Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናይ ሕልና ባርነት

ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃልልምርጫወሲዱ፡ ፤ንፋስሓርነትከየተንፈስናንህዝብንሃገርንኣብናይጎረባብቲኩናትከቲቱህዝቢኤርትራኣብኣደራዕወዲቑ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/07/Weldu_Lingo.pdf"]

ህዝቢ ኤርትራ 30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃልልምርጫወሲዱ፡ ፤ንፋስሓርነትከየተንፈስናንህዝብንሃገርንኣብናይጎረባብቲኩናትከቲቱህዝቢኤርትራኣብኣደራዕወዲቑ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • Tesfu Kbrom July 26, 2014

    እቲ ናይ ሊንጎ ቃለ መሕትት ኣይሰማዕኩዎን፡ ሊንጎ ከምዚ ትብሎ ዘሎኻ ክብል ምድፋር እንተ ስኢኑ ግን ብደዉ ተቐቢሩ ኣሎ ማለት እዩ። ወዲ ሰብ ርእይቶኡ ብናጻ ወይ ብትብዓት ክገልጽ እናኸኣለ ከሎ፡ ነዚ ምግባር እንተ ስኢኑ፡ ሽዑ ሞይቱ ይብሃል። ሊንጎ ድማ ኣብ ኤርትራ ከሎ ዘይፈርሕ ዝነበረ፡ ሕጂ ጥዑም ምስ በልዐን ምስ ሰተየን ክፈርሕ ካብ ጀመረ ሞይቱ ንብሎ። ምዃን ምቾት መጕደሚ ስለ ዝኾነ ጐዲሙ ማለት እዩኮ፡ ካልእ ትርጕም የብሉን። ኣየ ሊንጎ፡ እታ መልሓስካስ ሎሚ ለሚጻምበኣር? ንሕና ደኣ ካልእ እንዲና ንጽበ ኔርና። ኣሪግካ ዶኾን ኴንካ? ምዃና ናይ እርጋን ምልክት ኣይመስልን እዩ እቲ ዘረባ። በል ምሕረት የውርደልካ።

  • zereghi July 26, 2014

    well come back wedi eritrea delay fithi weldu tekle .lungo is one of the selfish guy .

