ኣብ ሉዛን ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንናይ ኤርትራ ኣካለ -ጽጉማን ማሕበር ገንዘባዊ ሓገዝ ኣበርኪቶምሎም
ሎሚውን ከምቲ ልሙድ ቅዱስ ሕልንኦምን ልግሶምን $2.600.00 (ክልተ ሽሕን ሹዱሽተ ሚእቲን ዶላር ኣመሪካ) ኣዋጺኦም ናብ መደበር ውጉኣት ሓርነት ኤርትራ ከሰላ ብቐጥታ ተስዲዱስ ድሮ ኣብ ኢዶም በጺሑ ምህላዉ ክንሕብር ደስ ይብላና። ከም ውጽኢቱ እቲ ገንዘብ ኣብ
ሎሚውን ከምቲ ልሙድ ቅዱስ ሕልንኦምን ልግሶምን $2.600.00 (ክልተ ሽሕን ሹዱሽተ ሚእቲን ዶላር ኣመሪካ) ኣዋጺኦም ናብ መደበር ውጉኣት ሓርነት ኤርትራ ከሰላ ብቐጥታ ተስዲዱስ ድሮ ኣብ ኢዶም በጺሑ ምህላዉ ክንሕብር ደስ ይብላና። ከም ውጽኢቱ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢድ ተጠቐምቲ ከምዝበጽሐ ዘረጋግጽ ናብ ገበርቲ ሰናይ መረጋገጺ ሰነድ ቅብሊት ክበጽሕን፡ ቅዳሕ ናብ ምምሕዳር ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራ እውን በጺሑ ኣሎ።
Gangul February 25, 2018
there are many people around the world who didn’t forgot worriers of freedom. if the fund raising could be extended to diaspora living in other parts of the world,there could be a much more contribution that they can benefit. they are real men they deserve more .
k.tewolde February 26, 2018
It is a SENNAI endeavor by the organizers, God bless you all,however I suggest the name to be amended instead of disabled Eritreans to Disabled Eritrean War Veterans (DEWV). They deserve everything from us,There should have been a fully functional veterans hospital dedicated for them already.