ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቅድሚ ናጽነት ኤርትራ ኣብ መሰጋገሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክሳተፍ ተሰማሚዑ ምንባሩ ተገሊጹ::
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ብናጻ ምንቅስቓስ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ 1990 ኣንጻር ደርግ እተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝምስረት መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳተፍ ብክታሙ ኣረጋጊጹ ምንባሩ ተገሊጹ:: ነዚ ዝገለጸ ብወጻኢ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ሻለቃ ዳዊት ወልደጊዮርጊስ ምስ ረድዮ ኢሳት
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብቲ ብናጻ ምንቅስቓስ ወተሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ 1990 ኣንጻር ደርግ እተኻየደ ፈተነ ዕልዋ ዝምስረት መሰጋገሪ መንግስቲ ክሳተፍ ብክታሙ ኣረጋጊጹ ምንባሩ ተገሊጹ:: ነዚ ዝገለጸ ብወጻኢ ነቲ ምንቅስቓስ ዝመርሕ ዝነበረ ሻለቃ ዳዊት ወልደጊዮርጊስ ምስ ረድዮ ኢሳት ብ8 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ:: ሻለቃ ዳዊት ምስ ኢሳያስ ኣብ ዋሺንግተን:ኒውዮርክ: ለንደንን ናቕፋን ብምርኻብ ኣብ ዘካየዶ ዘተ: ብወገን ኢሳያስ ብዛዕባ ናጽነት ኤርትራ ከም ዘይተላዕለ ጠቒሱ: ሰራዊት ኢትዮጵያ ብውሽጢ ለውጢ እንተኣምጺኡ ኢሳያስ ብዛዕባ መጻኢ ኤርትራ ኣብቲ ዝቐውም ሓባራዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ከምዝዝተየሉ ከም እተሰማምዐ ሓቢሩ::በዚ መሰረት ድማ ህዝባዊ ግንባር ንምዕባለ እቲ ፈተነ ዕልዋ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ብምውጻእ ከም ዝደገፎ ሻለቃ ዳዊት ኣብሪሁ:: ብዘይካዚ ሻለቃ ዳዊት ምስ ኢሳያስ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ኤርትራ: ብፈደረሽን ይኹን ብኮንፈደረሽን ጉዳያ እንተተፈቲሑ: ንጽባሒቱ ምስ ኢትዮጵያ እትጽንበረሉ ኣገባብ ከም ዝዝተየሉ ከምዝገለጸሉ ኣፍሊጡ::
እቲ ፈተነ ዕልዋ ብምፍሻሉን ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ህዝባዊ ወያነን ህዝባዊ ግንባርን ንቕድሚት ብምድፍኡን እቲ መደብ ከምዘይተዓወተ ሻለቃ ዳዊት ጠቒሱ: መራሒ ህዝባዊ ወያነ መለስ ዜናዊ ኣብቲ ብመኮነናት ኢትዮጵያ ዝቐውም መሰጋገሪ መንግስቲ ከም ዘይሳተፍ ኣቐዲሙ ከም ዘፍለጠ ገሊጹ::
ኢሳያስ ብውልቁ ንስልጣኑ ክብል ብዝወስዶ ውሳነ መጻኢ ዕድል ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ክኣቱ ከምዝኽእል:እዚ ምስ ሃገራት ዓረብ ዝገብሮ ዘሎ ምስጢራዊ ስምምዕ ምስ እቲ ምስ መኮነናት ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዝፈሸለ ምስጢራዊ ስምምዕ ብምንጽጻር ምርኣዩ ኣገዳሲ ከም ዝኾነ ተንተንቲ ፖለቲካ እዚ ከባቢ የጠንቅቑ::
Eritreawi May 14, 2016
Eritrea is for sale to Saudi and Emariat Arab.
k.tewolde May 14, 2016
You don’t need to see classified documents to confirm,the little nation is sold already.It will be named a foreign territory of the Arab Gulf states, like the Falkland Islands are to the British.In the mean time, let them dance to the hologram nation.
selamawit May 14, 2016
Ezi hizbi zi ezi eu zeyredeo zelo. G15 Nnaxenetn hareneten kekalesu ezi zeri mergem gin nhanti Ethiopia kem zeserih.metfae hagrawianen hageren Serhey ilu tetahahizewo kem zelo nmen kitefo. Netom kesgewo zekelu sebat bebhade ab mehkak tewafiru enho.
m.edris May 14, 2016
Dawit W.Gergis is IRRELEVANT
habtom May 14, 2016
Eritrawian what are u waiting issaias hager ysheta alo please degimna nhseb ??????
Berhe Tensea May 14, 2016
This guy called Iseyas joined the liberation movement as an Ethiopian spy, and worked for Ethiopia for many years, unfortunately the liberation movements gave him a position and froze his evil activities for some time.
He always believes deep in his heart about one Ethiopia, but his greed for power changed that, and instead he has chosen to destroy Eritrea from within till it kneels to Ethiopia.
Eseyas is the worst enemy of the people and that must be clearly understood by the innocent people.
