Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተ/ይ ቢተወደድ ኣብራሃ።

ሕ/ሰባዊ ንጥፈታት ብደቂ-ሰብ ከምዝዕመም መጠን፡ ውህሉል ፍጻመታት ውልቀ-ሰባት ተደሚሩ ኢዩ ሃገራውን ዓለማውን ታሪኻት ዝኾነልና። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ብፍላይ ፖለቲካዊ ታሪኽና ብፈጸምቱ ደቂ-ሃገር ተዓሚሙስ ድሕሪ ከቢድ መስዋእቲ፡ ሃገርና ከምዓ ለማ ሃገር ኮይናትልና። እናሓደረ ዝተጋህደ ነገር እንተኣልዩ

ሕ/ሰባዊ ንጥፈታት ብደቂ-ሰብ ከምዝዕመም መጠን፡ ውህሉል ፍጻመታት ውልቀ-ሰባት ተደሚሩ ኢዩ ሃገራውን ዓለማውን ታሪኻት ዝኾነልና። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ብፍላይ ፖለቲካዊ ታሪኽና ብፈጸምቱ ደቂ-ሃገር ተዓሚሙስ ድሕሪ ከቢድ መስዋእቲ፡ ሃገርና ከምዓ ለማ ሃገር ኮይናትልና። እናሓደረ ዝተጋህደ ነገር እንተኣልዩ ግና ንወያ ዝተመነናያ ሃገር ዝፈታተን ተርእዮ ሰማይ ዓሪጉ። ሃገርና ብታ ሪኽ ተበጃዉነት ህዝባ ከምዘይተወለደት፡ ንምስላባ፡ ንምብሓታ ካብተደለየ ግዳ ታሪኻ ክነጽፍ ኣለዎ። ታሪኽ ምጉዕጻጽ ዝከአል ንፈ ጸምቲ ታሪኽ ብምጽናት ኢዩ። ብካልእ ኣገላልጻ ታሪኽ ከም ውቅያኖስ እንተተመሲሉ፡ ወዲ-ሰብ ድማ ኣብቲ ባዕሉ ዝሰርሖ ባሕሪ ታሪኽ ኢዩ ዘንሳፍፍ። እቶም ኣብኡ ዝሕምብሱ ኣህዛብ ድማ ከምዓሳታት ክበሃሉ ይከአል። ስለዚ “ዓሳ ንምጽናት ውቅያንስ ወይ ባ ሕሪ ምንጻፍ“ ብዝብል ውጥን ዘዝተለኽፈ ዘበለ በሓቲ ገባቲ፡ ነዚ በጺሕናዮ ዘለና ዓለማውን ሃገራውን መልኽዕ ክንርኢ ኣብቂዕና።

ከምትፈልጥዎ ታሪኽና ብኸምዚ ዝተገለጸ ፖለቲካዊ ጻውቲ ዝተወጠረ ኢዩ። ደቂ ኤርትራ ከምኣናብስ ሃገርና ካብ መንጋ ጋ ጸላእቲ ኣናጊፍና ከነብቅዑ እንተኾነስ ብገዛእ መራሒና ተገዲና። ኣብ ርእሲ ተጋዳላይ ህዝብና ብስዉርን ግሁድን፡ ብ ንጽልን ጅምላን ዝተፈጸመ ወንጀል‘ሞ ብጽሞና ሕሰብዎ። ብሰንኪ ግርህነትናን ሃገር ንምሕራር ክንከፍሎ ብዝነበረና መስ ዋእትን፡ ጀጋኑና በቢሓደን ብጉጅለን ተተሓኒቖም ናብ መዳጎኒኦም ኣምሪሖም። ኤርትራ ከርሳን ባሕራን ደሪቑ ንሕና ህዝ ባ ከኣ ልክዕ ከምቲ ማይ ገዲፍዎም ዝነጸፈ ዓሳታት፡ ብሰንኪ ዘይስኒትን ጥምረትን፡ ብዘይ ድርዕን ዋልታን፡ ናብ ምጽናት ኣምሪሕና። እንተኾነ ሓደ ፍጹም ነገር ኣሎ። ሓቀኛ ታሪኽ ንዘንተ-እለት ነይሩን ክነብርን ኢዩ። ወዮም ንሶምን ቅያታቶም ን ነይሮም ከምዘይነበሩ ክድፈኑ ዝተፈረዱ ስዉኣትን ህሉዋትን ሓርበኛታትና ከነዘንትወሎም ጥራይ ዘይኮነ ብመሰረቱ ድ ማ ሓርበኛ ዘይነብር‘ዃ እንተኾነ ታሪኹ ከምዝውረስ መጠን ንጀጋኑና ከነዘንትወሎምን ክንወርሶምን መብጻዓና ኢዩ።

