላ እያ ተኸሲሳ።

ዋላ ኳ ኣብ ሓወልቲ እናሸነት ዘርኢ ህዝቢ ዘሰንበደ ስእላ ከም ጭብጢ እንተቐረበ፣ ንሳ ነቲ ‘ህዝባዊ ቁጥዐ ዘለዓዕል ጽዩፍ ተግባር ፈጺማ’ ተባሂሉ ዝቐረበላ ክልተ ክስታት ክትነጽጎ ፈቲና።

እቲ ን 7 ኣዋርሕ ክትእሰር ዝወሰነላ ፈራዳይ ኣብቲ መጋብኣያ፣ “ ናይ ኵናት ሓወልትታት ኣብ ማእከል ዓድታትን ከተማታትን ዝትከሉሉ ምኽንያት፣ ንሰባት ምዓልታዊ መዘኻኸሪ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንክኾኖም ተባሂሉ እዩ፣ እንተኾነ ሰባት መስመር ሓሊፎም ክሸኑሎም ከለዉ ኣብያተ ፍርዲ ብዕቱብነት ክርእዩዎ ዘለዎም ከቢድ ገበን እዩ” ኢሉ።

ድሕሪ ‘ቲ ፍርዲ ቃሉ ዝሃበ ሓደ ኣባል ሰራዊት ነበር፣ እቲ ፍርዲ ኣዝዩ ፈዅሱ ክብል ዘይምሕጓሱ ገሊጹ። ይኹን እምበር፣ እቲ ገበን ልሙድ ብዘይምዃኑ ናይ ፍርዲ መምርሒ ስለዘይጸንሖ እቲ ፈራዳይ ከምዝተጻገመ ጠቒሱ። ድሕሪ ሕጂ ፣ ከምዚ ዝኣመሰለ ጽዩፍ ተግባር ብጻዕዳን ጸሊምን ኣብ ናይ ገበን መዛግብቲ ሰፊሩ ግቡእ መቕጻዕቲ ክወሃቦ ጎስጓሶም ከምዝቕጽሉ ድማ ኣገንዚቡ።

እቶም ብዝኾነ ዋጋ ኣቓልቦ ንኽረኽቡ፣ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ምእንቲ ሃገር ንዝወደቑ ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ብጽዩፍ መልሓስ ከልዕሉዎም ዝስምዑ ሓደ ክልተ ፍጮን መጣቓዕቶምን፣ ውልቃዊ ናጽነት ብህዝባዊ ናጽነት ከምዝግዛእን ደረት ከምዘለዎን፣ ናጽነት ስድነት ማለት ከምዘይኮነ፣ ካብዚ ተማሂሮም፣ ነቲ ኣብ ስደት ዝረኸቡዎ ናጽነት ክከናኸኑዎ ይግባእ።

እንግሊዛውያን መዘከርታ ቅድሚ 100 ዓመት ዝተኻየደ ኵናት ብሓንቲ ሰኽራም ሰበይቲ ምርኻሱ እናቖጠዖም፣ እቲ ልዕልን ትሕትን 25 ዓመታት ጥራይ ዝገበረ ጥሉል መስዋእቲ ኤርትራውያን ብጽዩፍ ቃላት ክለዓል ከሎ ዝፈጥሮ ህዝባዊ ቁጥዐ ከቢድ ምዃኑ ‘ውን ክስወጦም ኣለዎ።

Source: Metro 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • Haben September 20, 2016

    Is she Eritrean????? is this tabloid? no news at all?

    • Kalighe September 21, 2016

      Amanuel is saying … very indirectly though, don’t mess with the flag, or rather Shabia’s flag.
      He hates Iseyas, and to some extent Higdef, but not the State symbols they imposed without consulting Eritreans. He want make sure Shabia and it’s symbols are not affected.