Abate May 14, 2016
Look the difference between the visionary Meles and DIA.
George May 14, 2016
Where was the so called Shaleka the past 25 years? Why did he choose to inform us of the so called meeting and agreement now close to our independence day. Think !!!
k.tewolde May 14, 2016
Because, he don’t want to take you another 50 years to figure out the tyrant indeed is your real enemy.Those of us who fought him fiercely, and stood up to him and coined him TSERE GEDLI early on, he called his cousins for help in collaboration with shrewd elements from within got rid of us,because he knew with our armed and political presence in the field, he cannot accomplish his tyrannical and murderous rule over our land today.George wake up and smell the coffee.There is nothing to think about, except ways to get rid of him and HGDEF once and for all, this way you can celebrate a real independence day with a clean conscience and joy.
ተወልደመድኅን May 15, 2016
ንሕና ናይ ምርዳእ ክእለትና ትሑት’ዩ። ቅድም ብባህሊ ኅብረተሰብና ድሕሪ ከኣ መራሕትና ብዝበሉና ብ ኣታቶም ጥራይ ጽቡቕ ዝመጽእ መሲሉና ንከይድ ኔርና።ፈቲና ኣይፈተና ከኣ ርእይቶ ድሕሪ ግቡእ ምፍጻም’ዩ ዝብል ኣብ ኣእምሮና ዝሰፈረ ኣረኣእያ ሒዝና ክንሃጽጽ ካብ ሃለፍቲ ዝዝረብ ይኹን እቲ ንሳቶም ክብሉዎ ዘይደፈሩዎ ምስ ግዜ ክነበጽሖ ኢና ኢሎም ትንክፍ ዘበሉዎ ክንርዳእ ይኩን ክንግምቶ ዘይንኽእል ዝተሃላለከ ኣተሃሳስባ ጸኒሑና’ምበር ከም መዓል ሻለቃ ዳዊት ዚ ኣመሰሉ ከምዚ ዓይነት ኣዘራርባ ትንክፍ ካብ ዘብሉዎ ሓጺር ኣይኮነን።ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ልክዕ ከምዚ ዓይነት ቃላት ኣድሚጹ ኔሩ’ዩ።ንሱ ካብ ሻዕቢያ ንመል መን ትረክብ ኔርካ ተባሂሉ፡ንፔጥሮስ ሰሎሙን፡ካብ ወያነ ከኣ ንብርሃነ ገብረክርስቶስ ዝተባህለ ጠቒሱ’ዩ።ከም ሃበረታኡ ከኣ፡ሓደ እኬባ ድሕሪ ምውዳኡ ንኢሳያስ ኣወስን ኣቢለ፡ኢትዮጵያ ፋሕፋሕ ካብ ትብል ንኣካ ከምዚ ጌርና…….ዝብል ዘረባ ኣተንፊሱሉ ከምዝነበረ’ሞ ዘዕግብ ምላሽ ከምዝሃቦ ይዛረብ ኔሩ’ዩ።ኢሳያስ’ውን ድሕሪ ናጽነት ብንኮንፈደረሽን’ዶ ፈደረሽን፡ብዛዕባ ኩነታት ዶብ ምስተሃተተ ኪንዮው ዶብ ኢና ንሃስብ ኣሎና ከምዝበለ ኣጸቢቖም ኤርትራውያን ዝፈልጡዎ’ዩ።ኣዚ ኩሉ እቲ ኣብ ውሽጡ ዚነበረ ሃሳብ’ዩ።ስለዚ እዚ ዳዊት ዝበሎ ቀደም ተባሂሉ፡ኣንፈቱ’ውን ኣርእዩ ኔሩ’ዩ፡ንሕና ኢና ኩሉ ካብ መራሕትና ጥራይ መና ክወርደና ስለዝሓሰብና ነቲ ዝብሉዎ ፍጹም ኣብ ግምት ኣይነእትዎን፥ብዘይካ ኡ ናይ ምርዳእ ክእለትና ትሑት ጸኒሑ።ኣዚ ናይ ምርዳእ ክእለትና ትሁት ምባለይ ድንቁርና ዘይኮነ ኩሉ ኣብ ዝባን መራሕትና ኣውዲቕና ንሕና ኣዙዛት ዝተበሃልናዮ ጥራይ ፈጸምቲ ምኳና ስለዝ ኣመና’ዩ።
k.tewolde May 16, 2016
Tewoldemedhin, you can’t sum it up in a concise way and full of veracity, what kills me is, there are people who still hold on to their archaic views and watch the slaughter of our innocent brothers and sisters by the tyrant.The truth will always prevail.God bless.
Mokie May 14, 2016
Haile Duru said, those who are not sure of their identity cannot accuse us of being traitors.
It’s clear he was referring to Iseyas, because Duru was one of the few who knew the dictator very well.
First Melles and now Dawit, both men have disclosed a very important secret about Iseyas: Eritreans independence was not on his agenda.
nmehar May 14, 2016
mesdemmm!
Janjan May 14, 2016
To let or for sale for ertitrea