ሓደ ካብዞም ግዳያትና እቲ ኣባል ማ/ሽማግለ ህ.ግ ነበር ተ/ይ ቢተወደድ ኣብርሃ ኢዩ። ንሱ ካብ ዝቕየድ ንደሓር ማለት ካብ 22-10-91 ንነጀው ሰለስተ ግዜ ዝተሓላለኸ ፈተነታት ከምዝተፈተነ ሰሚዕክሞ ትኾኑ።

– ብሕጊ ከምዝተፈትሐ ተመሲሉ ተፈንዩ። ሽዑ ግን ንሱስ ንዕዑ ብዝርድኦ ነገራት ኣይሃደመን። ደጊሞም ድማ ረኩዕዎ።                                                                                                                        – ብሓይሊ ከምዝመሎቐ ተመሲሉ ከምዝሃድም ተገይሩ። ሽዑ‘ውን ኣይሃደመን። ብኣንጻሩ ብተሌፎን ክጻረፎም ሓዲሩ።                                                                                                                         – ስዒቡ ዝመጸ መስርሕ ብዙሕ ውዲታት ከምዝነበሮ ኢዩ ዝተወርየሉ። ንኣብነት ምስቲ ሃዲሙ ዝተባህለ ተማሃራይ ዩኒ ቨሪሲቲ ክሃድም ተለሚኑ ከምዘቕበጸ ሰሚዕናዮ። እቲ ተመሃራይ መቸም ሽዑስ ብጎራሕ ሽርሕታት ‘ከምዝሃደመ‘ ተወርዩ ሉ ኢዩ። ክሳብ ክንድኡ ካብ ቤት-ማእሰርቲ ክሃድም ካብሰለጦስ ዳሕረዋይ ንጥፈታቱኸ ንዝምልከት‘ሞ እንድዒኸ።

ቢተውከ ንክሃድም ካብተዓደመ እንተዝብገስ እንታይኮን ምሰዓቦ?

ንነገሩ ሃዳምነት ከምርእሱ ዝኻአለ ተበግሶ ኣወንዚፍና፡ ስለምንታይ ኢዮም‘ዞም ኩሎም ገዳይም፡ ምኩራትን ሓለፍትን ተ ጋደልቲ ዝነበሩ ክሳብ ካብወጻኢ ተመሊሶም ክእሰሩ መሪጾም? ንምንታይከ ከምቲኩሉ ዝርአ ክቐትሉ ክኣስሩ እናኻአሉ ከ ምኡ ዘይደለዩ? ንመን ካባና ኣሚኖም ኢዮምከ ተተጎቲቶም ዝተቐፈዱ? ብዝኾነ ከምኡ ዝኣመሰለ ጐነጽ ብዘይምድላዮም ን ብዘይምህዳሞምን ክሳብ ሕልፈቶም ተኸዚኖሙልና ኣለዉ። ንሕና ‘ ሰላማውያን ተቓለስቲ‘ እምባአር ቀዳሞት ኣየናገፍ ና ዳሕረዎት ኣየስረርና። ንጉሆ ንጉሆ ዎየ……. ኮይኑ መዝሙርና።

ኣብዚ መፋርቕ ቃልስና ከምኣ ኮይና ተሪፋ ኣላ ኤርትራውነት!!

