ኣብ ሳን በርናንዲኖ ካሊፎርንያ ብግብረ ሽበራ ካብ ዝተቐትሉ ኣሜሪካውያን:ኢሳቕ ኣማንዮስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ከም ዝርከቦም ተፈሊጡ::
ኣብ ሳንበርናንዲኖ ካሊፎርንያ ሰብኣይን ሰበይትን ብዝኸፈትዎ ግብረሽበራዊ ተኹሲ ሂወቶም ካብ ዝሓለፈ 14 ኣሜሪካውያን: ኢሳቕ ኣማንዮስ ገብረስላሰ ዝተባህለ 60 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ከምዝርከቦም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን:: እቲ ብ2 ታሕሳስ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሂወቱ ዝሓለፈ ኤርትራዊ
ኣብ ሳንበርናንዲኖ ካሊፎርንያ ሰብኣይን ሰበይትን ብዝኸፈትዎ ግብረሽበራዊ ተኹሲ ሂወቶም ካብ ዝሓለፈ 14 ኣሜሪካውያን: ኢሳቕ ኣማንዮስ ገብረስላሰ ዝተባህለ 60 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ከምዝርከቦም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን:: እቲ ብ2 ታሕሳስ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሂወቱ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ኣብ ሃገሩ ካብ ዘሎ ሕሱም ናብራ ብምምላጥ ናብ ኣሜሪካ ብ2000 ዓ.ም ከም ዝኣተወን ሰራሕተኛ ከባብያዊ ጥዕና ኮይኑ 12 ዓመት ከምዘገልገለን ተፈሊጡ:: ኣቶ ኢሳቕ ኣማንዮስ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሰለስተ ውላድን ኢዩ:: ቤት ጽሕፈት ፈደራላዊ ምርመራ ኣሜሪካ ነቲ ስርሒት ግብረ ሽበራ ብምባል ዝገለጾ ቅትለት ኣብ ምዝንጋዕ ኣብ ልዕሊ ዝነበሮ ሰራሕተኛታት ከባብያዊ ጥዕና ኢዩ ተፈጺሙ:: ፋሩቕ ዝተባህለ ሰራሕተኛ ከባብያዊ ጥዕና ካብ መንጎ እቲ ምዝንጋዕ ብምውጻእ ናብ ቤቱ ከይዱ ምስ በዓልቲ ቤቱ ብረት ዓጢቑ ነቲ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሞን ምስ ፖሊስ ብዝተኻየደ ልውውጥ ተኹሲ ድማ ንሱን በዓልቲ ቤቱን ከም እተቐትሉ ጸብጻባት ሓቢሮም::
Hagherawi December 7, 2015
Another innocent Eritrean life lost … may his soul rest in peace.
Gemal M. Abubaker December 7, 2015
Issac,my old friend,I couldn’t believe what happened to you.He was my school mate. Graduated from Khartoum University, in 1985. An active member of Eritrean National Students Association . After graduating from fuculty of agriculture joined EPLF and left Eritrea in 2000. May he RIP.
Afeworki ghebrehiwet December 7, 2015
A loss of one person in Eritrea is a loss of one thousands. Sad!!!!!.
hara December 7, 2015
aziyu yehzin
TSINAT yhabkum
E/AMLAK yetsananiekum miluat sdrabet
Berhe Tenesea December 7, 2015
RIP,
This is very hard on the family. It is very cruel and sad to kill innocents and unarmed civilians in this way.
My sympathy to the family
Yohannes December 7, 2015
RIP,
My condolence to the family.
Tecle December 7, 2015
RIP brother Isaac.
AHMED SALEH December 7, 2015
Too sad . May his soul rest in peace .
Ti December 8, 2015
RIP
Harnet December 8, 2015
Very Sad!!! RIP