Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ቅንያት መመረቕታ መበል 27 ዙርያ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ዝብል ጽሑፍ ኣብ መዓስከር ሳዋ ዘርጊሖም።

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብቲ ጳጳሳት ካቶልካዊት ቤተክርስትያን ዝዘርግሑዎ፣ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ሕልናዊ መልእኽቲ ብምምርኳስ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዉዎ

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብቲ ጳጳሳት ካቶልካዊት ቤተክርስትያን ዝዘርግሑዎ፣ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ሕልናዊ መልእኽቲ ብምምርኳስ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዉዎ ጽሑፍ ኣብ መዓስከር ሳዋ ከምዝዘርግሑዎ፣ ነቲ ዕማም ዝፈጸሙ ደለይቲ ፍትሒ ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

 

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቲ “ደቅኹም ኣባላት መበል 26 ዙርያ ኣበይ ኣለዉ፣ ኣብ ከባቢ ኣፍዓበት ተደርብዮም፣ ኣብ ኣገልግሎት ኣሪጎም፣” ዝብል ናይ መነቓቕሒ ሰነድ ኣብቲ ብእንዳ 4ይ ክፍለሰራዊት ዝፍለጥ መቐበሊ ኣጋይሽን ካብ ዞባታት ዝመጹ ዕዱማትን ዘዕርፉሉ መደቀስን መዘናግዕን እዩ ተበቲኑ። እቲ ቦታ ኸኣ ንሓያለ ሰዓታት ብፖሊስ ተኸሊሉ ውዒሉ።

 

ብዘይካ ‘ዚ ኢሳይያስ ዘካየዶ ኣኼባ፣ “ ኣባላት መበል 26 ዙርያ መጻኢኦም እንታይ እዩ፣ ኣደዳ ጥምየትን ምጥፋእን ኮይኖም ተባሂሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ከይመለሶ ክሓልፍ ከሎ፣ ንቁጠባ ብዝምልከት ንዝወረደ ሕቶ ‘ውን በሽካዕላል ሸፈፍ ኢሉዎ ሓሊፉ።

 

ብኻልእ ወገን፣ እቶም ብኹርኩር ህግደፍ ወይ YPFDJ ዝፍለጡ ካብ ወጻኢ ናብ ሳዋ ዝመጹ መንእሰያት ብስኽራንን ስድነትን ኣብ ትዕዝብቲ ህዝቢ ወዲቖም ከምዝተኻዕቡ፣ ብሰንኪ ወጀያላይነቶም ኣደዳ ስርቂ ኣባላት 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከምዝኾኑ ድማ እቲ ሓበሬታ የመልክት።

 

ህግደፍ 3500 ክርኩር ህግደፍ ካብ ወጻኢ ክመጹ እዮም ኢሉ ፕሮፖጋንዳ ክነፍሕ ኳ እንተቐነየ፣ ሒደት ኣማኢት ጥራይ እዮም ኣቡ ተረኺቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
36 COMMENTS
  • doctor of truth July 26, 2014

    I feel pfdj cracking. thank you Amanuel Iyassu for your major part.

  • Mharetab Amiha mekete July 26, 2014

    Good job guys

  • Desale Haile July 26, 2014

    Good job

  • Mehret July 26, 2014

    I think this is a pictorial expression we really should use for any demonstration and campaign against DIA. Shame on those who support injustice!!!!!!!

  • Wedihagher July 26, 2014

    Although it’s morally uplifting to see such brave acts by a few who are risking their life to tell the people the truth about DIA and his regime, there are still many who will continue to look the other way till their interests are untouched, enjoying living in someone else homes, tilling land whose owners are denied returning back to it, using their position in the army to promote own interests ..etc.
    This regime will go only if there are people who are ready to talk to them in the only language they understand: the roaring of cannons … and the power that comes from the barrels of the guns. History is a testimony that anything else than that, with the exception of draining their cash sources, doesn’t even get their attention.

    • selamawit2 July 27, 2014

      Wedihagher , “draining their cash sources” is something we can manage!!!
      Brothers and sisters, just be creative: e.g. wherever they try to select money in western countries, out them as criminals – ’cause there are stil a lot of beneficent clubs who raise money for them, thinking it was for helping our poor people in Eritrea.