      • Ginda September 22, 2016

        well said teqe …
        When your likes come to power, you may come back to Eritrea to burn a flag, burn the Tigre and Tigrinya languages, burn the history of EPLF, burn the Eritrean culture, history and identity to replace them with alien symbols..
        Only cowards and hopeless people would resort to burning state symbols and textbooks written in Eritrea’s Tigre language. Proud people respect their own languages such as Tigre, Bilen and Kunama but cowards and slaves burn them.

  • ተወልደመድህን September 21, 2016

    ሕራይ ከም ወረ ተቀቢልናዮ።ምናልባት እዛ ሰበይቲ ሰኽራም ኮይና’ሞ ጓለንሰተይቲ እንድሕሪ ሰኺራ ከኣ ሽንቲሽንቲ ስለትከውን ምጽዋር ሲኢናቶን እንታይ ትገብር ከምዘላ ዘይምስትዎኣል ይከውን። …………………………………………………………………………………………………………………………………………………………………………………………………………………….ግን ከም ወረ ኣምጺኡኩሞ ዕላማኡ እንታይ’ዩ።ከም ግምተይ ኣብዝሃለፈ ግዜ ገለ ሰባት፡ንዝከረ ሰማእታት ኢለ ኣብ ኣፈይ ዘሎ ማስቲካ ኣይድርብን ንዝበሉ ዝወቅስ ድዩ።ወይ ኒሳያስ ኢሎም ዝተሰዉኡ’ዮም ብምባሎም ድዩ።ወይ ባንዴራ ቃጺሎም ብምባል።…………ሃደ ክንፈልጦ ዘሎና፡ናይ ዓዲእንግሊዝ ዘሎ ኩነታትን ናይ ኤርትራን ክነመዛዝኖ ኣድላይ ኢዩ።ኣብ ኦኣዲ እንግሊዝ ንስው ኣት ዝወሃብ ክብረት ብሕጊ ዝተሰነየ ኮይኑ፡ኣይኮነን እንግሊዛዊ ካልእ ዜጋ’ውን መሰሉ ከቢሩሉ ዚነብረሉ ዘሎ ዓዲ ሕጊ’ዩ።ኣይኮነን እቶም ካብ ሰማእታታ ዝተወልዱ እቶም ዝተሰደዱ’ውን የመስጉኑዎም።ነዚ ዝጠሓሰ ከኣ ኣስከባሪ ሕጊ’ዩ ዝከሶን ዝህዞን።ናይ ኤርትራ እንተመጺና፡መንግስቲ ንባዕሉ ዘየኽብሮም ንውላዶም ንስድራ ቤትም ግልጽ ዘይብል፡ኣብ ንእሽቶ ቁራስ ዕላልን መደረን ብዛዕባ ስው ኣት ከይተዛረበ፡ኣብ መኦኣልቶም እንቀኦኣ ምዐሮ ከየጉረዕ፡ንዑ ሽሞዕ ወልዑ ንዕነ ብከያ፡ንመቃብሮም ብእግሪ ንጓኦኣዝ ከየበለ ኣይሃለፎን።ኣብ ኣኬባታት ህያብ ንደቂ ስው ኣት፡መለመኒ ከይገበሮም ኣይሓለፈን።እቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ኩነታት ሃገር ግን ንርእዮ ዘሎና ኮነ ኢልካ ምብታን’ዩ።ሰብ ካብ ክብሪ የብሉን።ወዲ ሃገር ኣናተሰደ መሬትና ካብ በላዕቲን መዝመዝትን ንከላከል እናተባህለ ቻይናውያን በብቅሩብ ይሰፍሩዎ ኣለው።እቲ ኣብ ድፋዕ ዝሕሉ ከኣ ቻይናውያን ብሰላም ንክሰርሑ ጥራይ’ዩ።ስለዚ ኣብቲ ምድሪ ካብ ዘሎ ኩነታት ክትጥንቐቐሉ ዝግበኣካ ወይ ክተኽብሮ ዝገበካ ክትጥህስ የገድደካ’ዩ።እቲ ስው ኣት የኽብር ዝብል መንግስቲ በዛ ቃል ዚኣ ንብዙሕ ህዝቢ’ዩ ዘታልል ዘሎ።ስለዚ ናይዛ ባዕላትኩም ሰኽራም ዝበልኩምዎ ግብሪ ምስቲ ክብሪ ዜጋ ሲኢኑ ኣብ ፈቐዶ ስደት ከርተት ዝብል ዘሎ መሰሉ ዚሰኣነ ኤርትራዊ ዘድምጾ ዝተፈላለዩ።ዝፈላልዮ ከኣ እቲ ኩነታት ዝህቦ ክብሪ’ዩ።ንሕና ክብሪ ዜግነት ሲኢና ኢና። ክብርና ከምዚ ኢሉ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ምእታው ቅድሚ ሕጂ ጽቡቕ ስለዘይተሰርሀ ኢዩ።ስለዚ ኣይንሓዋውሶ።ክልቲኡ ነናቱ መምዘኒ ዘለዎ ክልተ ዝተፈላለ ጉዳይ ኢዩ።

