Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና demo.archive.assenna.com ኣብ ሱዳን ምእጋዱ ብምቅዋም ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ምሕጽንታ ደብዳበ ልኢኹ።

ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ demo.archive.assenna.com ፣  ኣብ ሱዳን ምእጋዱ ብምቅዋም፣ ሎሚ 25 ሰነ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ምሕጽንታ ደብዳበ ብምልኣኽ፣ ነቲ መሰል ነጻነት ምርካብ

ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣሰና፣ መንግስቲ ሱዳን ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና፣ demo.archive.assenna.com ፣  ኣብ ሱዳን ምእጋዱ ብምቅዋም፣ ሎሚ 25 ሰነ ናብ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ናይ ምሕጽንታ ደብዳበ ብምልኣኽ፣ ነቲ መሰል ነጻነት ምርካብ ሓበሬታ ኤርትራውያን ዜጋታት ዝግህስ ስጉምቲ ደው ከብሎ ጸዊዑ።

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ኣብ ደብዳቢኡ፣ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኣንበብትን ተኸታተልትን ካብ ቅድሚ ሓያለ ሰሙናት ኣትሒዞም መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ምኽፋት ከምዝኣበየቶም ክጠርዑ ‘ኳ እንተጸንሑ፣ መንግስቲ ሱዳን ንምንታይ ምኽንያት ክዓጽዋ ከምዝኽእል ትእንግርቲ ዝኾኖ ኣሰና ትዕግስቲ ገይሩ ከምዝቐነየ፣ እንተኾነ፣ መንግስቲ ሱዳን ነቲ ተግባር ብሓቂ ከምዝወዓሎ ኣብዚ ቐረባ እዋን መረጋገጺ ከምዝረኸበ ኣረዲኡ።

ሱዳን ነቶም ኣብ ኤርትራ ክነብሩ ዘይከኣሉ ኤርትራውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ምዕቋባ ባህታ ከምዝስምዖ ብምጥቃስ ከኣ፣ እንተኾነ፣ እቶም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ሱዳን ብነጋዶ ሰብ ዝኾኑ ሰፋቱን ምትሕብባር ሓይልታት ጸጥታ ሱዳንን ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ጭውያን ዝኾኑ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ ብሰንኪ ‘ዚ ናይ መንግስቲ ሱዳን ስጉምቲ፣ ነቲ ገበናዊ ንጥፈታት ዝምልከት ኣብ ድሕነቶም ዝሕግዞም እዋናዊ ሓበሬታ ምርካብ ከጸግሞም ምዃኑ ሻቕሎት ከምዘለዎ ኣገንዚቡ።

“እቲ ሕሱም ቃንዛ ናይቶም ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ተጨውዮም ኣብ ሲናይ ከም ጅሆ ተታሒዞም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኤርትራውያን ግዳያትን ስድራቤቶምን፣ ፈጺምካ ዕሽሽ ዝብሃል ኣይኮነን” ብምባል ድማ፣ እገዳ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብህጹጽ ብምልዓል፣ መሰል ነጻ ሓበሬታ ናይቶም ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከኽብሮ ከምዝግባእ ንፕረዚደንት በሽር ኣተሓሳሲቡ።

ድምጺ ኣሰና ፣ “ድምጺ ስቅያት ካብ ሲናይ” ኣብ ዝብል ሰሙናዊ ስሩዕ መደባ፣ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ዝርከቡ ስደተኛታትን ኣብ ሲናይ ብነጋዶ ሰብ ጅሆ ተታሒዞም ዝሳቐዩ ኤርትራውያን ግዳያትን ድምጺ ወጽዓኦም ብኤርትራውያንን ማሕበረሰብ ዓለምን ተሰሚዑ ፍታሕ ክረኽቡ፣ ልዕሊ ኹሉ ኸኣ ካልኦት ኤርትራውያን ካብ መዓታቶም ተማሂሮም ክጥንቀቑ ቀጻሊ ጎስጓስ ከምተካይድ ይፍለጥ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
24 COMMENTS
  • haileab isaq June 26, 2013

    mithibibar mengsti sudan gahdi koinu lomi nihmaqn areminawi tegbarn degef kigebrus mis hizbi eritrea nay zenti elet gorebabiti mukanom ziresiu ymeslu.

    bzikone kubur haw amaniel ab xinatka dew.