  • ተወልደመድህን July 26, 2014

    ናይ ሊንጎ ቃለ መጠይቕ ስለዘይሰማዕኩዎ ኣብቲ ዝብሎ ኣትየ ተቃውሞ ይኹን ደገፍ ክህብ ኣይደል’የ።ካብቲ ንስርዓት ህግደፍ ዝግበር ተቃውሞ ዘይምርሓቕ’ምበር ኣብ ቦሎኛ ኣንጻር ህግደፍ ዚተገብረ ተቃውሞ ዘይምስታፍ ዘውቅስ ክከውን ኣይክእልን።ምኽንያቱ ዝኾነ ይኩን ኤርትራዊ በቲ ንሱ ዚኣመነሉ ብብሕቲ’ውን ይኹን ክቃለስ ናቱ መሰል’ዩ’።……ክብሎ ዝደሊ ግን ሓደ ኣረኣእያ ኣሎ።ንሱ ከኣ ኩሎም ተጋደልቲ ብፍላይ ኣብ ህግ ዚነበሩ ኣብዚ ዚግበር ተቃውሞ ከመይ ዚኣመሰለ ንጥፈት ኣለዎም ንዝብል ሕቶ፡ዳርጋ ንጡፋት ኣይኮኑን።ንሳቶም ስለዝዛሕተሉ’ዩ ከኣ ህግደፍ ከምዚ ኢሉ ክነብር ኪኢሉ።ን ኣብነት ተጋደልቲ ህግ ነበር ሃላፍነት ዚነበሮም ይኹን ኣብ ባህላዊ ይኹን ካልእ ዲፕሎማሲያዊ ሃላፍነት ተሳቲፎም ዝጸንሑ ሎሚ ዝኾነ ይኹን ኣብ ተቃውሞ ኣስተዋጽ ኦ ዘይብሎም ብዙሓት’ዮም።ከም ኣቶ የማነ ተክለገርግሽ፡ከም መኦኣል መምህር ዘውዴ፡ተስፋይ ተመንዎ፤ድሕሪ ናጽነት ብፍላይ ኣብዚ ሕሱም እዋንዚ ብቃለ መጠይቕ ይኹን ጽሑፋት ከኣ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ኣስቲፋኖስ ተመልሶ፡ኮነሬል ሑፉን፡ኣቶ ዳፍላን ….ካልእ በጻብዕ ዚቑጸሩ ዚኣመሰሉ እንተዘይኮይኖም፡እቶም ቀንዲ ነቲ ስርዓት ውሽጡን ውሻጠኡን ዚፈልጡ ካብ መዓል መስፍን፡ኣድሓኖም፡ዓብደላ ኣደም፡ሸንገብ፡ዓንደብርሃን፡ሃይለ መንቆርዮስ….ክቀልዖዎ ይኹን ንዜጋታት ከነቓቕሕ ዝኽእል ብዙሕ ሚስጢር ዝሓዙ ጥርቅም ኢሎም’ዮም ዘለው።እዚ ማለተይ ኣብቲ ደንበ ተቓውሞ ኣለና ክብሉ፡እቲ ተቓውሞ ካብቲ ንሶም ዝደልዩዎ ንላዕሊ ይኹን ብዘይ ናቶም ፍቓድ ክስጉም ኣይደልዩዎን’ዮም።ምናልባት ገለ ጸገማት ከይስዕብ ይኾኑ።እወ ኣብቲ ናይ ነዊሕ ኦኣመት ተመኩሮኦም፡ብዘይካ ህግ ንኤርትራ ክመርሓ ዚኽእል የለን።ህግ ካብ ኦኣሌትነትን ሃይማኖትን ናጻ ዚኾነ ውድብ’ዩ ዚብል ኣብ ኅልናኦም ተቐሪጹ ስለዘሎ፡ካብ ዘሎ ውላድ ህግ ዚኾነ ህግደፍ ናብ ካልእ ኦኣይነት ዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ኣቢሉ ዚወስድ መንገዲ እንተመጽዩ ፍጹም ህላዌ ኤርትራ ስለዘይረኣዮም፡ኤርትራ ካብ ህግደፍ ናብቲ ንሶም ዚደልዩዎ ለውጢ ጥራሕ ክኸውን’ዮም ዚደልዩ።እዚ ኣብ ገሊኡ ስስዕቲ፡ኣብ ገሊኡ ከኣ ፍርሂ’ዩ።ልክዕዩ ለውጢ ዘሰክፍ ሳዕቤን ክህልዎ ይኽእል፡ግን ዚመጽእ ኣብ ኢድካ ዘየጸሎ ጸገም ፈሪህካ ሃገር ንዘዕኑ ዘሎ ኦድል ዝህብ ኣገባብ ምስዓብ ድኽመት’ዩ።ፈለማ ንዘሎ ጸላ ኢ ብውሕሉል መንገዲ እንተተኣልዩ እቲ ናይ ጽባሕ ለውጢ ቅኑዕ ኣንፈቱ ዘይሕዘሉ ምኽንያት የለን።ከምቲ ንሳቶም ዚኣምንሉ ስኽፍታን እንተታትን እንተሒዞም ኣቶም ብሰንኪ ህግ ካብ ሃገር ዚተባረሩ ፖለቲካዊ መሰሎም ዚተነፍጎም ኣባላት ተሓኤ ከምቲ ዚደልዩዎ መንገዲ ጥራሕ ሂዞም እንተከይዶም ልክዕ’ዩ ግጭት ክመጽእ እቲ ለውጢ ናብ ዘየድሊ ክኸይድ ይኽእል።ኣዚ ግን እቲ ኣሰራርሃ ዚፈጠሮ’ምበር ባህሪ ለውጢ ኣይኮነን።….ስለዚ መብዛሕቶም ተራ ተጋደልቲ ህግ ዚነበሩ ይኹን ሃላፍነት ዚነበሮም ጥርቅም’ዮም ኢሎም ዘለው።ተራ ተጋደልቲ ብውሽጦም ዘይቃለሱ ኣይኮኑን፡ኣዚ ስርዓት’ዚ ብዝገብሮ ዘለውን ሕጉሳት ኣይኮኑን፡ምናልባት ኣብቲ ቃልሲ ብሕጊ ተቓላሳይን በቲ ጸቓጢን ኣፈራራህን ባህሪ ህግ ዚማዕበሉ ስለዝኾኑ እቲ ባህሪ’ቲ ኣብ ዓጽሞምን ደሞምን ኣትዩ ኣሲሩ ሒዙዎም ክኸውን ይኽእል’ዩ።ብዘይካ ኡ መብዛሕቶም ተፋንዮም ኣብ ብህታዊ ግይዳይም ተዋፊሮም ዘለው፡ናይቲ ተመሪሑ ሃንሳኣ ተኾኪቡ ክሳብ ደቓይቕ ዝተርፎ ናብ ዘብሎን ዝገብሮን ዘይፈልጥ ውጹዕ ተጋዳላይን፡ልክዕ በቲ ንህግ ብዝጥዕም ኣገባብ ዘስልጠኑ ስለዝኾኑ ሎሚ ናይ ምውዳብ ክእለት ዘይምህላው’ውን ክኸውን ይኽእል።ገለ ከኣ ህግ ንሕስያ ዘይብሉ።ውላድ ዝገበሮ ንወላዲ፡ንሓው ይሰሃሉዎ ስለዝነበሩ ሎሚ’ውን ነቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሓዎም ይኹን ኣባል ስድራቤት ዶኾን ይትንክፍ ካብ ዝብል ፍርሂ ቃልሶም ካብቲ ክገብርዎ ዝኽእሉን ንታሕቲ ዳርጋ ኣብ ዜሮ’ዩ፡።…..ስለዚ ንሊንጎ ምክልካል ኣይኮነን።ግን ኩሎም ተጋደልቲ ህግ ኣብዚ ኣንጻር ህግደፍ ዚግበር ተቃውሞ ንጡፍ ተራ ከይጻወቱ ዚኣስሮም ጉዳያት ኣለው።