ቢተወደድ ን22 ዓመታት መመላእታ ፍትሒ ኣይረኸበን። ብምዃኑ ዋላ‘ዃ ብሂወት እንተሃለወ ደጊምሲ ዳግማይ ኣምሊ ሱ ንመሰሉ ክሟጐት ክንደየናይ ተኽእሎ ከይህሉዎ። ንሱ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ኮማንዶ ከምምንባሩ መጠን፡ እሞ ድማ ሰራ ዊት ኮማንዶ ምስቲ ሽዑ ዝናኦም ንምጅላሕ ብዛዕባኦም ዝተነዝሐ ወረ፡ ክቡር ሓድሽ ፕረሲደንት ኤርትራ ከኣ ንሳቶም ምእንቲ መሰሎምን መራሒኦምን ክብሉ ክላዓሉ ይኽእሉ ኢዮም“ ዝብል ስግኣት ስለዝነበሮ ነቲሰራዊት ሓድሽ ሙእዙዝ መራሒ ተካኣሉ። እቲ ሑሩይ መራሒ ብሕልና ክቡር ፕረሲደንት ንኣባላቱ መመዝሒቑ ዝቕፍድ ክኸውን ነይርዎ።

ብሓቂ ሙእዙዝ  ምዃኑ ቡኡ ንቡኡ ዘመስከረ መራሒ!! ክሳብ ግምባር ነፋሲት ወሪዱ ምስቶም መረዃኹስ ዝብሬናቶም ስንኩላን ተሓናኒቑ ብስያፍ ዝዓጸደ፡ ዘጽሓየ ሙእዙዝ! ብዝወዓሎ ዕዉት ውዕሎ ድማ ካብኢድ ወዲ-ወርቂ ማህጸን ንሻን ወርቂ ኣንበሳ ዝተሸለመ ጅግና!!

ኣይትሓዙልና፡ ዋላ ኣርቲፊሻልነት ወርቂ-ማህጸን ኣዳቒቕኹም ተርጉሙዎ፡ ፈተናዮ ጸላእናዮ ከምኡ ዝዓይነቱ ትዕዝብቲ ከምዘለና ድማ ከይንሓብእ ኢለ ጥራይ ኢየ። ክሳብ ለይቲ ሎሚ ድማ ንሓርነት ሃገርና ዝበቕዐ ሰራዊት ወይ መራሒ ኣይ ተራእየን። ከምቲ ናይ 102፡ ከም ጀነራል ደምሴ ቡልቱ መኖምከ እዃ ፍኒፍኒሕ። ሎሚ፡ ጽባሕ ከምዝመሓየሽ እናተመኽ ነየ ተኾድጭካ በላዕተኛ ምጽባይ ኮይና ዕድልና።

ስብሓተ-ወዲሓጎስ፡ እኒ ውጩ ፍሊጶስ                                                                                                ሰብ ድርብ ሹቶላት፡ ናይግምባራት ኣናብስ                                                                                                               መዃንንቲ ኩሉምሎም፡ ከዋኽብቲ ጸጽዒኖም                                                                                           ፍታሕ ብዒዳቶም፡ ከፍአ ግን ናይ ኣድሓኖም።………. ይበሃል ኣሎ ።                                                               መሬት ብንጉኡ፡ ከልግቡሉ ከክፉኡ                                                                                       ደገፍቱ ክምስክሩ ንጽሬተ-ሕልናኡ                                                                                 ሎሚ ‘ታይ ረኸቦ ዘጸግዕ ናብ ኣያኡ                                                                                           ዶስ ሓቂ ነይራ ‘ታ ጥንታዊት ሳጓኡ………….‘ውን ኣለዎ።