    • Asmara September 23, 2016

      You are an idiot. The article said that she committed the crime twice. why don’t you read and listen, instead of being eager to write garbage response that is as long as the article itself?

      • ተወልደመድህን September 26, 2016

        ብሓቂ ኣስመራ ወይ ወዲ ኣስመራ ሃሳብ ገዲፍካ ሰብ ትላኸፍ።

      • ተወልደመድህን September 26, 2016

        ስሚዒታዊ ኢኻ

  • ኣርዓዶም September 21, 2016

    ኣነስ ስግኣት ኣለኒ፡ ኣሰና ናብ ህግደፍ ከም መስከረም ክትከውን ኢያ መስለኒ፡ ምወላ ምስ ዝውሕዳ ናብ ህግደፍ ክትስልም ትኽእል ኢያ፡ ምኽንያቱ መስከረም ድሮ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ጽግዕግዕን ክትብል ትጅምር ምህላዋ ኢዩ። ኣቤት ኣቤት፡ መቸም ፖለቲካ ሸርሙጣ ኢዩ ክብሉ ሓቒ ኢዩ።

    ኣማኒኤል በዚ ጎዳይ ምቕጻል ሰንደቕ ዕላማ ህግደፍ ከምዘይትሓጎሰ ኩልና ርኢናዮ ኢና። ከም ዝመስለኒ ኣርሒቕካ ዘይምርኣይ ዘስዓቦ እምበር፡ ኣርማ መላለይ እምበር ሃገር ወይ ህዝቢ ማለት ከምዘይኮነ ኩልና ኣይንስሕቶን። ኣርማ ናይ ዕላማ ምልክት ኢዩ፡ ዝኾነ ማሕበር ወይ ጉጅለ ድማ ምልክት ክገብር ይኽእል ኢዩ። እዚ ናይ ህግደፍ ምልክት ድማ፡ ናቶም እምበር ህዝቢ እንዳ ኣጥፋእካ ናይ ህዝቢ ኢዩ ኣይብሃልን ኢዩ። ብሓጺሩ ምቕዋምካ ብላሽ ይገብሮ ኣሎ፡ ከም ዝርእዮ ዘለኹ ድማ ናብኦም ምስላምካ ዘይተርፍ ኢዩ። ሰንደቕ ዕላማኦም ተኽብር ተኾይንካን ትከላኸል ተኾይንካን ዘይግብኣካ ኣይኮነን።

    ሕጂ ምልዮናት ገንዘብ ህግደፍ ክትቕበል ክትጅምር ኢኻ፡ ካብኡ ንሰንደቕ ዕላማ ህግደፍ ዝመጽእ መጥቓዕትታትን ንህግደፍ ዝቓወምን ብኣሽሙር ክትዝልፈና፡ ከም መስከረም ኣብ ዘየሎ ነገራት ምቕማም ምስ እትጅምር፡ ካብ ጅግና ኔልሰን ማደላ፡ ናብ ባደላ ህግደፍ ክትቕየር ምኵኑ ኢዩ። ሕጂ`ውን ኣድቒቕካ ክትሓስበሉን ምስ ቅጹዕ ህዝብኻ ክትቕጽልን ይምዕደካ። ምኽንያቱ፡ እንገብሮ ነገራት እምበር ሂወት ነባሪ ስለዘይኮነ።