    • ተወልደመድህን July 27, 2014

      ይቕረታ ኣለና ክንዲ ሺህ ረሲዐ።

  • woldu tekle July 26, 2014

    ሓው ተወልደመድህን

    “ካብቲ ንስርዓት ህግደፍ ዝግበር ተቃውሞ ዘይምርሓቕ’ምበር ኣብ ቦሎኛ ኣንጻር ህግደፍ ዚተገብረ ተቃውሞ ዘይምስታፍ ዘውቅስ ክከውን ኣይክእልን።ምኽንያቱ ዝኾነ ይኩን ኤርትራዊ በቲ ንሱ ዚኣመነሉ ብብሕቲ’ውን ይኹን ክቃለስ ናቱ መሰል’ዩ’።”ኢልካ፡ ፤ሓቅኻ ኣለኻ፡ ፤እቲ ጽሑፍ ደጊምካ ክተንብቦ ይምሕጸነካ፡ ፤ኣነ ንምንታይ ኣብ ቦሎኛ ኣንጻር ህግደፍ ዝተገብረ ተቛውሞ ዘይተሳተፈ ኣይብልን ዘለኹ፡ ፤ኣነ ዝዘጸሓፍኩ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት’የ፡ ፤ዝገበሮ ቃለ መሕትት ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ሕልና ዝጎዶሎን’የ ዝብል ዘለኹ፡ ፤ደጊመ ንጽሑፈይን ንቃለ መሕትቱን ክትሰምዕ ይሓተካ፡ ፤Here you the link. http://www.sbs.com.au/yourlanguage/tigrinya/highlight/page/id/350804/t/Interview-with-Artist-HaileMichael–Lingo/

