Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ንሕናን ንስኹምን” – ወርቃዊ ግዜ ዘባኽነልና ዘሎ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባ!!

“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ

“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ
ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ
ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ ኣብ ኣሰና ወጺኡ ኣንቢበ። ነቲ ‘መሲናስ’ ዝጸሓፎ መጎስ ዘይበቕዖ እኳ
እንተኾንኩ “ዓጽሚ ይሃብካ!” ክብሎ ግን እደሊ። ትሕቲ’ታ ግጥሚ ውርድ ምስ በልኩ ግን ኣብቲ ርእይቶ ዝወሃበሉ ሰናዱቕ
ሓደ ዘስሓቐኒ ርእይቶ ኣንቢበ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
40 COMMENTS
  • Meretse Asmelash December 22, 2013

    ዝከበርካ ኣቶ ኣማኒኤል፡
    ብኣቶ መሲናስ ደሃይካ ንምርካብ፡ ደሃይ ሃባ ዝብል ናይ ግጥሚ ጽሑፍ ምስ ኣንበብኹ ተዳናጊረ ኔረ። መን ኮን ደኣ ኮይኑ እዩ ክሳብ ክንድዚ ሰጕምሉ ኢለ ነብሰይ ሓቲተ። እንተኮነ ግን መልሲ ኣይረከብኩን። ካልኦት ሰባት ከይሓትት ከኣ ብዝተፈላለየ ምክንያት ሎሚ ዳርጋ 95/100 ኣፍቀርቲ ተለቪዥን ወይ እንታይ ገዲፍና ዝበሉ ተከታተልቲ ወረ ብረድዮ እምበር ኣምበብቲ ጽሑፍ ዳርጋ ብኣጻብዕቲ ኢካ እትረክብ እንተበልኩ ዘጋነንኩ ኮይኑ ኣይስመዓንን። ኣንባቢ ዝጎድሎ ሕብረትሰ-ሰብ ከኣ ጸገሙ….
    ዝኮነ ኮይኑ፡ ኣቶ ሳሚኤል ጽሑፍካ ምስ ኣንበብኩ ብቀዳምነት የቀንየልና ክብሎ ዝመረጽ ንኣቶ መሲናስ እዩ።
    ለከ ዝፈለጠ ፈሊጡ እዩ ዓዲሙ። ቅኑዕ ዕድመ።
    ኣቶ ኣማኒኤል ከኣ ንስካ እትፈልጦ ኣፍልጦ ንዓና (ንኣንበብቲ) ብዘይ ተጕላባ ምክፋልካ ክትምጎስ ይግብእ።
    ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ግን ቀጽል፡ ቀጽል………………….

  • mahmud saleh December 22, 2013

    Simply, superb. I hope to see similar young minds.

  • aba_chegora December 22, 2013

    Aamnuel,

    Brilliant article. I think every eritrean needs to read this article.

    I hereby wish youhappy x-mas and new year.

  • Mesinas December 22, 2013

    ሃንአ!

    ብመጀመርያ ሃንአ (ዮሃና) እንቋዕ ኣሓጐሰና ንኹልና ኣንበብትን ቀሰምትን ትምህርታውን ንቕሓታውን ጽሑፋት ሓው ኣማኑኤል ማህደረ ክብል ፍቐዱለይ። ኣነ ቅድሚ ሕጂ ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ማህደረ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ሌማት (መቀረብ መኣዲ) ኣሰና ቅድሚ ምቕራቡ ብኣካል ኮነ ብወረ ርእዮን ድምጹውን ሰሚዐዮን ኣይፈልጥን’የ ኔረ። ነተን ዓሰርተው ሓደ ክፋላት ጽሑፋቱ ምስ ኣንበብኩ ግን ከመይ ዓይነት በሊሕ ሰብ ምዃኑን ንህዝብን ሃገርን ሓያል ኣበርክቶ ክገብር ከም ዝኽእልን ክመዝን ክኢለ።

    እቲ ኣነውን ዋላ’ኳ ከምቲ ናቱ ብዕምቈት ኣይኹን’ምበር እቲ ዝገለጾ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ሚኒስትሪ ሓበሬታን ፋኖነት ኣካይዳ ስርዓት መላኽን ኣይኮነን ስሒቡኒ። እንታይ ደኣ ከምቲ ወለድና ክምስሉ ዝብሉዎ፥ “መደረ ወዲ ሰብ መንነቱ ይገልጽ!” ስለ ዝኾነ ካብ ኣገላልጻ ትረኻኡ፣ ኣወዳድቓ ቃላቱ፣ ዋላውን ኣጠቓቕማ ስርዓተ ነጥቡ፣ ወዘተ. ብምዕዛብ እንታይነትን ብቕዓትን ሓው ኣማኑኤል ማህደረ ክፈልጥ ኣኽኢሉኒ። በዚ ድማ እዚ ሓያል ዜጋ’ዚ ብፍላይ፡ ብሓፈሻ ድማ ኩሉ ኤርትራዊ ክንከስሮን ክጠፍኣናን ስለ ዘይንደሊ ደሃዩ ክሓትት ተቐሲበ። ካብ ኣሕዋተይ፡ ባህለይን ቋንቋይን ናይ ምምሃር ሃንቀውታይ ልዑል ስለ ዝኾነ፡ ካብ ኣማኑኤል ማህደረውን ትምህርቲ ክቐስም ትጽቢተይ ስለ ዝነበረ፡ ዳሃዩ ክሓትት ተገዲደ።

    ስለዚ፥ ንኽቡር ሓው ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ማህደረ ደጊመ እንቋዕ ብደሓን ተመለስካ ክቡር ሓው እብሎ። welcome back dear brother.

