ንፓትርያርክ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ንምትካእ ብዘይሕጊ ዝተመርጹ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፡ ብወግዒ ተቐቢኦም።
ነቶም ካብ ሕጊ ወጻኢ ካብ ስልጣኖም ንዝተወገዙ ብጹእ ወቅዱስ ፓትርያርክ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ተኪኦም ዝተመርጹ ኣቡነ ዲዮስቆሮስ፡ ብ 27 ግንቦት፡ ራብዓይ ፓትሪያርክ ሊቃነ ጳጳሳት ኤርትራ ኮይኖም ብወግዒ ከምዝተቐብኡ ቴሌቪዥን ኤርትራ ኣፍሊጣ።