Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ናብ ሳልሳይ ዳግመ-ርክብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር እናማዕዶና

ሓቀኛ ናፍቖትን ምድፍናቕን ዝደረኾ፡ ድሕሪ ካብ ዕስራ ዓመታት ንላዕሊ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር ናይ ቃልሲ ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣጋጣሚ ርክብ ዘበገሶ ጉዳይ`ዩ ኔሩ። ኩሎም እቶም ኣብዚ ኣጋጣሚ`ዚ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ንመጻኢ ብቐጻሊ መልክዕ

ሓቀኛ ናፍቖትን ምድፍናቕን ዝደረኾ፡ ድሕሪ ካብ ዕስራ ዓመታት ንላዕሊ፡ ናይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር ናይ ቃልሲ ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ኣጋጣሚ ርክብ ዘበገሶ ጉዳይ`ዩ ኔሩ። ኩሎም እቶም ኣብዚ ኣጋጣሚ`ዚ ዝነበሩ ኣባላት ሓደ ንመጻኢ ብቐጻሊ መልክዕ ዘራኽቦም መንገዲ ክህሉ ዘለዎም ሓያል ድልየትን ስምዒትን  ኣንጸባረቑ። ናበይን ከመይን ንምንታይን ዝብሉ ሕቶታት`ውን ብዙሕ ዋጋ ኣይተዋህቦምን። ከመይሲ ተራኺብና፡ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ቃልስና ዝተጠርየ ዕርክነትን ሕውነትን ነሐድሶ እዩ ዝነበረ እቲ ሃረርታን ድፍኢትን። ከም ናይ`ዚ መቐጸልታ`ዩ ድማ፡ ፈላሚ ርክብ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ ናይ 2012፡ ካብ ዕለት 27-29 ኣብ ደንቨር፡ ኮሎራዶ ዝተኻየደ።

ኣብ`ቲ ፈላሚ ርክብ ናይ ደንቨር፡ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ. ነበር፡ ኣብ ዘካየድዎ ናይ ዘተን ክትዓትን መደባት፡ ልቦና ዝመልኦ፡ ኣብ ሕድሕድ ምክብባርን ምርድዳእን ዝተሰረተ፡ ነብሰ-ነቓፊ፡ ናይ ልዝብን ናፍቖት ምውጻእን መንፈስ`ዮም ኣንጸባሪቖም። እቲ ዝተራእየ ኣወንታዊ ሃዋሁው፡ ነቲ ምብትታን ናይ ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ኣባላቱ ኣሕዲርዎ ዝጸንሐ ናይ ሓድሕድ ምንጽጻግን ዘይምርድዳእን ተመክሮ ብብስለት ዝሰዓረን፡ ተመኩሮኣዊ ብቕዓት ብስለትን ናይ ተሳተፍቲ ዘመስከረን`ዩ ነይሩ። ብተወሳኺ ብርክት ዝበሉ ኣብ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራን ኣብ ካልኦት ናይ ተ.ሓ.ኤ. ክፍልታትን ህዝባዊ ማሕበራትን ኣባላት ዝነበሩ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ቃልሲ ህዝብና ንዝነበረ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ተወፋይነትን ድልውነት ንመስዋእትን ዘመስክር ዘቕረብዎ ግላዊ ተዘክሮታት፡ ንዕኡ ዘሰነዮ ስእላዊ ምርኢትን ኣዚዩ መሳጢ ነበረ። ኩሉ`ዚ ናይ ደንቨር ተመክሮ`ዩ ከኣ ንተሳተፍቲ ብጉዳይ ምስናድን ምዕቃብን ዕጥቃውን ህዝባውን ታሪኻዊ ግደ ናይ ተ.ሓ.ኤ. ብዝምልከት ናብ ምዝታይ ዘምረሔ። ብተወሳኺ፡ ኣብቲ ፈላማይ ርክብ፡ ኩነታት ጥዕናን መነባብሮን ናይ ኣብ ሃገረ ሱዳን ዝርከቡ ውጉኣት ሓርነት ኣልዒሉ ተዛረበሉ። ሃለዋት ውጉኣት ሓርነት ሓደ ካብ`ቲ ብዓብዪ ሓላፍነት ክንጥምቶ ዘለና ጉዳይ ምዃኑ ኣመዝጊቡ። ኩነታት መነባንረኦም  ንምምሕያሽ ብዝተወደበ መንገዲ ንምስራሕ ብዛዕባ ክውሰዱ ዘለዎም ኣገባባት ኣመልኪቱ። እዚ ክልተ ኣርእስታት`ዚ፡ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረኽበ፡ ከም ቀንዲ ዕማም ናይ ቀጻሊ ርኽክባት ኮይኑ ክስራሓሉ ኣብ ምርድዳእ ተበጽሐ። ፈላማይ ርክብ ናይ  ኣባላት ተሓኤ ነበር ንቐጸልቲ ተማሳሰልቲ ርክባት እምነ ኩርናዕ ዘንበረ ኣተባባዒ መድረኽ ነበረ። ተመሳሳሊ ርክብ፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ናይ 2013፡ ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ ንኽካየድ ብምስምማዕ ተዛዘመ።  እዚ ቀዳማይ ኣኸባ`ዚ ንዳግማይ ርኽክባት ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. ነበር ኣቕጣጫ ዘትሓዘ ኢዩ ኔሩ።

ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ዕጥቃዊ ቃልሲ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈለመትን፡ ንስለ ምርግጋጽ ሃገራዊ ነጻነትን ሓርነትን ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ተጋድሎ ናይ ገዛእ ርእሳ ታሪኻዊ ቦታ ዘለዋን ውድብ ምዃና ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ ኢዩ። እዚ ታሪኻዊ ኣስተዋጽኦ`ዚ፡ ኣካል ናይ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ዘካትዕ የብሉን። ይኹን ዳኣምበር፡ ብድሕሪ ምብትታን ናይታ ውድብ፡ ታሪኻዊ ግደን ኣስተዋጽኦን ናይ ተሓኤ ብምስናድ፡ ናብ ቀጻሊ ወለዶ ናይ ምምሕልላፉ ጉዳይ ብኣባላት ናይቲ ውድብ ነበር ተበግሶ ተወሲዱ ብዝተማእከለ መልክዕ ክስነድ ኣይጸንሐን። ናይ ሓደ ተጋዳላይ ወይ ተጋዳሊት መዓልታዊት ተመኩሮ እንታይ ትመስል ነይራ፡ ተዘክሮታት ናይ ብኣካል ዝነበሩ ብግብሪ ዚተሳተፉ ዜጋታት ብግቡእ እንተዘይተመዝጊቡን ተዓቂቡን፡ መጻኢ ወለዶታት ሓቀኛን ዘይሻራዊን ታሪኽን ምስኡ ዝተኣሳሰረ ትንተናታትን ናይ ምርካብ ዕድሎም ዕጹው ክኽውን ከምዝኽእል ንምግማቱ ኣየጸግምን። ብዙሓት ዝተሰውኡሉን ዝሰንከሉሉን ንዓመታት ናይ ሂወት ጊዜኦምን ጉልበቶምን ናብርኦምን ዝወፈይሉን ተዘክሮታትን ታሪኽን ክስነድ ርትዓዊ እዩ። ይኹንምበር፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ንተመኩሮታትን ቅያታትን ተ.ሓ.ኤ. ንገለ ብመጭወይቲ ከም ናቱ ጌሩ ብምቕራብ፡ ንገሊኡ ድማ ብዕሽሽታ ክብድሎን ከም ዘይነበረ ክኽሕዶን ብዙሕ ፈተነታት ከካይድ ምጽንሑ ግሁድ ሓቂ እዩ። ናይ ተ.ሓ.ኤ. ወፈያ ንሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልስና፡ ንሓድነት ህዝብና፡ ንምምስራት ፍትሓዊትን ብልጽግትን ኤርትራ ምንእኣሱ ይኹን ምኽሓዱ ገበን`ዩ፣ ኣብ ታሪኽ ህዝብና ግቡእ ቦታኡ ዘይምትሓዙ ድማ ገዚፍ ስንፍና`ዩ።