ስለዝተባህለ ጥራይ ኢየ ዝብል ዘለኹ። ሓያለይ ካብ ህዝብና ነቲ መዋእሉ ከምሓደ ተበላጺ፡ ከም ሓደ ‘ፈራህ ኣንበሳ‘ እና ተመሰለ ዝሓለፈ ኣድሓኖም ድሕሪ ማእሰርቲ ናይቶም “ምስኦም መኺረ“ ዝብሎም መማኽርቱ ኣብ ዘካየዶ መደረታት፡ ን እለቱ ንጉጅለ ህግደፍ ቀራሲሙ ንጉጅለኡ ከናግፍ ወጢኑ ዝቖረጸ ህቡብ መራሒ መሲልዎ ከም መስተርሆት ዝተምየኖ ሰብ ኣይወሓደን። እንተኾነስ ኣይግድን። ኣማስያኡ ንዋቱ ጠራኒፉ ኣ.ኣበባኡ ምስተደርገመ ኩሉ ፖሊሲታቱን ውጥናቱን ጠ/ይ ሚኒስተር መለስ ከምዝሰርሓሉ ከምዝተረኸ ተወረየ‘ሞ፡ “ያእ፡ እቲ ወረስ ወረ ጥራይ ኢዩ“ ክበሃል ድሕሪ ምጽናሕ እንሆ ሎሚ ኣብ ዘመተ “ሚስ/ዲስ ኢንፎርሜሽን“ ተሸኺሉ ተሪፉ ካላእ ክልተ – ሰለስተ ሳዕ ይሰመዮ!

ተስፋይ ገለ ቴክኒካዊ ጉድለታት ተዛሪቡ ክኸውን ይክእል። ንበል ኢሳይያስ ብደዉ ይተኩስ ተኾርምዩ፡ ስልጣን ብስሪኡ የምጻኣዮ ብቀምሹ፡ ከምኡ ድማ ብሓቂዶ እቲ “ክቐትሎ መጺኡ“ ዝተባህለ ሓቅነት ነይርዎ? ኢልካ ብዙሕ ምተባህለ። ብ ተወሳኺ እንተኾነ ከምቲ ተስፋይ ዝበሎ እተን ሓይልታት ኣብ ኣልጌን ከምዝነበራን ኣድሓኖም ንርእሱ ኣብ ሓይሊ ዓሊ ሒና ከምዝነበረን ዝትርኹ ህሉዋት ኣለዉ። ከምቲ ኣድሓኖም ዝበሎ ኣብ ገረግር እንተነበራኸ ነቲ መሰረታዊ መዛረቢ ዛዕ ባ እንታይ ለውጢ የምጽኣሉ ኮይኑ ኢዩ ኣድሓኖም ዝኣክል ሓርበኛ ቀቁምነገሩ ጐስዩ እራይ ምራይ ክቖናጥጥ ዝተሰምዐ?

“ወዲተምኖ ስትራተጂካዊ ጌጋ ጌሩ“ ዝብል ጽሕፈት ድማ ተጀሚሩ ኣሎ። ብወገነይ ንብዛዕባ ዓላማ፡ ስትራተጅን ስልትን ኣብ ዝኣመሰሉ ክልሰ-ሓሳባት፡ ዕጹብ-ድንቂ ገላጺ ጣቛታት ከቕርብ ዝበቅዕ ኣይኮንኩን። ይኹን‘ምበር ንመቃልስትኻ እና ኣዳቐቕካዶ ቃልሲ ኣሎ ኢዩ? ክብልሲ ክኢለ ኢየ። እዞም ተቓወምቲ እንተላይ ቃልሲ ተስፋይ ካብዘይማእምኦም ድኣ‘ሞ ነየናይ ድኽመት ህግደፍን ምስመንን ኮይኖም ኢዮም ክቃወሙ? እንታይ ዝምስሉ መንግስቲ ንምትካል?

ዕሉል ድማ ኣብ ፍጹም ዕሽነት ኣድሂብሉ። ኣውራ መዐወኒኡ እቲ ኩሉ ዝገብሮ ዘሎ ብስልጣኑን ብቕዓቱን ከምዝመስለና መሲልዎ ዓሽዩ። ኣይምትዎ መንእሰያት ሃገርና ‘ከይመትዎ እናሓለየሎም‘፡ ከምቲ ዝበልኩዎ ተሓቢኡ ዘሎ እናመሰሎ ገላ ይኡ ንሃገሮም ብኩሉ ክውፈዩላ ወጢኑ። ክለፍዑላ፡ ክስውኡላ፡ ክሽየጡ ክልወጡላ።/ ብሂወቶም ኮነ ተጐዝዮም!