  • sultun hizbi July 26, 2014

    Forsa hizibi Eritrea kemza nay Gadaffi nmelaki. E’d shenahit……

  • B. Michael July 27, 2014

    “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” እታ ሕቶ ናብ መን ኢያ ትትኩር፡ ናብ ወለዲ፡ እቶም ዓዲ ዝውዓሉ ዲያ ነቶም ወለዲ ሓላፊነት ዘፍኮሱ፡ እንዳኦም ዘይኣርነቡ፡ ምስ ውላዶም ዘይሰመሩ ዘይቀሰኑ፡ ነዚኦምን ነቲኦምን ግዲ ትኀውን፡ ዝኆነ ይኁን ፍረነገራ እታ ሕቶን እታ ወስታን ኣብኣ ከላ ትኣኅለና፡ እቶም ኣብ ዓዲ ዝጠንጠናዮም ወለዲ፡ ትልኅ እናበሉ እሞ ነቶም ወፈርቲ ደቀቕቲ ደቆም፡ ከየለልዮም፡ ሕድሪታቶም ከየቕመሱዎም፡ ካብ ፊት ዓይኖም እቲ ገበል 20-21 መዋ. ዚምንጥሎም ምስ ረኀቡ እንታይ ኪብሉ፡ ንመን ኪጠርዑ፡ ናበይ፡ ዝስተ ማይ ዘቐብል ቆልዓዶ ተረፎም፡ ነቲ ገበል ኪረግሙን ዓዲ ኪውዓሉን ኢዮም
    ዝነፈሰና ጥዑም ንፋስ ወረ፡ ይገንፍለልና፡ ከምቲ ገጣም ጣልያን ዝበሎ፡ “ንእሥቶ ቁልዒ ሓያል ባርዕ ትውልዒ” * ኢዩ፡ እንቅዋዕ ነዚ ኣብቅዓኩም፡ እቶም መዛኑኁምን ብጾትኩምን ዚኆኑ፡ ናብ ዘይስደቶም ዚብቆጹ ዘለዉ፡ ንሕና እቶም 20-30-40 ዓመት ኣቢልና ዝሃደምና ስዱዳት ክንጥምቶም፡ በዞም ተስፋ ዝቖረጹ፡ መስተርሆ ዝሰኣኑ፡ መንእሰያት ንሓዝን ኣሎና፡ ንሰግእ፡ ክስፈትና ንቑሕም፡ ንሕና አንተንነፍዕ መኣስ ንሳቶም ናብ ስደት ምሰዓቡና ንብል
    ዚስደዱ መንእሰያት አሪትራ ዲዮም፡ እቶም ኣብ ሳዋ ዝተዓለሙ ዲዮም ኣታ እዚኣቶም፡ ወይ እቶም ስርዓት ሣዕቢያ ሃደምቲን ከሓዲን ዚብሎም ኢዮም፡ ኩሎም መልኣከ ድህለት ኣብ ገጾም እንተ ዘየርኣዩ፡ ስምዒቶም ኪሓብኡ ዚኅእሉን ዘይክእሉን ይህሉውዎም፡ ኩሎም በቲ ዕድላቶም ዘይተሓጎሱ ኢዮም፡ ሰንፈላል ወለዶ ሳዋ ኣብ ንኡስ ዕምሮም ዘምንመኖም፡ ብሕጂ ናብራኦም ዚዘርገሎም እንተሎ ከኣ ንሱ እቲ ዝገበለ ኣካል ዘይኣባል አሪትራዊ ማሕበር ኢዩ፡ እንኮ ምዕጣቕ ኢያ ተሪፋትና፡ ኢደይ ኢድካ፡ ናብ ወፈራ ናዕቢ፡ ሰላማዊ እሞ ተሪር ናዕቢ፡ ናብራን ሓዳርን ጥሪትን ዘይመዝባሪ፡ ትኩር ድሙቕ ዝዕላማኡ ወፈራ ይኁነልና
    ኣጀኁም ደቂ አሪትራ፡ እታ ሕጽብቲ መዓንጣ ወላዲት አሪትራና ትሕቆፍኩም፡ ኣመና ተገፋዕኩም ኣብ ውልዶ ዕድመኁም፡ ዓለም ይፈልጠልኩም፡ እዛ ዝፈተንኩማ ተላሚት ዓባይ ነገር ኢያ፡ ምልእቲ ሓቂ ይግበራ፡ ሃገር ናትኩም ኢያ፡ ወንኑዋ፡ ንዝፈርሀ ኣይትፍራህ ኣይበሃልን? ይምስሉ ዓበይቲና፡ እሞ ድፈሩ ዶ ክንብል፡ ዝወጠንኩሞ ቀጽሉዎ፡ ግን ድሕነትኩም ከኣ ሓልዉልና፡ ሓድሓድኩም ስመሩልና እሞ ዓወትኩም ትሑዝ ኪኀውን ኢዩ
    * piccolo scintilla gran fiamma seconda!

  • ERITRAWIT July 27, 2014

    Well done real Eritrean youth!!!!!! not like this useless YPFDJ they are good at drinking and sleeping around they can’t even do for one day job what you have done for many years!!!!!!!!!

  • hadnet July 27, 2014

    We are not lucky enough to have an ignorant leader. His days is counting. He will join his close friend keddafi soon.

  • zaratarik July 27, 2014

    Ypfdj ካቢዚኦም ኢንታይ ቲጽበዩ መስተ ምንዝርና ቁምነገር ኣልቦ ቱርፋታት ፡ቱሩፋ ኒ ቱሩፋ አዩ ዚመርጽ ሂግደፍ ስራህ ዘይ ፈቱው ዱኩማት ሙካኖም ዘይፈሊት ሰብ የለን ፡ስራህ ኣልቦ ዱኩም ሰብ ኣብ መሲተ ዚዊኣል ጊና ኣፈ ጨለ ኒሙካን ሰገም የለን ፡ሂጊደፍ ዲም ከሙአኦም ኣአነት ሰብ መርጾም

POST A COMMENT