ኣብ ካናዳ እትርከብ ማኒቶሊን እትብሃል ደሴት ንሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ኣብ ካናዳ እትርከብ ማኒቶሊን እትብሃል ደሴት ንሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ‘ሳድበሪ ስታር’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ናይታ ደሴት ሓፈሻዊ ኣኼባ ተቐማጦ ብምግባር ስደተኛታት ንምቕባል ድሕሪ ዝበጽሖ ውሳኔ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት
ኣብ ካናዳ እትርከብ ማኒቶሊን እትብሃል ደሴት ንሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ‘ሳድበሪ ስታር’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
ምምሕዳር ናይታ ደሴት ሓፈሻዊ ኣኼባ ተቐማጦ ብምግባር ስደተኛታት ንምቕባል ድሕሪ ዝበጽሖ ውሳኔ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ብምርኻብ እዩ ነቶም ኣብ ሱዳን ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነበሩ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብታ ደሴት ከጣይሶም ወሲኑ።
እቲ ጋዜጣ፣ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ ንደረት ኣልቦ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራውያን ከምዝመስከረን፣ ቅድሚ ‘ዚ ናይ ሶርያ ሰብኣዊ ቅልውላው ኤርትራ ዝዓበየት ኣፍራይስ ስደተኛታት ምንባራ ርኡይ ምልክት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኢሰብኣዊ ኩነታት ምዃኑ ‘ውን የረድእ።
AHMED SALEH November 30, 2015
ATA AYTIBKE INDIYU ZEBKIYENI ZELO zibahalelu uwan arkibulna
sidet Eritrawian akenu ayeshaten do atum ahwat deki hagher
nay zihalefe keyakhlena si higi bsenki teregham futurat
HGDF meryet Eritrea imber halyot hizbi ayneberom aytefeom
The country’s journey leads at dangerous direction and it
will explode unless stopped sooner . We are not special
breed to avoid risky consequences brought for ourselves .
Araya B Gebremeskel November 30, 2015
I am so happy and in support of the Canadian Government in doing this humanitarian aid. It is long due to our Eritrean brothers and sisters who left their homeland burned into ashes by the Ethiopian soldiers in the mid 1960s the Saho tribes (from Akele Guzay Awraja)and the Tigres (from Barka and Gash)should have been settled long time ago.
Now I thank you for looking this seriously and pay attention, please consider others who remain there for a long time to get a chance so that they come here and be good citizens of this planet earth.