መዓስ፡ ንመንን ካብምንታይን ከተድሕን ድኣ ኣድሓኖም ድሕሪ‘ዚ?

ሃውቲተዶ? በሉ ናብቶም ከምኡ ከይሪኡ ዝተሓየሩ ንመለስ። ንሳቶም ከምሽዩጣት፡ ዓደግቶም ድማ ኣመሪካን ወያነን እና ተባህለ ተዓሽና። ክሳብ ገለ ተጋሩ‘ውን ጥፍኣትና ንልምዓቶም ወሳኒ ሓቂ መሲሉዎም ተሰራሲሮም ኢዮም። እቲ ሽዑስ ህ ግደፍ‘ውን ዘይቕላዕ መሲልዎ ጥራይ ዘይኮነ ካልእ ምርጫ ከኣ ስለዘይነበሮ ብዙሕ ኣነዊርዎም ኢዮ። እቲ ሓቂ ግን፡-

ቢተው ከምኣብነት እንተወሰድና ከምዚ ስለዝሓሰበ፡ ስለዝበለ…፡ እናተባህለ ብዙሕ ብዙሕ‘ዃ እንተተወርየሉ፡ ዝኾነ ነገር ካብኣቶም ክስማዕ ምተመርጸ። ግናኸ ቃላቶም ክስማዕ ቃል ጎይታ ክሃጥም ስለዝኾነ ኣይተኻእለን። ዝኾነ ኮይኑ ንሕና ከ ምታ መብጻዓና በቢንኡስ ክፋላት እናገበርና ቀዳማይ ክፋል ሰነድ ናይቲ ቢተወደድ ኣብርሃ ብጋህዲ ዝተኸራኸረሉ ዛዕባ ንህዝቢ ክንፍዎ ደሊና ኣለና። ኣብ ዝቕጽል መደባትና ድማ ካልኣይ ክፋላት ኮነ ናይቶም ካልኦት‘ው ን ከነቕርብ ኣኻእሎ ክፈጥረልና እምነ።

ድሓን ቀንዩ።

04-07-13.

ጎደፋ፡

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
84 COMMENTS
  • Aklilu Fray July 5, 2013

    Godfa(goduf) kabaka da entay astemhro kethb? gen ni wodi Temno teblo alona deqi Berki Hbteslas alona deqi Akolguzay gezeka tezebe ni gudgad ena atowe hasot kefatin telmet entay kukono eyu enti neska gen avokoto wodi temno konka entay eyu Elam ketwoqeo delkum zelokum?
    ymin solomu woldemaryam isayes hahaha

  • Kabbire July 5, 2013

    In my view, Adhanom G Mariam’s attempt to tarnish Tesfay Temnewo in the name of “disinformation” is futile. Adhanom has become like the proverbial monk who tears up his headgear again and again to saw it back.

    • Yohannes Mehari July 6, 2013

      Tesfay Temnewo is discreidted. He may tell some horrific stories about the realities of war, but he chose to do it at the wrong time and for the wrong reasons.

  • NEW HOPE ERITREA July 5, 2013

    ¨ስረ ተሓሲማ ዕርቃና ዝወጸት ሙታንታ
    ብቑርን ጽሓይን ተገሪፋ ዳርጋ መይታ ¨

    ከመይ ´ላ ኣላ እታ ዓባይ ሙታንታ
    ዝሓለፈ ጉንበት ኣኽቢራ 20 ዓመታ
    ኣብ ገጠራትና ንሓያለ እዋን ጽሕጻሓ ኣቐሚጣ
    ግን 93 ተወልደት ስሪኣ ቀንጢጣ
    ካንሰር ዓለም ሎምስ ተፈንፊና ሸቲታ
    ነገር ኣድጊ ካብ ምማታስ ምጕታታ
    ኣስቢዳለ ኣትያ ወርቃ ናብ ሓሙኹሽቲ ቀይራታ።

