ን`ጎበጨረ` ኢሳይያስ ዓቢ ሓዉ ተረኺቡ
ምስ ኢለሪ (Eleri) ኣብ ምብጻሕ እንዳ ሓዘን ኢና በጋጣሚ ተራኺብና። ብዕድመ ክወልዳ ዝኽእል`ኳ እንተኾንኩ፡ ከም ዝተዓዘብኩዋ ምስ ኩሉ ናይ ምልጋብ ጽቡቕ ተውህቦ ስለ ዘለዋ`ያ ቀልጢፋ ዝተላልያትኒ። እዛ ሓታቲት ዑቕባ ዝኾነት ኣልባንያዊት፡ ምስ ብዙሓት ዝኸምኣ ኤርትራውያን
ምስ ኢለሪ (Eleri) ኣብ ምብጻሕ እንዳ ሓዘን ኢና በጋጣሚ ተራኺብና። ብዕድመ ክወልዳ ዝኽእል`ኳ እንተኾንኩ፡ ከም ዝተዓዘብኩዋ ምስ ኩሉ ናይ ምልጋብ ጽቡቕ ተውህቦ ስለ ዘለዋ`ያ ቀልጢፋ ዝተላልያትኒ። እዛ ሓታቲት ዑቕባ ዝኾነት ኣልባንያዊት፡ ምስ ብዙሓት ዝኸምኣ ኤርትራውያን ስለ ትራኸብ ንኹሉ ፖለትካዊ ጸገማትና፡ ባህልና፡ ኣነባብራናን ጠባያትናን ዘጽናዓትና`ያ ትመስል።
k.tewolde November 21, 2018
“Let me teach you son how I did it,……you are at the pinnacle of your political career don’t blow it.” A picture is more than a thousand words. Thanks Le’emet, it is a great read.