ተመኩሮ ብዝወዓለ ክዝንተው ወይ`ውን ክጻሓፍ እቲ ዝበለጸ`ዩ፡፡ ተጋደልቲ ተሓኤ ነበር፡ ድሕሪ ምብትታን ናይ`ቲ ውድብ፡ ጥርኑፍ ብዝኾነ መልክዕ ንናይ ሓባር ተመኩሮና ንስንደሉ ዕድል ኣይተፈጥረን፡፡ ብዝተጠርነፈ መንገዲ ተመኩሮና ዝስነደሉን ዝዕቀበሉን ኩነት ኣይጸንሐን። ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነት`ዩ እምባኣር ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ብተጋደልቲ ተሓኤ ነበር፡ “ኣንቱም ሰባት ክሳብ ማዓስ ኢና ከምዚ ኢልና ክንቅጽል፡ እንተውሓደ ናፍቖት ነውጽኣሉ፡ ዝሓለፍናዮ ሓባራዊ ናይ ቃልሲ ተመክሮ እናዘከርና ነዕልለሉ ናይ ርክብ መደብ ዘይነዳሉ! ብዝብል ሓሳብ ዝተበገሰን ህያው ኮይኑ ዝቐጸለን።

 

ብድሕሪ ደንቨር፡ ኣብ ኣትላንታ ኣብ ዝተኻየደ ካልኣይ ርክብ፡ ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. ነበር ተግባራዊ ተመክሮኦም ዘንጸባረቕሉን፡ ኣገባብ ምእካብን ምዕቃብን ናይ ዝተጀመሩ ሰነዳትን ኣሳእልን ብዝምልከት ዝተዘርበሉን፡ ብዝያዳ ባህርያት ዳግመ-ርኽክብ ዝተዘተየሉን መደባት ዕዮ ዝተሰርዓሉን`ዩ ኔሩ። ዳግማይ ርክብ ኣብ ኣትላንታ 2013፡ ኣብ ተ.ሓ.ኤ ብዝነበሩ ጥራይ ኣይተሓጽረን፡፡ ኣባላት ናይቲ ውድብ ዘይነበሩን፡ ተ.ሓ.ኤ. ኣብ ኣጋ ፋሕ ምባላ ዝተወለዱ መንእሰያትን ዝተሳተፍሉ ስፍሕ ዝበለ ርክብ እዩ ኔሩ። ብርግጽ ናይ ኣትላንታ ርክብ ካብ ናይ ደንቨር ርክብ ፍልይ ካብ ዘብሎ ሓደ ነጥቢ፡ ኣባላት ናይ ተሓኤ ዘይነበሩ ዜጋታት ብዛዕባ ተሓኤ ብሓፈሻ  ተገዳስነቶምን ትዕዝብቶኦምን ዘመዝገብሉ፡ ኣብ ምስናድ ታሪኽ ተሓኤ ዘለዎም ሓያል ድለየት ዘንጸባረቕሉ፡ ንምርግጋጹ ንኽሕግዙ ድልውነቶም ዝገለጽሉ ምንባሩ`ዩ።

መጻኢ ዳግማይ ርክብ ናይ ኣባላት ተሓኤ ነበር እንደገና ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ፡ ካብ ስነ 27 – 29, 2014  ንመስርሕ ምስናድ ታሪኻዊ ኣበርክቶ ናይ ተሓኤ ብዝተጨበጠ መልክዕ መደባት ክስራዓሉን፡ ዝዳለው ሰነዳት ርጡብ ብዝኾነ ኣገባብ ተዓቂቦም ዘይሻራዊ ሓበሬታ ክውከስ ንዝደሊ ቅሩባት ብዛዕባ ዝኾኑሉን ክዛረብ ኢዩ። ከምኡ`ውን ድሮ ተጀሚሩ ንዘሎ ናይ ውጉኣት ሓርነት ናይ ምሕጋዝ ሓሳብ ጥርኑፍ መደባት ክወጽእ ኢዩ። ንሓዋሩ፡ ዕውት ውጽኢት ናይ`ዘን ክልተ ዕዙዛት መደባት እዚኤን ንኽሉ ብተመክሮ፡ ተዘክሮታት፡ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ. ንዝግደስ ናይ ሕልና ቅሳነት ክህብ ምዃኑ ዘየጠራጥር`ዩ። ብዓቢኡ ድማ፡ ንዝሓለፈ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ. ብግቡእ ምርዳእ፡ ንጊዚያዊ ሽግራት ሃገርና፡ ንመጻኢ ጉዕዞ ህዝብና ቅኑዕ መንገዲ ኣብ ምትሓዝ ዓቢ ኣበርክቶ ከም ዝህልዎ እምነትና እዩ፡፡ ንኸም`ዚ ዓይነት ዕላማን መደባትን ዝህልዎ ኣኼባ ብሃንቀውታ ክንጽበዮ ዘለና`ዶ ኣይኮነን?

ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ፡ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ. ኣካል ታሪኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ከም ምዃኑ መጠን፡  ብዝተሰነደ መልክዕ ናይ ምድላው ሓላፍነት ብቐንዱ ናይ ኣብቲ ጉዳይ ዝዋዓሉ ሰባት`ኳ እንተኾነ፡ ተሓኤ ተካይዶ ዝነበረት ቃልሲ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ኮይና ስለዝነበረ፡ ካብ ዝተፈላልዩ ኣካላት ናይ ሕብረተሰብ ክመጹ ዝኽእሉ ሓሳባትን ርእይቶታትን ሓገዝቲ ምዃኖም እምነትና እዩ። ህዝባዊ ማሕበራት ከም ዘይፍለያ ኣካላት ተሞክሮ ተ.ሓ.ኤ. ኣባላተን ኣብ`ዚ ጉዳይ`ዚ ዚህልዎም ተራ ዕዙዝ ኢዮ። ብተወሳኺ፡ እዚ ታሪኽን ተዘክሮታትን ናይ ምስናድ መደብ`ዚ ውርሻ ናይ ምምሕልላፍ ዓቢ ዕማም ስለዝኾነ፡ መንእሰያት ክፋል ታሪኽ ናይ ንስለ ነጻነት ኤርትራ ዝተሰውኡን ዝሰንከሉን ዓበይቲ የሕዋቶምን ወለዶምን ንምድህሳስ ሓጋዚ ተራ ከምዝህልዎ እምነትና`ዩ። በዚ ኣጋጣሚ`ዚ እምብኣር ኣብ ኣትላንታ ይኹን ኣብ ካልእ ከተማታት ዝቕመጡ መንእሰያት ኣብዚ ዝመጽእ ናይ ዳግመ ርክብ መደብ ብዝስፍሐ ክሳተፉ ንዕድም። ምሳና ኣኼባታት ክከታተሉ ዝቐነዩ ኩሎም ዓበይትን ንኣሽቱን ኤርትራውያን እናኣመስገና፡ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ኣኼባ`ውን ክሳተፉ ንዕድም።  ብሓጺሩ ኩልኹም ኤርትራውያን ዕዱማት ኢኹም።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
34 COMMENTS
  • mera March 23, 2014

    ዳአግመ ርክብ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ጽቡቅ ሐሳአብ እዩ ግን እቲ ታሪክ ናይ ኵልና እዩ ክስነድ አለዎ ዓመት ዓመት ምእካብ ጥራይ አይኮነን ነቲ ውዒሎ ንስኩም ስለ ዚወእዓልኩምዎ እቲ ታሪክ ንክስነድ ሐደራ ገለ ምከሩኡ

  • Paradiso March 23, 2014

    Are you wondering like me why the so called “ELF Reunion” group keeps on using a photograph of a Fascist Italian cavalry of a colonial conscript riding a horse with full colonial army military dress and boots?
    What were they thinking when they started to use these fascist era photograph as a “coat of arms” of the ELF reunion on their communications?

    The Awate website itself and its editor, Salih Gadi Johar, had long disassociated himself from the same photograph that he had first started posting on his front pages. Salih Gadi wrote “the picture of the man on the horse is not Awate by the way”.
    Ghirmay Yebio’s response was: “You have also mentioned that the picture is not that of Awate. That would not surprise me at all, after all the whole Eritrean struggle was based on deception and a mountain of lies which has kept the Eritrean people on a vicious circle of misery for half a century. It is time to propel to the forefront and discuss the hitherto taboo topics and issues that have thrown the nation and its people into such an abysmal situation.

    I am sure more and more Eritreans would begin reexamining and further putting the Gedli version of Eritrean history under the microscope. That would help us get our voice and what we want to be as a people or else face a shameful demise and extinction both as a people and a nation. It is time for an honest and genuine appraisal. I will try to make my very modest contribution in this aspect, because I care as an Eritrean and because I have paid a very heavy price because of the mistake of so called “Ghedli” and I do not want that to be repeated. “

    • SAVING YOUNG ERITREANS March 23, 2014

      Respected Paradiso ,

      I believe ELF is right to use the fascist Italian Calvary..It shows honesty.Let me explain..
      It was fascists who lied to us that we were not Ethiopians ..because we were not savages like the AMHARA who eat raw meat ,nor werte we like the Tigray people who made their footwear from big truck tires..THAT IS THE ONLY REASON WE ERITREANS STARTED OUR USELESS STRUGGLE.
      THAT WE WERE BETTER THAN THE FEUDAL ETHIOPIANS WHO DID NOT EAT SPAGETTI FROM ITALIANS’ GARBAGE. I SAY BRAVO ELF.WE WERE FASCIST BITCHES & NOW WE ARE BEDOUIN’s’ BITCHES:
      WE WERE PIMPS IN ETHIOPIA,BUT A WHORE NEVER FEELS COMFORTABLE WITH CUSTOMERS THAT RESPECT HER…SO WE ARE HERE BITCHES !!!