    ኣየ ኣረጊት ሙታንታ ብዓሶ ኣማኻንያ
    እስራኤል ሰገደት ክትሕጸብ ብላቫንደርያ
    ምስ ኦነግ ኣልሸባብ ቅኒጅት ጠሪጣ ፈስያ
    ዕንቁርዖብ ዘይትኣክል ብዕራይ ክትከውን ደልያ
    ብሓሳዊ ታሪኽን መንነትን ቆንቍና እምበር በልያ
    ጠልቀፍቀፍ ክትብልዶ ካብ ራህዋን ጽጋብን ተፈልያ።

    ዕረፊ ተባሂላ ኩሉ ኵውሃባ
    ኣሻፈረኝ በለት ባድመ ደይባ
    ጣፍን ቡንን ናይ ሃገር ብነጻ ረኺባ
    ዕፉን ከይትበልዕ ወዲ ዓከር ምስ ጋባ
    ተጸፊዓ ወጸት ብቆረጣ ተለብሊባ
    እንተጸንሔት 2 ዓመት ንሃባ
    ጣልያን መጺኡ እንደገና እንተ ኣዓምበባ
    ኩርዓት ኣልቦ ሕስረት ዝቐለባ
    ኣነስ ምህላቐይ የ ቻው ሰብ መቐለ ሰብ ኣዲስ ኣበባ
    እታ ብላይ ሙታንቲ እንድያ ኣብ መቐመጫይ ለጊባ ።

    • NEW HOPE ERITREA July 6, 2013

      When I read my poem again and again ,I just say to myself ,what a brilliant guy .

      I needed a little pumping up.

    • ida July 7, 2013

      Resah!

  • NEW HOPE ERITREA July 6, 2013

    ከምቲ ወያነ ኣብ ባድመ ጠንጢናቶ ብምኻድ ዝወረረትና፣ ንሕና´ውን ንቻይና ክንወራ ይግብኣና ።ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቬስት ብምግባር ከይኣኽላስ ን ኣይ ኤም ኤፍ ብምውካስ እቲ ኢንቬስትሜንትን ልቓሕን ን ኢትዮጵያ ዝግበር ክብ ክብል ጠሊባ።ሓደ ስሙ ክጥቀስ ዘይደለይ ሓላፍነት ኣይ ኤም ኤፍ ዘለዎ ከሳልጦ መብጽዓ ኣትዩ።ዋላ ን ኣይ ኤም ኤፍ ውን ናብ ወያነ ስለ ዝተቐየረት ክንወራ ኣለና።ኣየናይ ዓዲ ዩ እሞ ኣይ ኤም ኤፍ ተባሂሉ ዝፍለጥ ???

  • Yohannes Mehari July 6, 2013

    As the UN famine warning center issues urgent reports that millions of Ethiopians are once again starving in the Somali populated Ogaden the International Committee of the Red Cross publishes a statement that the Ethiopian government has denied the Red Cross an operating permit to carry out relief work in the region. Blocking the Red Cross from relief work somewhere is almost unheard of yet when it comes to Ethiopia, headed by the G-20 “statesman” Meles Zenawi, this is business as usual.

    For the past four years all aid agencies, including the Red Cross, Doctors Without Borders and UN relief agencies have been blocked by the Ethiopian military from feeding starving people in Ogadenia. Millions of starving people, maybe as many as 6 million, though no can can say for sure because…no one is allowed into the region.

    Why is this? Why is there no outcry against this enormous crime against humanity, the blocking of food aid to millions of starving people?

    The answer lies at the doorstep of those “humanitarian interventionists”, the western countries and their puppets in the U.N. who pump billions of dollars a year into propping up the Meles Zenawi regime in Ethiopia. Ethiopia has for several years now surpassed Egypt as the largest recipient of cash from the west in the entire continent of Africa. While the exact amount is hidden deep inside the opaque reports gathering dust in the offices of the international financial cartels, the IMF reported that in 2010 Ethiopia’s import bill was $8.7 billion while it exported only $1.7 billion. $7 billion a year, in direct cash grants, loans that are inevitably forgiven (the bulk of so called African debt relief) or various methods involving financial chicanery, the bill has to be paid or the west knows all to well how quickly their East African henchman Meles Zenawi’s followers will abandon him. If Meles Zenawi goes, who will be the western enforcer in East Africa, the one who does the dirty work so the west can show the world how clean its hands really are?