  • MUSLIM JEBERTI June 27, 2013

    eway amanuel ABELKA ZEBELUKA ABZI ALKU TEBEL
    HASAWIT FELALAYTE RADIOKA MEN KE HASBEWA BEDRAJA MENGESTI SUDAN KEZAROBULA

    KEEP DREAMING DIVIDER AND RACIST AMANUEL

    • TwoWayStreet June 27, 2013

      …jeberti…
      Derg “Mengistu” was saying “Tikit Wenbediewoch” “Few Bandits” while he was trying to jam the then popular radio “Dimxi Hafash” which was hitting him and his regime very hard.
      You get the point…

    • AntiGeberti June 27, 2013

      ladWedi Geberti (tax payer), this ia an Eritrean Site. Why don’t you focus on your own site? i.e Tigraionlie.com, shire,welkait…Now its time for Geberti to go back to their country of origin where the last emperor of Tigrai( Yohannes)deported them from.
      Geberti Adi Yeblu Semay Andi Yeblu.

      • hawileyto June 30, 2013

        ጀበርቲ ክኸዱ ተኾይኖም ኩላ ትግርኛ ሒዞማ ክኸዱ እዮም ናብቲ ቦታኣ ሓሲብካሉ ዲኻ ወላስ ብሃውሪ ኢኻ. ኩናማ ከምኡ ተበሉ የመልካዓሎም እዩ ንስኻ ግን እንድሕር ጀበርቲ ተጻዒኖም ኪከዱ ተገደደ ንስኻ ኣብታ ዲሞርክዮ ኣለካ

        • AntiGeberti July 3, 2013

          hawi Geberti
          UNFORTUNATELY, DEKI ARBE’A (MIGRANTS WHO SETTLED 40 YEARS)LIKE YOU MAY CONSIDER PACKING WITH THE GYPSIES (GEBERTI) FOR GOOD.
          FOR YOUR IGNORANT ARGUMENT,
          LET ME TELL YOU THERE IS A PLACE CALLED METERA, KOHAITO,…A CIVILIZATION WHICH DATED BACK TO PRE AXUMITE KINGDOM. THIS IS ONLY FOR YOU TO ASSERT YOUR KNOWLEDGE THAT TIGRINYAS LIVED IN ERITREA FOR MORE THAN 3 THOUSAND YEARS. THAT IS BEFORE THOSE WHOM YOU BELIEVE TO BE THE ORIGINAL SETTLERS COMPLETED THEIR EVOLUTION TO HOMO SAPIENS.
          HAWI LEYTO, SINCE WHEN DID GEBERTI BECAME ERITREANS? CAN YOU NAME 10 GEBERTIS WHO BELIEVED FOR BEING ERITREANS AND SPENT THEIR TIME IN THE FIELDS? HOPE BY NOW YOU MUST BE REMEMBERING MUSTOPHA NURHUSSEIN??? RIGHT, BUT HE WAS NOT TEGADALAY.

  • TwoWayStreet June 27, 2013

    Negeru “Hikhekheni kihakeka” iyu.
    Scratch my back, I will scratch yours.

  • Abdulkadir Taha June 30, 2013

    “block assenna radio in your country, then I wont arm your rebels”
    Isahias black-mailing message to president Al-Bashir.
    And Al-Bashir blocks it.
    Assenna while it is your right and is right to ask Bashir to unblock the radio transmission, the cost is too much for Bashir to respond to the request positive. Al Bashir very well knows isaias has no bigger agenda than distabilising countries and so Isaias would pour all its $$ towards that. But Sudan has many programs and does not want to spend a penny on a new rebel front isaias is happy to spend millions of dollars.

  • ክፍለየ ሱስ June 30, 2013

    ኣማኑኤል ኣንበሳ ኣጆዃ ጥራይ እዚ መንግስቲ ሱዳን ዝወሰዶ ስጉምቲ ምልክት ውድቀት ህግደፋውያን ኢዩ ቀጽል ጥራይ ፈርፈር ኣቢልካዮም ኢኻ

Post a Reply to hawileyto Cancel Reply