      The Brilliant & extremely wise
      UNCLE SYE

      • ahmed saleh March 23, 2014

        At this unfortunate moment Eritreans especially the justice
        seekers expect word of encouragement not silly or degrading
        remarks . I rather restraint myself from unhealthy dialogue .

      • FitHawi March 24, 2014

        Saving Young Eritreans,
        You idiot! Stay away from the Eritrean website at all. Don’t pretend as if you are Eritrean.
        I don’t want to extend negative statements against the Ethiopian People, let them be Amhara, Tigrians or else, because of you, gutless individual’s useless comments.
        As a reminder, however, when you come to what you call “bedouin bitches”, it is true, Eritreans (including Ethiopians and others) have become victims of the savage Arab bedouins for the last several years. It is pure “rape”.
        But, but, but.. look at the so called bitches in UAE, Bahrain, Quatar, SA, Yemen, North Sudan, South Sudan, South Africa, etc. Where are they from? Who is the number one bitches exporter country in the world? You might have many bitch relatives in every part of the world who left their country, solely with the same aim from the very beginning.
        And once again, please stay away from the Eritrean website.

        • SAVING YOUNG ERITREANS March 24, 2014

          fitHawi ,

          My remarks was directed at Eritreans like myself who are over 50 years old. We are responsible for the pure rape that is happenning to the young people.
          My comment was based on reality explained in a sarcastic street language. that is the only crime I am guilty of. ie. for having a bad humor.But you are assuming I am Ethiopian ,Son, according to the new map I am Eritrean & I am bitching because I am angry at what is happenning to my people.
          Read it again,understand the inner anger of my figurative comment,OTHERWISE DO NOT INSULT ERITREANS BY ASSUMING A SOPHISTICATED & WISE PERSON COULD ONLY BE LIKE ME…..I am wise Eritrean ,I know it sounds an oxymoron..but it is true.Look..Uno,due,tre,cuatro,lasagna,va fare un culo (vafanculo).

          እቲ ናይ ብሕሶት ነጻነት ክፍርሙልና ከለዉ ድኣ ፣ናይ ዓጋመ ፊርማ ኣይንቕበልን ኢና ዘይበልናዮም።ባናና ሸትወት ኣቢሉካ እንተወደቕካ ድማ እዘን ዓጋመ እየን ኣውዲቐናኒ ክትብል ኢኻ።ምኽንያቱ ዕድመ ንህግደፍ ባናና ውን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣይመስለንን።

          እምባሕ ጥራይ በል ወዲ ዓዲ
          (በቕሊ እንታይ ትወልድ፧በቕሊ ድኣ በቕሊ ትወልድ እምበር እንታይ ድኣ ፧)ሕጂኸ ኤርትራውነተይ ኣሚንካለይዶ፧ነቶም ዝገድኡኻ በደዊን ክኣ ሕነ ብክንፈድየልካ ኢና ኣጆኻ

          • Gideon March 24, 2014

            The one and only genuine brilliant SYE,

            Thank you for all your smart inputs. It is highly appreciated by our young generation and please continue writing and providing us your amazing talent and wide knowledge. Don’t be distracted by some riffraffs and korakur nay higdef who are just cowards and so irrelevant. Eritreans are prone to extreme national emotions and syncs……emotions that couldn’t let us to move forward rationally and judiciously to challenge the current reality.

      • Asmeret March 24, 2014

        unclesye are afraid they are back!

    • Hagherawi March 23, 2014

      “Are you wondering like me why the so called “ELF Reunion” group keeps on using a photograph of a Fascist Italian cavalry of a colonial conscript riding a horse with full colonial army military dress and boots?”

      Paradiso aka Bokre

      You are very angry at him because you lost your Mama Ethiopia.
      We know very well that a rootless like you will hate a hero that gave back Eritreans their dignity and freedom.
      You prefer to keep complaining instead of adjusting or going back to your ancestors land. Shame on you !!

