Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብርዒን ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ

ባኒ ንሰራሒኣ ሃባ፡፡ የማን ጸጋም ዘየገላብጥ ምስላ ዓረባውያን ኢዩ፡፡ ዘድልየካ ዘሎ ባኒ እንተኾይኑ ፍቶ ጽላእ ንሰራሒ ባኒ ክትህቦ ኣለካ፡፡ እንተስ ቆርሚሙ እንተስ ሸርሚሙ ባኒ ክህበካ ኢዩ፡፡ ንኻልእ እንተ ሂብካዮ ግን ባኒ ዝበሃል ኣይክትረክብን ኢኻ፡፡ እዚ

ባኒ ንሰራሒኣ ሃባ፡፡ የማን ጸጋም ዘየገላብጥ ምስላ ዓረባውያን ኢዩ፡፡ ዘድልየካ ዘሎ ባኒ እንተኾይኑ ፍቶ ጽላእ ንሰራሒ ባኒ ክትህቦ ኣለካ፡፡ እንተስ ቆርሚሙ እንተስ ሸርሚሙ ባኒ ክህበካ ኢዩ፡፡ ንኻልእ እንተ ሂብካዮ ግን ባኒ ዝበሃል ኣይክትረክብን ኢኻ፡፡ እዚ ምስላ’ዚ ንኹሉ ኣብ ዘዝገጥሞ ልዓቱ ስኹዓዮ፡፡  ንኹሉ ዘዝኽእሎ ሃቦ፡፡ ነፍሲ ወከፍ መን ምዃኑ መልክዑን ልክዑን ክፈልጥ ኣለዎ ንምባል  ኢዩ ተመሲሉ፡፡  እቲ ፋሕ ኢላ ውን ክሕዝ ዝፍትን ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ግን ባኒ ንሰራሒ ባኒ ኣይህብን ኢዩ፡፡ እቲ ምኩርን ወሓለን ሰራሒ ባኒ ብህግደፋውያን እሙን ኣይኮነን፡፡ ህግደፋውያን  ብዓቢኡ  ባንን ሰራሒ ባንን ውን ኣይደልዩን ኢዩም፡፡ ባኒ ዘድምጽ፡ ባኒ ዝብል መዝሙር ወግሓ ጸብሓ ዝዝምር ሕንጻይ እንተረኺቦም እኹል ኢዩ፡፡ እቲ ምንታይ ሕመረት ስነ ሓሳብ ህግደፍ ዘየለ ከምዘሎ ምምሳል ኢዩ፡፡ ብተስፋ ትሓድር ነብሲ፡፡ ግን ከኣ ዘይጭበጥ ተስፋ፡፡

እቶም ነዚ መዝሙር እዚ ብዝግባእ ክዝምሩ ዝኽእሉ ተባሂሎም ብህግደፍ መጽናዕቲ ተገይሩሎም ዝተረጋገጹን ዝተሓረዩን መናእሰያት ህግደፍ ኢዮም፡፡ ባኒ ዋላ ከም ሓርኢ ተመን ሽታ ማይ እንተኾነ ባኒ ኢሎም ስለ ዝደረፉ ከም ማና ካብ ሰማይ ዝፈስስ  ዝመስሎም የዋሃት፡፡ ነቶም ደርፊ ዘውጽኡ ዘይኮንኩ፡ ነቶም ደርፊ ዝደግሙ መናእሰያት ህግደፍ እየ፡፡ እቶም ኣውጻእቲ ደርፊ ብረብሓ ምስ ህግደፍ ተሸረኽቲ ኢዮም፡፡ ስለ ዝኾነ ንኽነብሩ ክሕስዉን ክውሽልኹን ኣለዎም፡፡ እቶም ደርፊ ዝደግሙ ሕንጻያት ግን ይዋእዮም ሸታሕ ኢሎም ዓፍራ ዝረገጹ ኢዮም፡፡ ኩልና ብኡ ስለ ዝሓለፍና ምሕረት የውርደሎም፡፡ ወጽዓ ወገናቶም ዝርኢ የዒንቲ፡ ኣውያት ኣሕዋቶም ዝሰምዕ እዝኒ ይሃቦም፡፡