    ኣብ`ዚ ህግደፍ ብስም ስውኣት ዝሽቕጠሉ ዘሎ እዋን፡ ስዉኡ ኣይርእዮ ኣይሰምዖ፡ ስዉእ ማለት ህሉው ሰብ ኢዩ፡ ነቲ ህሉው ሰብ እንተዘየኽቢርካዮ፡ ካልእ ብላሽ ኢዩ። ህሉው ሰብ ፍርያት ስውኣት ኢዩ፡ ነዚ ተዘይተኸናኺንካዮ ነቲ ምእንትኡ ሂወቱ ዝበጀወ ኣይኽበርካዮን፡ ምኽንያቱ ንሱ ሓመድ ኢዩ ሕጂ፡ ኣይርእዮ ኣይሰምዖ፡ ንሱ ንሓቒ፡ ንፍትሒ፡ ንሰላም ኢሉ ሞይቱ ንብል ኣለና፡ ኣዚ ድማ ሓቒ ኢዩ፡ ምኽንያቱ ፍትሒ ሰላም፡ሓቒ ፍርዲ፡ ተሃልዩ፡ ንሱ ፈርዩ ኣሎ ማለት ስለዝኾነ።
    ስለዚ ንህልዋት መጀመርታ ንከላኸል፡ ነቲ ንሱ ዝሞትሉ መጀመርታ ንከላኸል፡ ንሱ ንሓርነት ንፍትሒ ሰላም ንሕጊ፡ ካብ ሞተ፡ ንሰን ኣለዋና ዶ ሕጂ ? በዚ ይኩን በቲ ህግደፍ፡ ንመቓብሩ ማለት ንመቓብር ሰማእታት ፍሒሩ ክነስሱ፡ ሰብ ንኽኸስብ፡ ወያነ ፍሒሮሞ ኢሉ፡ ወያነ ግን ሰብኣውነት ዘለዎም ጭዋ ህዝቢ እዮም። ተዘይኮኑ ድማ፡ ከምዚ ዝበለ ሓርነት ምዕባለን ኣብ ሃገሮም ኣይምገበሩን። ንሶም ንስው ኣቶም ዘኽብሩ ድማ ኣብ ከምዚ ዘለውዎ ደረጃ ንኽበጽሑ ስለዝሓገዝዝዎም ኢዮም።

    ህግደፍ ግን ገዛ ደቒ ስውኣት እንዳ ኣፍረሰ፡ ገዛውቲ ህዝቢ እንዳ ኣፍረሰ፡ ንዝሞቱ የኽብሮም እንተበል፡ ትርጉም የብሉን፡ ሓሶት ኢዩ። ሕጂ ድማ ኣት ኣማኒኤል ንጉዳያትካ ህድእ ኢልካ ሕሰበሉ፡ ህዝብኻ ይጎጃጀል ኣሎ፡ ብሰንኪ ሰንደቕ ዕላማ ህግደፍ፡ ከምዚ ክትከውን ኣይግባእን። ህዝብኻ ከም ቐደምካ ጠርንፍ ክንስዕበካ ኢና።

    ዎድሓንካ

    • AHMED SALEH !!! September 21, 2016

      Aradom
      You have the right to advocate for Weyane interest and meskerem or assenna have the right to advocate for Eritrean interest .
      You said Weyane CHIWA HIZBI IYOM . Well you can say whatever you want to say but I am only observer of reality on the ground inside Ethiopian land .