    • Lilay July 6, 2013

      You don’t know what you are talking about. Just ” A little knowledge is a dangerous thing”

      secondly, A poor workman always blames his tools. ABELEKA ZEYBELUWOS ABZI ALEKU YBIL zibehal kemzi natka eyu.

    • Tes July 6, 2013

      Yohannes Mehari,

      What can I say to a loser a day dreamer. Who do you work for Mr Guhaf? First and for most this is eritrean forum and you should write about eritrea or the article on hand. If you don’t have anything to say which i believe a dump like you could not have any to share, just shut up and learn. What is to do with me and many likes me stuff related to ethiopia. For your group HGDEF are masters on deceiving and spreading lies and you are trying to implicate we eritreans are better than ethiopians in economical terms. Woowooo we are lining for bread for hours and no water and electricity for days after 23 years hooomoo great achievement by your standard. My this speed who knows where we could end. I feel sick when people like you try to distract from the main issue.

    • ida July 7, 2013

      Let Ethiopians worry about Ethiopia.

  • Kilite mot. July 6, 2013

    Dear Amanuel,I would suggest you to edit and block any article that trays to create a crack b/n the opposition as long as they are using a nick or pen name.Some one using with pen name dose not have any right to mention or black mail peoples names as in the way they want.Otherwise as to Godefa either he has to tel us the good history of our conscience prisoners or debate with a clear name otherwise he will be yemane monkey himself.

    • ahmed saleh July 6, 2013

      Kifle
      I keep saying that for a while to watch those who disguise themselves using various pen names
      to corrupt the forum of our country’s political discussions .

      • gebela Stoop July 6, 2013

        I also keep on saying that. Editing is very important. Our enemies are trying to derail us. The could be HGDEF/Gnbot 7. Amanuel, we know it is hard, but can we ask for your kind editing.