    • ተወልደመድህን July 26, 2014

      ዝኸበርካ ወልዱ፡….የቐንየለይ ብዛዕባ’ቲ ሓበረታ ቃለ ምልልስ ሊንጎ።…..ሰሚዐዮ፡ርግጽ ኣብ መወዳኣታ ከምቲ ዚተጸበዮ መንእሰይ ዘይምር ኣዩ፡መንእሰይ ኣብውሽጥቲ ፌስትቫል ዘይምርኣዩ ምኽንያቱ ካብ ምሃብ ተቖጢቡ።እቲ ኣብዚ ደው ምባሉ ንባዕሉ ፍሉጥን ቅሉዕን ኣንተኾነ፡ንሱ ኣብ ኤሜርካ ኮይኑ ነቲ ቀንዲ ምኽንያት ዘይምግላጹ ሸፈፍ ኢሉ ምሕላፉ ዘስክፍ’ዩ።ኣድላይነት ዘይብሉ ክልተ ዳስ ዚፈጠረ ነቲ ዚተቃለሰሉ ዕላማ ዘይውክል፡ሃድነት ኣኤርትራውያን ዘይሃለው ምኳኑ ከጉህዮን ከሕምሞን ይግባእ ኔሩ።ነዚ’ውን ብግልጺ ክገልጸሉ ዚኽእል ቃላት ኣይጸገሞን፡ምክንያቱ ከምድላዩ ከቀያይሮ ዝኽእል ክእለት ኣለዎ።ዝኾነ ኮይኑ ኣነ ከምዝተረዳኣኩዎ ኣብ ኣኤሜሪካ ክነብረሉ ዝኽእል መንበሪ ወረቐት ዘይብሉ ገና በቲ ናይ ኣኤርትራ ወረቐት ዚነብር’ሞ ኣብ ምሕዳሱ ጸገም ከየጋጥሞ ዝሰግ አ ኮይኑ’ዩ ተሰሚዑኒ።ርግጽ ኣብዚ’ውን ሓደ ህቶ’ሎ ንሕማቅን ዘተሃሳስብ ጉዳይ ብብሕታዊ ጉዳይካ ጠሚትካ ንበዳሊ ደስ ዘብል ቃላት ምድሕዳህ’ውን ኣይቅበሎን፡ሕይወቶም በጂዮም’ዮም ናጽነት ኣምጺኦም።……ኣብ መወዳኣታ ዚብሎ ግን፡ኣዚ ኩሉ ዝበልኩዎ ናይ ባዕለይ ኣረኣእያ፡ንርእሰይ ኢለ ዘቕርቦ’ዩ።ኣብቲ ሃቀና ጉዳይ ግን፡እቶም ከም መኦኣል ሊንጎ፡ወዲ ትኩል።ጓል ኣንከረ…..ካልእን ዚኣመሰሉ ኩናትን መስዋኣትን ዚረኣዩ፡ኦድል ኮይኑ ከኣ ናብ ባህሊ ተወዚዖም ሳላኡ ብሕይወት ናብ ናጽነት በቒዖም፡ኣዚ ዕድልዚ ብፍላይ ካብቲ መኦኣት ዚወጹ ንጣር’ምበር ከምቶም ብምል ኣኽን ብምጽሃፍን ሜዳ ካብዝወጹ ጀሚሮም ኩናት ኣንታይ ምኳኑ ዘይፈልጡ፡መስዋእቲ ኣንታይ ምኳኑ ዘይረኣዩ፡ኣብ የማነ ጸጋም ኢሳያስ ዝጸንሑ ኣይኮኑን።ሽግር ኩሉ ዚረኣዩ፡መስዋኣቲ ብጾቶም ዝረኣዩ ብፍላይ ንሱ ሊንጎ ኣብ ምጽሃፍን ዚነጥፍ፡ካል ኦት ኣብ ምቕናይን ምዝያምን ዚነጥፉ ሎሚ ነቲ ዚተጠልመ ግዳይ ቅድሚ ኩሉ ግንባር ቀደም ኮይኖም ንተቓዋሚ ክመርሑ ይግበኦም።ኣዚ ማለት ስሮኣት ኢሳያስ ክሳብ ሎሚ ብሓይሊ ዚገጥሞ ኣይኮነን ዚነብር ዘሎ።ንሱ ብስነሃሳብ ዜጋታት ክምዕብልሉ ዝኻል ናጻ ኣተሃሳስባ ዘለዎም ተቃወምቲ ስለዘይተረክቡ’ዮም።ነዚ ንምምዕባል ከኣ፡ጽሑፍ፡ታሪኽ ምትራክ፡ምድራፍን ካልእ ባህላዊ ጉዳያት የድልዩ።ንሳቶም ግን እንተ በቲ ኣንተበቲ ካብቲ ክገብሩዎ ዚግበኦም ንታሕቲ ኮይኖም ዝተጨወየ ጉዳይ ሃገር ኮፍ ኢሎም ባዕሉ ኪመሓየሽ ይጽበዩ’ዎ ኣለው።እዚ ዘህዝን’ዩ።ምኽንያቱ ንተቓውሞ ተጋደልቲ ህግ፡ባህላውያንን ደርፈቲ ጸሃፍቲ፡ሃለፍቲ ህግ ዚነበሩ ኪመርህዎ ይግባኣ ኣዚ ኣይተረክበን፡ከምዚሃበና በቦኣቕምና ሰለይ ንበል ኣብ መወዳኣታ ኣግዚኣብሄር ባዕሉ እንተረድኣና\’ምበር ካብ ህግ ነበርስ ተሪፍና ኢና።ወላውን ነቲ ዚመጽእ ለውጢ በቲ ኣብ ህግ ዚተመሃሩዎ’ዮም ኪመርሑና፡ካብታ ክብልዋ ዚደልዩ ከኣ ትማሊ ሕጊ ህግ ይግዝእ ኔሩ ሎሚ ከኣ ሕጊ ህግ’ዩ። ወድሃንካ።