      • ኣርዓዶም September 22, 2016

        we can not expect any good from old jebha and shabia, they destroyed the youth is movements fro freedom.

        thus i do not expect you to have a logical thoughts or honests, but if you have sense or understand Tigrgna well, read the post again. But i am very pleased that, FoRo and other heroes Tegadelti has disclosed all the evil stuff of hgdef spies, so read both their out spoken of the secret spies. All bad that are done to our people are from Jebha, Shabia and HGDef even the opening of cemeteries.

        What is you observing in the ground, yes you are observing half a million of our people are protected by the weyane, aren’t that true, you are observing the development of weyane such as train from Ethio to Djibuty and you are observing people having lot of freedom and making demonstration in return,
        anyway, i do respect weyane or Ethiopians for protecting their freedom and protecting our people, but their good deeds should not be berried by people like you.

        • AHMED SALEH!!! September 23, 2016

          You can respect WEYANE and you can insult Eritreans . You think we
          are stupid to give a damn about your silly comments .
          Either Assenna , Meskerem or other websites belong to Eritreans and
          you have no business to interfere on matters that doesn’t concern you .
          Take your phony information to tigrai online or aiga forum ..
          Eritrean enemies come from internal and external forces . Their cadres
          are recruits of Shaebia – Weyane leadership that left both nations hostage from their no war no peace policy .
          Eritrean say no more with HGDF government and Ethiopians also say
          no more with Weyane government . Facts on ground tell us all even
          if you tried to twist truth .

  • Nur September 21, 2016

    ኣርዓዶም ብጽልእን ተንኮልን ዝተበከለ ህልናን የእምሮን ሒዝካ ትሓስቦን ትብሎን ኩሉ ካብ ጽልኢ ዝተላዕለ ምኻኑ መን ከይስሕቶ። ንስኻ ነዚ ንህዝበይን ንሃገረይን ኢሉ ንልዕሊ 10 ዓመት ንህግደፍ ዝመከተ፣ ንቕሓት ኤርትራውያን ሓፍ ምባልን ክሰምሩ ኣብ ምጽዓርን ዝተጸምደ ኣንበሳ ስም ከተኽፍእ ምዕጣቕ ናይ ድሁላት ብዘይካ ውድቦምን ጸቢብ ኣጀንድኦምን ናይ ህዝብን ሃገርን ኣጀንዳ ዘይዓጦም ንህዝብን ሃገርን ናብ ስልጣን ንምብጻሕ ከም መሳርሒ ምበር ከም መስዋእቲ ዘይግብኦም ህሱራት ዝርእዩዎም ኣካይዳ ኢዩ። ኤርትራ ብኸማኻን ወዲ ከማኻን ኣብ ስልጣን ከም ኢሳያስ ኮይንኩም ኣብ ተቓውሞ ከማኻ ኮይንኩም ትርምስዋ ኣለኹም። ይመስለካ ይኸውን ግን ኣቶ ኣማኑኤል ንህዝቢ ካብ ኢሳያስ ጥራይ ዘይኮነ ካብ በዓል ከማኻ ጉሓላሉ ውን ክከላኸለሉ ከምዘለዎ ዝኣምን ብትግሃቱን ትብዓቱን ኩሉ ዝመስከረሉ ሃገራውነት ልቡ ዘንደዶ ሕልና ዘለዎ ንሕና ኤርትራውያን ብሰፊሕ ኣተሓሳስብኡ ኣዚና ነድንቖን ነኽብሮን ሓው ኢዩ። ስለዚ ቃላትካ ቅድሚ ምዝራብካ ሕሰበሎም። ጸቢብን ጎጃጃልን ኣታሓሳስባኻ የዐሪኻ ንህዝበይን ንሃገረይን ከይበልካ ከም ሓው ኣማኑኤል ኣብ ትበጽሖ ከምዘየለ፣ ብዘይሓድነት ዓወት ከምዘየለ ተረዳእ። ንስኻ ነዚ ክቡርን ወረጃን ሓው ናብ ህግደፍ ሰሊሙ፣ ኣርማ ህግደፍ ኣኽቢሩ ኢልካ ኣጸሊምካዮ ማለት ትርጉም ዝውሃቦ ኣይኮነን። ምኽንያቱ በዓል ንስኻ ተዳናጊርኩም ካልኦት ምድንጋር ልክዕ ከምቲ ኢሳያስ ኣብ በረኻ ዝሰርሓሉ ንስኹም ውን ኣብ ስደት ኣብ ፈቐድኡ ትሰርሑሉ ምንባርኩም ንፈልጦ ሓቂ ኢዩ። በዓል መትከል ኣናሺኻ ንስኻ በዓል መትከል ኮይንካ ማለት ኣይኮነን። ለባም ጸሪፍካ መዘንኡ ኮይንካ ማለት ኣይኮነን። ተቓላሳይ ኣቋናጺብካ ንስኻ ካብኡ በሊጽካ ማለት ኣይኮነን። በቲ ዝጽሓፍካዮ ቃላት ሓደ ዘማሓላለፍካዮ መልእኽቲ እንተሃልዩ፣ ሕልና ዘይብሉ ብጸቢብ ኣተሓሳስባ ተበኪሉ ኣብ ናይ ጽልኢ ዘመተ ዝተጸምደ፣ ጉልበቱን ሓንጎልን ንህዝብን ሃገርን ኣብ ምድሓን ዘይኮነ ህዝቢ ብምብትታን ብኢዳዙር ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ንኽጸንሕ ዝተሓባበር ፍንፉን ምኻንካ ጥራይ ኢዩ። ዓገብ! እዛ ሃገር ሰብ ዘይብላ ኣይምሰልኩም። ሰብ ኣፉ ሒዙ ዝኸይድ በዓል ንስኻ ክብረት ሰብ ኣብ ዕዳጋ ክትዋገዩሉ ስለዝርኣየ ኢዩ። ነዚ ህዝቢ ካብ ኢሳያስ ብዝኸፍአ ሕማም ርእሲ ዝኾንኩሞ ከኣ ንስኹም ምሩዛት ኢኹም። ድሓን ግን ግዜኻ ተጸበ። ግዜ ዘይብሉ የለን።