  • Stefanos Temolso July 6, 2013

    ሓው ጐደፋ፡ ምሳኻ ምሉእ ብምሉእ እሰማማዕ እየ። ኣድጊ ገዲፎም ጕላ ይትኵሱ ከም ዝብሃል፡ ኣድሓኖም ኣብ ክንዲ ኣብቲ ቀንዲ ነጥቢ ዝተኵር ንገለ እራይ ምራይ ህግደፍ እንተ ኸሰበን ካብቲ ኣትዩዎ ዘሎ ዓዘቕቲ መውጽኢ እንተ ኾኖን ኢሉ ንወዲተመነዎ ከጥቅዕ ከንቱ ጻዕሪ የካይድ ኣሎ። ብሓቂ ታሪኽ ክጽሕፍን ክነግርን ደልዩ እንተ ኾይኑ፡ ሎሚ ኣይኮነን ክገብሮ ዝነበሮ፡ እሞ ኸኣ ብኸምዚ ዓይነት ናይ ምክልኻል (ዲፈንሲቭ) ኣገባብ። ኣበይ ነይሩ እዚ ዓሰርተ ዓመታት ሕጂ ወዲተምነዎ ምስ ጨርደዶ ጸሓይ ከም ዝወቕዖ ልኻይ ጫዕጫዕ ዝብል? ኣድሓኖም፡ ኣይገበሮን’ምበር ዝነበረቶ እንኮ ምርጫ ኣብቲ ናይ 73 ምንቅስቓስ ብግጉይ መረዳእታ ኣንጻርቶ’ም ደሞክራስያውያን ባእታታት ደው ብምባል መሳርሒ ኢሳያስ ኮይኑ ከም ዝነበረ ምእራሙ ጥራይ’ዩ ነይሩ። ነዚ ካብ ዘይገበረ፡ ዕድመኡ ምሉእ ብውሽጡ ክጠዓስ ካብ ምንባር ሓሊፉ ንመንኰርኰር ታሪኽ ደው ከብል ወይ ንድሕሪት ክመልስ ከም ዘይክእል ክፈልጥ ኣለዎ። ደም በዓል ሙሴ፡ ዮሃንስ፡ ኣፍወርቂ፡ ዶክተር እዮብ፡ መሓሪ ግርማጼን፡ ኣማኑኤል ፍላንሳ፡ ብጻይ ጐይትኦም ወዘተ ብከንቱ ዘፍሰሰ ሰውራ ገበነኛ ድዩ ኣይኮነናብ ክንዲ ምግላጽ ምንያ ኰለል ዝዓይነቱ ዘረባ የስምዓና እንተ’ልዩ መን ክቕበሎ ኢሉ ይሓስብ? ምናልባሽ ህግደፋውያንን ገለ ወይጦታቶምን። ንሳቶም’ውን ፈሪሖም’ምበር ብውሽጦምስ ነቲ ዝተፈጸመ ገበን ዘይፈልጡዎ ኣይኮኑን። ስለዚ፡ ኣድሓኖም ሓቂ እንተ’ለዎ፡ እዞም ንጹሃት እዚኣቶምን ካልኦት ኣሽሓት ንጹሃት ተጋደልትን ብኸመይ ተቐንጺሎም? መን እዩኸ ተሓታቲ፡ ህግሓኤ ኣብ ናይ ሰውራ ዕድመኡ ብንጽህናን ጅግንነትን ጥራይ ድዩ ዝግለጽ? ወዘተ ኣብ ዝብል ነጥብታት ረጊጹ’ስኪ ይግለጽ። ተሓታቲ የሎን፡ ዝተቐንጸሉ ንጹሃት ዜጋታት የለዉን፡ ወይ ከኣ ብገበኖምዮም ተቐንጺሎም ዝብል እንተ ኾይኑ ድማ እነሆ ሜዳ እነሆ ፈረስ። ኣድሓኖም ዝኣክል ናይ ሕጊ ምሁር (ምህሮና ኣይግበሮ)፡ ጸማም ሓደ ደርፉ ከም ዝብሃል ብኸምዚ ኣገባብ (ዲሲንፎርመሽን) ክብል ጥራይ እናወዓለን ሰብ እናዘንጠለን ታሪኽ እነግር ኣለኹ ክብለና ከሎ መስኪናይ! ስራሕ ስኢኑ ወይ ተላኢኹ ጥራይ ኢና ንብሎ። በጃኻ ቍሩብ ዝብላዕ ተዛረብ ዝብል ምኽሪ ድማ ንልግሰሉ። ኣብ ደድሕሪ ሓሙሽተ ደቒቕ ዲሲንፎርመሽን ምባል ድማ ናይ ጥዕና ኣይኮነን። ዶስ እታ ቃል ሕጂ እዩ ፈሊጡዋ?

  • weygud July 6, 2013

    Stefano Temelso, I couldnot agree more! Very good comment. Poor Adhanom, seems still active PFDJ member. He tried to go around the bush like DIA to hide facts, however , he is exposing his ulterior motives. For curiosity, could you please tell me how many times he repeated the word”disinformation?”.

  • Lilay July 6, 2013

    Hi Godefa,

    Write som some thing which clear and readable. You mix everything. Your title is one and you write other thing.

    I have head what Tesfay said but it is all unbelievable. He told us about 70 but the important thing for us is the situation from 2001 forward. He was eating and drinking with Iseyas while G-15 taking the life and death decision for dmocratic eritrea. So he should shame to talk about Beraki non sence things. Who is he hby way? why don’t he protest as all heros at the right time. He escapes and talks non sence ” FOX”.

    He talks about all martyrs of 70 and blame them and lifts the upp Isseyas. So if you like what tesfay is saying so what do you become agingst Isseyas.. You should have to see it clearly. He attacks Adhanom then you are nojd. We don’t care abour Adhanom or Mesfin or Abdela adem or wedi menkerios.Those who go back to eritrea to sacrify their life in such a awya that every eritrean to laern bravery

  • ahmed saleh July 6, 2013

    Godefa
    There are a lot of things to said it loud but unfortunately majority of Eritreans prefer to neglect what
    they saw and what they heard except few courageous among of us . Isn’t that shameful ?

1 2 3 4

POST A COMMENT