Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ቦትስዋና ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ረኺቦም።

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ክሳተፉ ድሕሪ ምቕናይ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ከምዝረኸቡን ናይ ዑቕባ ጉዳዮም ኣብ ታሕሳስ 11

ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም ክሳተፉ ድሕሪ ምቕናይ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 10 ኣባላት ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ንኸይምለሱ ካብ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ናይታ ሃገር ውሕስነት ከምዝረኸቡን ናይ ዑቕባ ጉዳዮም ኣብ ታሕሳስ 11 ኣብ ቤትፍርዲ ክስማዕ ተወሲኑ ከምዘሎን ኣብ ቦትስዋና ዝነብር ጉዳዮም ኣብ ምክትታልን ምስላጥን ክተሓባበር ዝጸንሐ ወኪል EMDHR ሓው ኣዳነ ንራድዮ ኣሰና ሓቢሩ።

ንሱ ኣብ መግለጺኡ፣ ሚኒስትሪታት ምክልኻልን ፍትሕን ትካል ጸጥታን ቦትስዋናን ኣብ ፈለማ ኣሚቶሞ ዝነበሩ ነቶም ኤርትራውያን ተጻወቲ ናብ ኤርትራ ናይ ምምላስ ውሳኔ ብምቕያር፣ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ቦትስዋና ኣብ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ናብ ኤርትራ ከምዘይቅሰቡ ውሳኔ ምሕላፉ ዘሐጕስ ውሳኔ ምዃኑ ኣረዲኡ።

ህዝቢ ቦትስዋና ኣብቲ ጉዳይ ንዘርኣዮ ምድንጋጽ ድማ ኣመስጊኑ።

ዝርዝር ትሕዝቶ ናይቲ ን10 ሓተቲ ዑቕባ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዝምልከት እዋናዊ ሓበሬታ፣ ኣብ ናይ ሎሚ ቀዳም መደብ ድምጺ ኣሰና ተኸታተሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
29 COMMENTS
  • Ghe October 17, 2015

    Yes much much Better
    Thanks assenna

  • aus 17 October 17, 2015

    what a shame a swede football captain returned olone,

  • aus 17 October 17, 2015

    thanks his parents had it– asylum

  • mm October 17, 2015

    ELLLLELELELEL.
    To the Eritreans who are fighting to save this kids life THANK YOU. ELELELELEL!

  • Memhr October 17, 2015

    Thank you to the people of Botswana for showing justice and fairness. Had the footballers returned to Eritrea, they would have ended in an endless hell in a dungeon hole called Eritrea: the hell of Africa, like the G-15, the incarcerated journalists and many thousands of Eritreans. Had this been in some lawless land of savages like Saudi Arabia or Egypt as the savage Arab Gadafi used to do, they would have been sent back to the State of Hell in the Horn of Africa, aka, Eritrea.
    We got a new name to the Shifta regime in Eritrea: the State of Hell

  • mm October 17, 2015

    I concur. The STATE OF HELL ENDED.

  • Yerhiwo October 17, 2015

    Wedi Berad Tembienay…every one is running from you including your cousins DEMHIT. I don’t know where you are, but your brutal regime in the verge of collapse! BE READY TO DIE IN ASMARA’S SEWER (FAGNATURA) OR DIE IN YOUR CELL AS MILOSOVIC!

    • Yerhiwo October 18, 2015

      The death is to Wedi Medhin Berad!

  • koreri October 17, 2015

    ዓቢ ቅሳነት እዩ። ሐውኻስ አብ ኩሉ ይጽናሕካ፤ አቶ አዳነ ተባረኽ። ልዕሊ ኹለ ግን ነቶም ሕግን ፍትትሕን ዘለዎም ህዝብን መንግስትን ቦትስዋና ከምኡ ውን ነቶም ርትዕን ሰብአውነትን ዝፈልጡ ፈራዶ ክብ ዝበለ ምስጋና ይግብኦም’ዩሞ ይብጽሐዮም። ብሕጂ ዝመጽእ ግን ኹሉ ብርሃን እዩ ዘጠራጥር የለን።

  • koreri October 18, 2015

    Suleman Salim
    እንታይ ድአ ቅድሚ ምሕታቶም ዘይሐበርካዮም።
    እይገርመካን እዚ ኹሉ አትክልትን ፍረታትን፣ እኽልን ማይን፣ ወርቅን ብሩርን፣ ሰላምን ቅሳነትን ዝመልአን ዝደለኻዮ ስራሕ ሰሪሕካ እፎይ ኢልካ ክትነብረላ እትኽእል፤ ብፍትሕን ርትዕን እትመሐደር ሃገር ገዲፍካ ናብ ባናና ጥራይ ዝርከባ ሃገር ይኽየድ። ካብ ገበርዎ ግን እንታይ ይግበር ኮይኑ። ናብቲ ዘለኻዮ እስኪ ፈትነሎም።ክሳብ ሽዑ ግን ድሐን ብባናና ይጸንሑ።

    • Suleiman Salim October 18, 2015

      ኮረሪ

      ኤርትራ ብሓይሊ ሃብታም ዘይኮነት ኢልካ ኣይኩረይን እዩ። ካብ’ዚ ዘሎ መንግስቲ ብዝያዳ ፍትሕን ርትዕን ከምጽእ ዝኽእል ስርዓት ፈጺሙ የሎን። ብኣጋኡ ዝኖቆየ ዝብኢ ነየሕድር ከም ዝተባህል እነሀልካ ” ዲሞክራሲያዊ” ተጋዳላይ ኣማኑኤል እያሱ ዘዝጸሓፍናዮ ይድምስስ ኣሎ። በልስከ ካብዚ ዝለዓል ዲክታቶርነት እንታይ ኣሎ? ከም መንእሰይ ከም ናይ መጻኢ ናይ ክፍሊ ዜና ሓላፊ ትሓጽዮ ሰብስ ከምዚ ክገብር እንከሎ እንታይ ትብሎ?

      • senay October 18, 2015

        Suleiman, nskas kemey selam aytrkeb, beal Amanuel kuburat sebat beaka klealu ageb eyu. Nbaelka kab Eritrea wexieka enaneberkas, gndzi hateftef, donkoro. sebay entekoynka sle wxuat yehwatka dew bel, or just shut up, weshlak, hgdefawi.

  • Suleiman Salim October 18, 2015

    ኣንቱም ኣሕዋትና
    እንታይ ደኣ መስሓቕ ሰብ ትገብሩና
    ዑቕባ ክትሓቱ እንከለኹም
    ካልእ ሃገር ዶ ስኢንኩም
    ብዘይካ ቦትስ ዋና ?

    ቦትስ ዋና ቦትስ ዋና
    ዓዲ ኣህባይ በላዕቲ በናና
    ኣንስቶም ዝመስላ ከም ጋውና
    ይሕሽና እንተ ኢልኩም ፈትንዎ ዓዲ ጓና!!!

    • Nsane October 19, 2015

      ayney dea ybila shire
      anta beyen zbekolka lezayi eika
      btaemi yelekan ab Carta za alem.
      zerebaka kulu nay hiwet zelewo aykonen
      tenkesakesi resa eika.
      Eritrana neaka wesika eya 4 milion nbhal zelena.
      Gena kab azilo mjmar kedlyeka eyu

Post a Reply to Tesfit Cancel Reply