ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን – በዓል 8 መጋቢት 2017
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V በዓል 8 መጋቢት 2017 ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ ሓቢረን፥ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V
Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V
በዓል 8 መጋቢት 2017
ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ምስ ኩሎም ንዲሞክራስን ማሕበራዊ ማዕርነትን ንምንጋስ ዝቃለሱ ሓቢረን፥ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ንዕለት 11.03.2017 8መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ንምዝካር ይዳለዋ ኣሎዋ። እዛ መዓልቲ እዚኣ ሰብኣዊ መሰልን ጾታዊ ማዕርነትን ብከምይ ይረጋገጽ ብዝብል ንናይ ሓባር ተርድኦ ከነጥሪ ትጽውዓና መዓልቲ ሰለ ዝኮነት ሎሚውን ኣብ ዛልባው ኒድ ንክንራከብ ብኽብሪ ንጽውዕ።
መራክቢ ቦታ
ዛልባው ኒድ
Saalbau Nied
Heinrich-stahl str 3
65934 Frankfurt
ካብ ሰዓት 15:00 ድሕሪ ቀትሪ እዩ።
ንመሰልና ባዕልና!!!
ብድሐን ምጽኣ/ኡ