ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ (Eritrea in the news)
ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ (Eritrea in the news) ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ፡ ብ Eritrea Focus እተዳለወ፡ Eritrea in the News ብዝብል ኣርእስቲ ፡ ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ ዘርኢ፡ ክሳብ መወዳእታ መስከረም ዝጸንሕ ምርኢት ኣብ ለንደን ተኸፊቱ ምህላዉ ይፍለጥ። "ሓንቲ ስእሊ ካብ ሽሕ ቃላት ንላዕሊ ትገልጽ" ከምዝበሃል፡ ብወገነይ እቲ ምርኢት ኣዝዩ ሰሓብን መሃርን ኮይኑ ረኺበዮ። ኣብዚ ጽሑፍ'ዚ ንውሑዳት ግንከ ንእዋነን ይገልጻ እየን ዝብለን ስእልታት ምስ ትዕዝብተይ ኣተሓሒዘ ንኣንበብቲ ከካፍል ክፍትን'የ። [gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/09/eri-photoexhibition-2012.pdf"]
ታሪኽ ኤርትራ ብስእሊ (Eritrea in the news)
ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመረ፡ ብ Eritrea Focus እተዳለወ፡ Eritrea in the News ብዝብል ኣርእስቲ ፡ ታሪኽ ኤርትራ ብስእ