    • Gideon March 24, 2014

      Paradiso,

      I agree with all what you said about the so called “ELF Reunion” shit. As they say “We learn from History that people learn nothing from History.”

  • ahmed saleh March 23, 2014

    THEY ARE THINKING THAT THEY ARE THE CHILDREN OF WEDI AWATE and they show you that with pride .
    So what are you going to do about that ? Nothing except trash talk .

    • Paradiso March 23, 2014

      Salih Gadi Johar wrote on this photograph: “the picture of the man on the horse is not Awate by the way”. It is a picture of a Fascist Italian cavalry colonial conscript.

      • ahmed saleh March 23, 2014

        Really he said that ! I was not wrong to call you a coward .
        That is why all these time I couldn’t see honesty in your part except twisted mind ( LIBI TUWUYWAY )
        mister paradiso , mister hazhaz , mister Combishtato , mister tezareb , mister ……, mister LOSER .

    • ahmed saleh March 23, 2014

      Unionists and cowards never had connection with Eritrean revolution and they are not allowed
      to have a right to question its integrity . If those cowards underestimate our people sacrifices
      since colony era , genuine Eritreans know how to defend their true history and identity not from
      the lekhbat voicer types who change his identity 100 times like NEFAHITO .

      • Paradiso March 23, 2014

        Ahmed writes, ” genuine Eritreans know how to defend their true history and identity”

        Is burning your own languages such as Tigre and Tigrinya to pretend an Arab, and selling Eritrean boys and girls to savage Arabs the way you defend what you called “true history and identity”.
        An Arab Abeed and an Arabist like you has no honour except “Abeedism”.

        • ahmed saleh March 23, 2014

          Mr Halewlew
          Tired to hear same childish nonsense talk of Arabs , Arabs …….. .
          It reminds me the time Ethiopians accuse Eritrea by saying
          they want to sell the land to Arabs . Well it is our land and
          it is nobody business except the owners again ” genuine dekibat.

          • Mehret March 24, 2014

            Salih,
            But now after paying so many lives, when we think that we are free, our girls, our boys and our children are being sold to be raped, humiliated and the killed for organs by the arabs and people who consider themselves arabs!
            No only this they are sucking our people out of their money by kidnapping and demanding unbelievable amount of money! What they have done to us in the last 10 years will go down in history. Our children will learn this. Arabs have a lot to answer for!
            Surprisingly, some Eritreans want Arabic language even when they can not speak it properly. We may use the language in the future but not now, maybe when our wound get healed

        • Asmeret March 24, 2014

          paradiso go home!

    • Gideon March 24, 2014

      ahmed salih

      ‘THEY ARE THINKING THAT THEY ARE THE CHILDREN OF WEDI AWATE’. I will translate this to mean THEY ARE THINKING THAT THEY ARE THE CHILDREN OF A SHIFTA AWATE and they hide it with shame. It was your generation that fought for independence, not the one before you or the one after you. And all we have gotten out of it is death, disintegration and emigration. Our culture is slowly dying, what a price to pay for a “independence”! Don’t tell me it is shabias/higdef’s fault, jebha wasn’t better either from what i have been told. My poor young generation fought in the senseless/meaningless barbaric border war for Isaias’s fun. In short, the freedom you fought for is no freedom, it is slavery to my young generation. However, if it is freedom for you losers/failures lot then go and enjoy it.

  • Paradiso March 23, 2014

    This is what Salih Gadi Johar wrote on this Fascist Italian era photograph on Facebook linked to Asmarino:

    “Saleh Gadi Johar · Top Commenter · Keren secondary school . October 15, 2012 at 7:02pm

    Selam Ghirmay,
    Honestly, when I glanced at your article and saw some archive photos, including the bombastic sub-title you provided (not to mention the importance of the subject) I expected to see serious (if not a researched) work. It seems most of your material are from this website: http://www.amedeoguillet.com/funeral/, Wikipedia, some of which is awate.com’s work, plus a photo from shabait. That is not the issue though, I kindly ask you to educate me if you would please by providing any reference or evidence on how out of tens of thousands of Asakaris, you linked Awate to Amadeo’s adventure. One more thing: the picture of the man on the horse is not Awate by the way, according to someone who is related to the man in the picture which he know before someone posted it on the Internet claiming it is Awate—and it went viral.
    I can get you in touch with him if you wish, just tell me.”

