Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት መሓሪ ብርሃነ ተኣሲሮም።

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም።

ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተለምደ ዛጊት ምኽንያቱ ብወግዒ ኣይተፈልጠን።

ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብዚ ራብዕቲ ክእሰር ከሎ፣ ሓላፊ ኢምግሬሽን ኮይኑ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዘገልገለ ለተናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ ካብ ዝእሰር 2 ሰሙን ኣቢሉ ገይሩ ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ኣገንዚቦም።

ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብ ፈለማ 60ታት ናብ ገድሊ ዝተጸንበረ፣ ኣብ ዘበነ ክፍልታት ክብ ዝበለ ጽፍሒ ሓላፍነት ዝነበሮ ገዲም ተጋዳላይ ክኸውን ከሎ፣ ድሕሪ ናጽነት ብውልቀመላኺ ኢሳይያስ ካብ ኣምባሳደርነት ዘይሓለፍ መዝነት ተዋሂቡዎ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ተመዲቡ ተርኡ ክሃስስ ከምዝጸንሐ ይፍለጥ።

ብዘይካ ወዲ ብርሃነ ዝተኣሰሩ ካልኣት ኣባላት ክፍሊ ኢምግረሽን ከምዘለዉ ‘ውን እቲ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ብተወሳኺ የመልክት።

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ እቲ ክፍሊ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዝነበረ ክፍሊ ኢሚግሬሽን ብቐጥታ ኣብ ትሕቲ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ይመሓደር ኣሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
91 COMMENTS
  • TaEsa May 6, 2014

    Mightyembasoyra,

    oh yes, it is true there is absence of flight to Eritrea. so sorry to my beloved country.
    the reason is as we all know it not mystery, is known. but i am curious to hear the reason from suli & others like him.

  • Yohannes May 6, 2014

    Yap, it is the survival of the shrewdest/fastest/most clever. A split second to think/ponder/make some sense is deadly, when one lives in the dungeons of warriors without cause/combatants with no enemy in sight/evil minded group of barbarians who prey on each other with every move they make and with every word the utter. They are short lived predators, who have been chronically indoctrinated/conditioned to the “Dog eat dog” mentality. It is the old bandits’ predictable fate; it is all the past notoriously tyrant dictators’ tape being played over and over again, may someone press the fast forward button to end these tragedies sooner. Thanks

  • sidiabdu@gmail.com May 6, 2014

    The sheep participates in a party organized by a wolf.One day the wolf will make its move one by one.

1 4 5 6

Post a Reply to Yohannes Cancel Reply