    • Mati July 28, 2014

      Weldu Tekle,
      As always I like your article . Lingo at least he should mention the truth. Intay yigeber michot ahmiqato. Bel kexilo weldu hawina (hawi Yosef)

  • woldu tekle July 26, 2014
  • Mahta July 26, 2014

    I listened to the interview, I didn`t see anything negative about it! Lingo is a highly talented artist and he is an articulated person who knows how to talk and walk! RESPECT FOR THE LEGEND!

    • ERITRAWIT July 28, 2014

      Mahta,
      What respect do you know give us a break.

      • ERITRAWIT July 28, 2014

        Lingo very disappointed interview do you need some one to tell you why young Eritrean didn’t turn up HGDEF PARTY? what is wrong with you brother we expect more from you more and more…..

      • MightyEmbasoyra July 31, 2014

        ERITRAWIT,
        Mahta is against any article written by Woldu T. and Tadesses K. No matter what the article is about, even if they say Mahta is nice and smart, he will still object it. What does it tel you about him? I leave that to the readers.

        • ERITRAWIT August 1, 2014

          MightyEmabasoyra,
          Are you thinking what I am thinking?
          I don’t expect answer don’t worry keep it up you are nice Eritreawi!!!!

          • Mahta August 1, 2014

            Dear Mighty,
            Pls,don’t spoil my holiday by speaking nonsense about me.i don’t have any personal issue about this guys…I don’t even know neither of then in person. But I don’t agree with woldu teckles,it is my belief that the opposition camp is better is out people like him. with ato Tadesse, well I don’t agree with al of his writings but since he writes based first hand experience, I must say that I learned a lot from his writings…with regarding to Lingo, I know him in person….I admire him a lot, he is one who confront DIA face to face, it make me sad and angry that people try to slaughter him behind screen….where were they when he was facing the dragons den ?? nesu nay asebeut serihu amskiru eyu now it somebody eleses turn…kidu kemti nesu zegebero geberu emo kabeu nelaeli defarat mukankum areyuna!

          • Mightyembasoyra August 2, 2014

            Mahta nebsi,
            What holiday r u talking. Kind of curious.
            Focus on the subject, not on the object. Our enemy is hgdf, don’t forget that.