    The link to Asmarino:

    http://asmarino.com/articles/1554-awate-was-a-trigger-happy-ordinary-outlaw-shifta-a-hero-of-fascist-benito-mussolini-

    =====================================================

  • Paradiso March 23, 2014

    This is what Salih Gadi Johar wrote on this Fascist Italian era photograph on Facebook linked to Asmarino:

    “Saleh Gadi Johar · Top Commenter · Keren secondary school . October 15, 2012 at 7:02pm

    Selam Ghirmay,
    Honestly, when I glanced at your article and saw some archive photos, including the bombastic sub-title you provided (not to mention the importance of the subject) I expected to see serious (if not a researched) work. It seems most of your material are from this … some of which is awate.com’s work, plus a photo from shabait. That is not the issue though, I kindly ask you to educate me if you would please by providing any reference or evidence on how out of tens of thousands of Asakaris, you linked Awate to Amadeo’s adventure. One more thing: the picture of the man on the horse is not Awate by the way, according to someone who is related to the man in the picture which he know before someone posted it on the Internet claiming it is Awate—and it went viral.
    I can get you in touch with him if you wish, just tell me.”

    The link to Asmarino:

    http://asmarino.com/articles/1554-awate-was-a-trigger-happy-ordinary-outlaw-shifta-a-hero-of-fascist-benito-mussolini-

    =====================================================

    • Hagherawi March 23, 2014

      Paradiso aka Bokre,

      Siraxka ghiber, baal beles !!
      Karma zinebere bizaaba jeganu kizareb aykilin iyu !!

    • ahmed saleh March 23, 2014

      The picture in question is from British colony Era may be on 1940’s . The Eritrean soldier we know all this time
      is Awate picture . Now someone said that is not exactly Awate , so what ? Purposely you try to make it a big deal
      to make an excuse for your usual attempts on bashing the legacy of Eritrean revolution history and when It comes to
      Weyane showering them words of praise and admiration . I think you guys missed them dearly , too sad .

  • ahmed saleh March 23, 2014

    Now I see the real picture behind these arguments .
    Again Eritrea is at the hand of it’s people and won’t
    compromise , period .

  • Lilay March 24, 2014

    ዝወደቐት ገረብ ሲ ምሳር ይበዚሓ ከም ዚበሃል፥ ሎሚ ህዝባዊ ግንባር ( ሻዓብያ) ሲለ ዚበኹቦኹልኩም ኣለና ኣይሞትናን ትብሉ ኣለኹም። በሉ ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይ ጸባ ንብለኩም።

    ህዝቢ አርትራ ኣብ ከመይ ኣሎ ንሱኹም ድማ ዚዓበዩ ጉድጉኣድ ትኹዓቱሉ ኣለኹም። ንሕና ህዝቢ አርትራ ጊና መትኩም ከም ዚተቐበርኩም ኢና ንፈልጥ፣ ብሞትኩም ዲማ ሕጉዛት ኢካ ኢንተዘይኮይና ሕዙናት ግና ኣይኮናን። ስለዚ ንዘይፈልጠኩም ማኢሲ ኣንጽፉልና በሉ። ኢንትርፎ ሓሶትን ጹንጹዋይን ካልእ የብልኩሙን ኣብ ማሕፉዳኹም።

    መራሕትኩም በዓል ዓብደላ ኢድሪስን ከሙ ኡን ገላይዶስ ዲዮም?

    ረፈረንዱም ከይ ተድሚጹ ናጺነት ኣርትራ ኣይናምንን ኢልኩም ዶ ኣይበኾርኩምን?? ኢሞ ታሪኽኩም ንሒና ንነግረኩም። 1988 መራህትኩም ራስ ገዝ ይቅበሉ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዲማ ኣብ መስሓሊት ( ግንባር ከረን) ይደራገሙ።
    ኢስከ ጊደፉና በዓል ሓርኢ እኽሊ። ካልእ ዓቢ ሽግር ኣለና ፍታሕ ዘድሊዮ።

  • selamawit2 March 24, 2014

    Subject: Poll on Eritrea-Ethiopia relation

    Dear Assenna-Community (except Iseyas puppets without learning aptitude),

    I have the impression, most of us are open minded and don’t need and don’t want to hide
    their points if views. But in case of the relation between Eritrea and Ethiopia there is a lack of transparency here – this leads to a lot of misunderstanding and inefficiency in our communication.
    But this transparency is essential for understanding each other!
    You know, I don’t want to end up like all the Iseyas puppets “accusing” people (for no reason) whether to be “not Eritrean” or a kind of sneaky Ethiopianistic untity advocacy trying to brain wash us for their own benefit – at least i don’t want to accuse wrongly!