    • Kalighe September 21, 2016

      “ንስኻ ነዚ ክቡርን ወረጃን ሓው ናብ ህግደፍ ሰሊሙ፣ ኣርማ ህግደፍ ኣኽቢሩ ኢልካ ኣጸሊምካዮ ማለት ትርጉም ዝውሃቦ ኣይኮነን።”

      Nur

      I think ኣርዓዶም is just asking to what extent Amanuel is ready to defend the EPLF flag.

      Is he may be going to reach a deal with the regime in case Iseyas is gone ?

      Given his emotional attachment to EPLF, were he passed his formative years, it’s very difficult for him to see Shabia losing power. Apparently, he is one of those who make distinction between Shabia and Higdef. There are still many who think Higdef is not EPLF. He could be one of them. People who see it that way, usually are against Iseyas but not necessarily against the regime as such. They want a reformed Higedef or rather a genuine EPLF. They are not ready entertain the idea of radical change in which Higdef could be uprooted once and for all. But nowadays, these ideas are not popular anymore.
      Amanuel is a nationalist, and a hard worker who spends most of his time serving the cause he believes in. Unfortunately, like many former Tegadelti, he has difficulty to look beyond “EPLF”.

      • ኣርዓዶም September 22, 2016

        Kalighe
        Thanks, thats what i have just said, but these people like Nur have no vision,

    • ኣርዓዶም September 22, 2016

      Nur
      ስምዒት ኢዩ እዚ ኹሉ ጸገም ወሊዱ ዘሎ፡ ብስምዒት ኣይትዛረብ፡

      • robi September 22, 2016

        Aradom is blinded by immaturity. He is simply someone who has no idea what he is talking about. Ema is an Eritrean and he is proud to be Eritrean. Old jebha and andnet better get that. Period!

