ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓሪፉ። ፍሉጥ ኤርትራዊ ብዓል ንብረት ኣቶ ሳልሕ ብስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ።
ምስቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሰራዊት ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተሓይሩ ዝነበረ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ነበር ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸን ድሕሪ 4 ሰሙን ማእሰርቱ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ንሱ፡ ብሕማም ሽኮርያ ጥቑዕ ስለዝነበረ
ምስቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ፎርቶ ዝተኻየደ ምንቅስቓስ ሰራዊት ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተሓይሩ ዝነበረ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ነበር ኣቶ ምስጦፋ ኑርሕሸን ድሕሪ 4 ሰሙን ማእሰርቱ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
ንሱ፡ ብሕማም ሽኮርያ ጥቑዕ ስለዝነበረ ኣመሓዳሪ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ክልተ-ሰለስተ ግዜ ኢንሱሊን ተወጊኡ እዩ ዝንቀሳቐስ ነይሩ። ነዚ ኣዳዕዲዖም ዝፈልጡ ሰበስልጣን ህግደፍ፡ መድሃኒት ከልኪሎም ሕክምናዊ ክንክንን ስለዝተነፈጉዎ ከኣ እዩ ኣብ ሸልኡ ብስቅያት ሕማም ሽኮርያ ዓሪፉ።
እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ፡ ኣብ ድባርዋ፡ ፋብሪካ ማይ ስሓ (Mineral Water) ፋብሪካ ብሽኮቲ፡ ፋብሪካ ስፑኞን ፍርናሽን፡ ፋብሪካ ዚንጎ ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ፋብሪካታት ዝውነን፡ ኣብ ኣስመራ ዝመደበሩ ፍሉጥ ኤርትራዊ ብዓል ንብረት፡ ኣቶ ሳልሕ፡ ምስ ጉዳይ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ነበር ኣቶ ምስጦፋ ኑር ሕሸን ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት ብስርዓት ህግደፍ ከምዝተኣሰረ እቶም ምንጭታት ኣገንዚቦም።
ንሳቶም፡ ብዙሓት ሰብ ዋኒን ዞባ ደቡብ ንምስጦፋ ጉቦ ብምሃብ መሬት ረኺብኩም ብዝብል ክሲ ይሕተቱን ይኽሰሱን ከምዘለዉ ብምምልካት፡ ቀንዲ ምኽንያት ማእሰርቲ ኣቶ ሳልሕ፡ ኣቶ ንምስጦፋ ብብልሽውና ዝተቛማጠዐ ብዓል ስልጣን ኣምሲልካ ብምርኣይ፡ ነቲ ብፖለቲካዊ ጉዳይ ዝወረዶ ማእሰርትን ሞትን ህዝባዊ ምድንጋጽ ተገዳስነትን ከምዝሕረም ብምግባር ንኽብደት ናይቲ ኣብ ልዕሊ ወዲ ሰብ ፈጺሞሞ ዘለዉ ናይ ህይወት ጥፍኣት ንምቅላል ኢሳይያስን ሰዓብቱን ዝመሃዙዎ ሜላ ምዃኑ ኣረዲኦም።
ኣብታ ኣብ ዞባ ደቡብ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ድባርዋ፡ መሬት ንኣውፈርቲ ተዓዲሉ ብብዝሒ ፋብርካታት ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ እዋን፡ ኣቶ ምስጦፋ ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ ባርካ እዩ ነይሩ።
sheba April 23, 2013
Well,all of the stupid remaining got be ready.
shembelel April 23, 2013
Gah enquae bele nytom ziterefu nat forto kea kemiu yereyena
jemal April 23, 2013
well; well; wellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllhttp://www.youtube.com/watch?v=mxZRVaXqxsc&feature=youtu.be
jemal April 23, 2013
http://www.youtube.com/watch?v=mxZRVaXqxsc&feature=youtu.be
abdu ali April 23, 2013
what goes around comes around .
መን ከም ሐቂ April 23, 2013
ወይ ጉድ ኤማ
ወሸለ ኩሎም ብሕማም ፌራ ተትኩስተሩ ከመይ ነሩ፣፣
ሙስጠፋ ከአኒ ከረው ይበል ወሸለ ዒራ ዒራ ተአሲሩ ነቶም አበሳ ዘይብሎም ዝወንጀሎም ጎረቤቶም ተትከወን ብእካል ተትሪእዎ ኮታ ከመይ ኔሩ፣፣
እንተ ሞተ ከረውውውውው ይበል ቀጣፊ 50000
FreeExpress April 23, 2013
These Eritrean “sebe seltan” authorities should at least learn from Ali Abdu. All they have to do is “get the hell out of the hell”.
Milkias M Yohannes April 23, 2013
Good ridance!! LET ALL OF THE BEASTS DIE LIKE RATS ONE BY ONE!!They have destroyed an entire nation and generation and even ten death will not suffice for these useless bllod sucking cockroaches!! WHAT A JOYFUL DAY TO SEE DISEASED ROACHES DIE ONE BY ONE…..NEXT? I THINK ZEMIHRET AND ALAMIN are on thier way to hell. ASEY ASEY ASENA!!
DEATH TO HIGDEF MILLION TIMES!!!!! MOT NFASHSTAWYAN
ማሊሻ April 23, 2013
nezi ms reayu qolU asmera entay ilom meslekum?
qumar tebeliOm ::
gedli ertra qumar eyu. jebhan shaebian kndey seb: sryet adis, kunama, falul, menkaE, gujle 15 endabelu hankitom ‘yom::
gena ewn gedli deqa ktbelE eya::
kemey nKulom ab gedel ywetfom: ab wshate ‘ab wetsai zelewu:
ነዚ ምስረኣዩ፣ ቆልዑ ኣስመራ እንታይ ኢሎም ፧
ቁማር ተበሊዖም ።
ገድሊ ኤርትራ ቁማር እዩ። ክንደይ ሰብ ስርየት ኣዲስ ፋሉል መንካዕ ኩናማ ጉጅለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ተባሂላ ብጀብሃ ሻዕብያ ተሃንኲታ እያ። ገና ውን ገድሊ ደቃ ክትበልዕ እያ። ገድሊ ኢሎም ክንደይ ሰብ ኣብ ገደል ወቲፎም፤ ኣብ ገደል ይወትፎም። ኩሎም ሰርቕቲ ሓሰውቲ ኣብ ገዛ ዘለዉ ወጻኢ
ዝ ሃደሙ።
Halafi Mengedi April 23, 2013
One by one, PFDJ is losing its own members as Eritreans continue to be puzzled by many intrigues, secret plans, and plots that have continued to capture our attentions. The end seems to be near.
samuel April 23, 2013
ed tsenahit shendahit they got what the deserve they took side with dictator instead with the people for which they fought.
now here you go!!!!!!! i wish the rest of them follow like monkey,hagos(kisha) and so on