  • Medber July 26, 2014

    Shame on you Lingo.

  • Selamawi' July 26, 2014

    ኣቶ ኃይለሚካኤል ኃይለሥላሴ፥ ኣብ ቦሎኛ ብዙሕ መንእሰይ ክመጽእ ተጸብየ ኔረ፥ ከምትጽቢተይ ግን ኣይኮነን ክብሉ ዳርጋ ኣስቆርቍሮምዶ ክንብል፧
    እቶም ንሕግደፍ ክቃወሙ ተኣኪቦም ዝነበሩ ብዙሓት መናእሰይ ከልዕሉዎም ኣይደፈሩን። ይገርመናሎ ካብ ምባል ሓሊፈ እንታይ ክብል።

    ብምንታይ ምኽንያት ዳስ ሕግድፍ ገረውረው ከምዝበለ ጠፊኡዎም ኣይኮነን፥ እንታይ ደኣ፥ እዛ ቡርኵታ እምኒ ኣላታ እመስለኒ። ዝጽሕፉዎ ዘለዉ መጻሕፍቲ ግን፥ እተን ደገፍቲ ሕግደፍ ድየን ኬንብባኦ ወይስ እዚ ብኹሉ መዳያት እንዳ ተጸፍዔ ጌና ክነብርየ ዝብል ዘሎ መንእሰይ፧

    ሥነ ጥበባዊ፥ ክኢላ ንሕዝቡ ከመይ ዝበለ መልእኽቲ ከመሕፋላልፍ ይግባኦ ክብሉ ከለዉ፥ መልሶም ሎሚ፥ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ድሕሪ ምባል ነቶም ከም እንሳሳታት ሓሲሮም ዝስጠዩን፥ ዝሽየጡን፥ ድራር ዓሳን ድራር ኣሞራን ኮይኖም ዘለዉ ኤርትራውያን፥ ኣቶ ኃይለሚካኤል፥ ከምቲ ናይ ኣቦታቶም ብመልክዕ መልቀስ ክቑዝሙሎምን ከእውዩሎምን ምተገብኤ እመስለኒ።

    እቶም ዝዛረቡዎም ሰባት፥ ኩነታት ዓዲ ክነግሩዎም ከለዉ፥ ብዛዕባ ጸሓይን ብዛዕባ ጣቓን ድዮም ዝነግሩዎም ወይስ፥ ሃገርና ናብ ዓባይ ቤት ማሰርቲ ተቐዪራ ከምዘላን፥ እቲ ንሶም ተኣሲሮምሉ ዝነበሩ ኩነታትን ሕጅን በበይኑ ከምዝኾነን ይፈልጡ እዮም። እንተ ገደድስ እቲ ናይ ኣቶ ደጀን ዓንደ ሕሸል ኣለ መጠይቕ ሰሚዖምኳ ኣይግረሙን፧ ሎሚ ኡይ ዘይበሉ ደኣሞ ብልሒ ቃላቶም ንመዓስ፧ ሃገርና ኣብ ኣፈርክቡ ተሸሚማ ከላስ፥ ጌና ናይ ዝሓለፈ ከስምዑና፥ ጸኒሖም ከኣ ታሪኽ ሕይወቶም (ኣብ ገድሊ፧) ክነግሩና።

    እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ንበል.

    I am dissatisfied and disappointed with the answers given to the interviewer. Ato Hailemichael if you do not make yourself relevant by READING THE SIGNS of our times, you risk being obsolete.

  • Medber July 27, 2014

    Lingo,
    meska shoboro zegebooru kem bal China Abedomn kaloten kesab higi ab bet maeserti Adiquala yesakeu alewu neska ghin resekayom ab America tewarze aleka.Shame ,Ezgio meharena kerstos kab zemene TILMET

  • hawileito July 28, 2014

    I thaught Lingo is brave. But he lost his humanitarian education in the Catholic Education. Catholicism is about humanity, justice, cooperation and solidarity. Where is that Lingo? You grow up with Catholic family in a well known catholic community.

    Weldone Woldu Tecle for reminding him.

POST A COMMENT