ንስደተኛታት ብምሕብሓብ ዝፍለጥ ኣዛዚ መደበር ፖሊስ ነቨሻእናን- እስራኤል ንዝለዓለ ስራሕ ተመዚዙ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Police_Isr.pdf"] October 30, 2014 4:32 amassenna101950Views SHARE
ማሊሻ October 30, 2014
በቲ ንቡርን ልዝቡን: ስርዓትን ወግዕን ወረጃታት ኣበዋትና: ውሑሉል ምስጋናን ምስክርነትን እዩ።
ከምቲ ለባማት ደቂ ሓበሻ ዝብልዎ፤ ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ውዕለቱ ንገረሉ።
ዝኽበርካ ሌተና ኮለኔል ኒሳን: ክብረት ይሃበልና፤ ብርክኻ ይጽናዕ፤ ተባረኽ።
ניסן קולונל מזל טוב
תודה על שהראית לנו את העבודה האנושית שלך בשורת הפקודה שלך. היום קהילת אריתריאה מבטאת את הכרת תודתה והערכתה אליך.
ייתכן שהנתיב שלך יהיה רצוף בשלום והצלחה. מי ייתן ואלוהים יברך אותך.