    So why going all around the houses – let’s go a direct root! Therefore i want to start a kind of a intern poll in this forum with the following question:

    (As a tendency)
    DO YOU WANT ERITREA AND ETHIOPIA TO UNITE?

    A: NO. (for any reason)
    B: YES. (for any reason)
    C: I AM Not SURE. (for any reason)

    Please select A, B or C.
    Thanks you for Your participation!

  • selamawit2 March 24, 2014

    Subject: Poll on Eritrea-Ethiopia relation

    My answer is:

    A: NO. (for any reason)

    Why? Because I think you can’t dissolve a sovereign country due to (even with biggest) domestic political problems.
    But Ethiopia should be our most important ally!

  • Denden March 24, 2014

    Those fanatics and fundamentalists who do not accept the reality that Awate was shifta, colonial servant and loyalist waged war against british because he could not accept that his Italian masters lost the war his survival was dependent upon the Italian colony and he wiped out our indigenous population and you fanatics trying to defend such individual. People want to see the true Eritreans who fought colonisation from the first onset like Bahta segeneity as a national hero. Those extrimists tried hard and their best to hide the truth of awate criminal history and he was nothing but an Italian spy and soldier who was only interested on promotion.
    Ahmed Salih, everyone can see from your writing that you have religious inclination towards awate. You want to kill everybody who do not like awate. First you said it was awate in the picture and EPLF were all along saying that our struggle cannot associate with the shifta nor with the flag we were given by UN. Let me refresh your memory that it was only in the mid 1980 that EPLF started to celebrate bahti meskerem.
    To all the Ediots with habesha names and I do not think it is your true names who are trying to protect shifta to death: why do not protect your sisters and daughters from rape by arabs, rashaida, buduin first cawards?Secondly why do you accept the Rashaidans as Eritrean just because a handful of people in EPLF gave them Eritrean cirtizens? Why did you accept the abolishing of tribe ELITE from our ethic group?Ahmed salih, your language is not Arabic but people from saho, tigre, bilein, jeberty do not have anything in common such as language, culture, custom tradition but you are united to implement foreign Arabic language just because you are all muslims and on the other hand the kebesa habesha have everything in common with tigray people language, religion, culture, customs and you tried to make a rift between us and once we are weak and alone in Eritrea you want to ethnic cleanse us of course you are in harry to demarcate the border with Ethiopia so that Ethiopia will never come to protect the kebesa people from ethnic cleansing. Yes we have seen it before no Eritrean media want to report it but some brave Sudanese newspaper reported it that the Haman kidnapping and rape was as a result hate between tribes in Eritrea. Westren Eritrea belong to the binamir, nara and hadendawa and they are the one who are kidnapping and raping and selling habesha people to rashaidans. Tell me how many Tigre, Binamir, Nara were abducted raped and sold like slave from their own land? None because they are the mastermind of all this rape and torture. Did they have a memorandum of understanding with the Rashaidans to only rape and kidnap habesha kebesa people.
    demo.archive.assenna.com radio erena if they realy seving the truth why do not bring the truth to light but all you want to talk is a forced unity at all cost of habesha kebesa people. Tell me how many Tigre, Binamir, Nara were abducted raped and sold like slave? None because they are the mastermind of the all this rape and torture.Let me ask you, if these kidnappings raping was happening to all the muslims only who are crossing to ethiopia on the border between Ethiopia and Eritrea and on the Mai Aini camp and Adi Harish camp, you would have said the kebesa habsha are collobrating with Ethiopians to rape and sell muslims and believe me you would have asked the arab muslims and your muslim brothers in Philippines and Indonesia for support to eradicate Christians from Eritrea. If the Eritrean media do not address the role of those Tigre, Binamir, Hadendawa to the rape and kiddnaping on their soil as well us in Sudanese soil nobody going to listen to their call for unity and people use them as entertainment but not as a driving force. Just keep saying our meeting was successful and ask for unity for the next 100 years living on western countries and keep wasting people’s time meeting after meeting.

    • selamawit2 March 26, 2014

      Denden,

      without commenting the details of your comments aimed at Brother Ahmed Saleh:
      you remember, we had a debate some days ago and you took me wrong…
      Now you do him wrong – he is not such a person.

POST A COMMENT