  • AHMED SALEH !!! September 21, 2016

    You forced me to reread the article after commentators responds to it with full of lies and deceits . If your arguments are based in defense of those idiots who try to undermine Eritrean revolution and the honor of our martyrs , you better speak straightforward than coming with rubbish EPLF – ELF rhetoric excuses .
    All Eritrean opposition sites are aware about these anti-Eritrean forces and we stand together against suspicious
    elements . The drunk lady got seven months jail sentence . These hoodlums deserve seven years for conspiracy
    and treason . They are in blacklist of HGDF government and opposition group records .
    By the way a person in disguise of Kalighe doesn’t sound the same original Kalighe we knew in this forum . Are we again dealing with same retarded person that copy participants identity ? .

  • rezen September 22, 2016

    Appeal to Eritrean Readers,
    We have a subject in our website under this title>>> “ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ክትሸይን ዝተረኽበት ሓንቲ ሰኽራም እንግሊዛዊት ሰበይቲ ን 7 ኣዋርሕ ብማእሰርቲ ተፈሪዳ።’
    So far we have ten commentaries including, your humble and totally lost compatriot. I read the following 42-word serious and worthy commentary aligned with a woman urinating on a historical British statue. Please read the the following three-line text:
    QUOTE “እቶም ብዝኾነ ዋጋ ኣቓልቦ ንኽረኽቡ፣ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ምእንቲ ሃገር ንዝወደቑ ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ብጽዩፍ መልሓስ ከልዕሉዎም ዝስምዑ ሓደ ክልተ ፍጮን መጣቓዕቶምን፣ ውልቃዊ ናጽነት ብህዝባዊ ናጽነት ከምዝግዛእን ደረት ከምዘለዎን፣ ናጽነት ስድነት ማለት ከምዘይኮነ፣ ካብዚ ተማሂሮም፣ ነቲ ኣብ ስደት ዝረኸቡዎ ናጽነት ክከናኸኑዎ ይግባእ።”UNQUOTE
    Now, in the name of common sense, logic, and honour to the thousands and thousands of Eritreans who lost their precious Life for a cause they believed dearly, what on earth does the act of a British woman at a historical statue has any thing to do with those “…ምእንቲ ሃገር ንዝወደቑ ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ…”? There MUST be something I am missing; hence, please forgive me. THANK YOU.

  • rezen September 22, 2016

    Dear Eritrean Compatriots,
    I sincerely hope archive.assenna.com wouldn’t object to my inclusion of the following story under the bizarre title of a British woman’s behaviour that we all seem to be hooked to it – though with different subjects!!! If you don’t like the Title of an Article that I read in the internet, please feel free to click me off.
    Here it is:
    Title: “Petition calls for Gandhi statue to be removed from Ghana University”
    Writer: Ruth Maclean
    Date: Thursday, 22 September 2016
    Source: Click at good old reliable GOOGLE at your own risk of depression.
    The first line of the Article reads as follows:
    “Professors say late civil right leader was racist and considered Indians to be ‘infinitely superior’ to Black Africans” Ouch!!! You may cut me off at this point, if you so wish.
    What caught my fullest attention was the line on the second page of the Article which attributes it to a comment made by an African “research fellow”. It goes like this, word by word: “It was not a shock because I know the levels of mid-education, dis-education, and anti-education,” he said. “If we knew better, we would do better”. Ouch, again! I wholeheartedly agree with this insightful statement. It has been my intuition (my feeling) for a long time that “modern” education was never designed to develop analytical mind of the African child. The result? We see it glaringly,to this day, in so many sectors of Life in “modern” Africa. Africa has lost both its history and mental independence to be FREE as it is tied (mental colonization) to other civilizations without even having a firm grip on the alien civilization too!!! The ancient Tigrigna wisdom, which is sneered upon by its ‘modern educated’ children goes like this >>> ካብዚ ኣይኮነ ፤ ካብቲ ኣይኮነ። Correct me, I beg you. THANK YOU.

Post a Reply to robi Cancel Reply