    ሓውኻ ተ/ማርያም ገረሱስ (መሲናስ)

    • abdu December 24, 2013

      Wawwwwwwww……………….what else could been said; you said it all; and it’s an eloquent powerful and appropriate message for those who want to buy your advice and want to educate themselves.Thank you and you are one of those brilliant Eritrean.

  • Tesfabirhan WR December 22, 2013

    Waw Mahdere, simply shining article. How truthful mind analysis you are born with. Go on please:

  • Mesinas December 22, 2013

    ሃንአ!

    ብመጀመርያ ሃንአ (ዮሃና) እንቋዕ ኣሓጐሰና ንኹልና ኣንበብትን ቀሰምትን ትምህርታውን ንቕሓታውን ጽሑፋት ሓው ኣማኑኤል ማህደረ ክብል ፍቐዱለይ። ኣነ ቅድሚ ሕጂ ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ማህደረ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ሌማት (መቐረብ መኣዲ) ኣሰና ቅድሚ ምቕራቡ ብኣካል ኮነ ብወረ ርእዮን ድምጹውን ሰሚዐዮን ኣይፈልጥን’የ ኔረ። ነተን ዓሰርተው ሓደ ክፋላት ጽሑፋቱ ምስ ኣንበብኩ ግን ከመይ ዓይነት በሊሕ ሰብ ምዃኑን ንህዝብን ሃገርን ሓያል ኣበርክቶ ኪገብር ከም ዚኽእልን ክመዝን ክኢለ።

    እቲ ኣነውን ዋላ’ኳ ከምቲ ናቱ ብዕምቈት ኣይኹን’ምበር ኣቐዲመ ዝፈልጦ ኣማኑኤልውን ብዝርዝር ዝገለጾ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ሚኒስትሪ ሓበሬታን ፋኖነት ኣካይዳ ስርዓት መላኽን ኣይኮነን ስሒቡኒ። እንታይ ደኣ ከምቲ ወለድና ክምስሉ ዝብሉዎ፥ “መደረ ወዲ ሰብ መንነቱ ይገልጽ!” ስለ ዝኾነ ካብ ኣገላልጻ ትረኻኡ፣ ኣወዳድቓ ቃላቱ፣ ዋላውን ኣጠቓቕማ ስርዓተ ነጥቡ፣ ወዘተ. ብምዕዛብ እንታይነትን ብቕዓትን ሓው ኣማኑኤል ማህደረ ክፈልጥ ኣኽኢሉኒ። በዚ ድማ እዚ ሓያል ዜጋ’ዚ ብፍላይ፡ ብሓፈሻ ድማ ኩሉ ኤርትራዊ ክንከስሮን ክጠፍኣናን ስለ ዘይንደሊ ደሃዩ ክሓትት ተቐሲበ። ካብ ኣሕዋተይ ባህለይን ቋንቋይን ናይ ምምሃር ሃንቀውታይ ልዑል ስለ ዝኾነ፡ ካብ ኣማኑኤል ማህደረውን ትምህርቲ ክቐስም ትጽቢተይ ስለ ዝነበረ፡ ዳሃዩ ክሓትት ተገዲደ።

    ስለዚ፥ ንኽቡር ሓው ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ማህደረ ደጊመ እንቋዕ ብደሓን ተመለስካ ክቡር ሓው እብሎ። welcome back dear brother.

    ሓውኻ ተ/ማርያም ገረሱስ (መሲናስ)

  • Habte Kifle December 22, 2013

    Dear Amanuel,
    Thank you for your excellent article.
    Please keep it up!!
    The biggest problem in Eritrea is PEPOLE ARE NOT READERS!! The guys in the US have no time to read. They use the ERTV as their bench mark. They cannot even analize it. They use their freedom to crash freedom!!! They don’t know that it is called TV HASOT IN ASMARA!!
    This guys cannot change, ” let us pray for their mercy from God the almighty to regain their brains!!”

    God Bless you,
    Habte

  • kemal Ali December 22, 2013

    Welcome back brother amanual.

  • Rahwa December 22, 2013

    Dear Amanuel

    Excellent argument and well presentation.

    Eritrea in our blood and heart.

  • bieza December 22, 2013

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ
    መርበብ ሓበሬታ ኣሰና እንተበልካዮም ከምዛ መስቀል ዝራኣየ ሰይጣን ዝበሩ ብዙሓት እዮም እሞ ናብ ካሊእ ዝተፈላለየ መራኸቢታት እንተትዝርጋሕ ጽቡቕ እዩ ።

POST A COMMENT