ኣብ ግዜና ከምዚ ናቶም ብማዕዶ ብወንጭፍ ዘይኮነ ብስብከት ህግደፍ ተታሊልና ብሂወትና ውን መስዋእቲ ኮይና ሰንኪልናን ከርቲትናን ኢና፡፡ እቲ ዳሕረዋይ ብግርህናና ንመዓንተሪ ህግደፍ ዝገበርናዮ ኣበርክቶ፡ ከፊልካ ዝምለስ እንተዝኸውን ክንመልሶ ዓይንና ኣይምሓሰናን፡፡ መስዋእትና ስንክልናና ከርተትና መሰወዲ ህግደፍን መቕተሊ ወገናትናን ስለ ዝነበረ፡፡ እዚ ንኽሕደት ካብ ዩሁዳ ዘይፈለ ስርዓት ግን፡ ንዝመልስን ዝኸፍልን ኣበደን ዝብልን ኣሕቢሩ ስለ ዝቐትል ኣብ መቓብሩ ጸሊም ዕንበባ ምንባር ጥራይ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመታት ህግደፍ ዘታለለና ተወሪርና መብጽዓ ጀጋኑ ስውኣትና ነኽብር  ብዝብል ምስምስ ኢዩ፡፡ ከምዚ ሎሚ ህግደፍን ሱዳናውያን ራሻይዳን ተሻሪኾም ኤርትራውያን መናእሰያት ናብ በደዊን ሸይጦም ኮላሊቶምን ጸላም ከብዶምን ክዝረፉ ግን ኣይነበረን፡፡ ከምዚ ሎሚ እንተዝኸውን ብፍጹም መንፈስ ቁዱስ ኣብ ገድኑ ኣይምኾናን፡፡

ፍልልይና ምስቶም ኣናብስ ማዕዶ መናእሰያት ህግደፍ እዚ ኢዩ፡፡  ንሕና መቕተሊ ወገናትና ስሑል ካራ ንህግደፍ ኣይነቐብልን ኢና፡፡ መሳሰይ ንግብረ ኢኪት ህግደፍ ክልተ ካብ ሚእቲ ኣይንግብርን ኢና፡፡ ብቕትለት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ከበሮ ህግደፍ ሒዝና ኣይንድብልን ኣይንዕልልን ኢና፡፡ ብኣንጻሩ እኳ ድኣ ንሓዝን፡፡ ኣውያት ወገናትና ናብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ነቃልሕ፡፡ ኣብቲ ዝጸንከረ እዋን ናይ ሂወት መስዋእቲ ኣብ ዝሕተተሉ ዝነበረ ግዜ ግን ኣለና ብምባል ንመስዋእቲ ዝተቐረብና ንሕና ኢና፡፡

ያጀምዓ ስርዓት ህግደፍ ዕቡድ ድዩ ጽሉል ምፍላጡ ውን ይጽግመካ ኢዩ፡፡ ብሂወቱ መስዋእቲ ዝኾነን ዝሰንከለን ሕጂ ውን ብኽልተ እግሩ ኣብ ዘንድድ ረመጽ ረጊጹ ምስ ሞት ክጋፈጥ ተቐሪቡ ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ ገዲፉ፡ ናይ ላዕሊ ከም ዝሓመመ  ሰማየ ሰማያት ዝጥምት ስርዓት ህግደፍ ጥራይ ኢዩ፡፡  ኣብ ኢዱ ዝነበረ ጽሩይ ወርቂ ናብ ንሃስ ዝቐየረ እዚ ቀታልን ዓማጽን ስርዓት ጥራይ ኢዩ፡፡ ኣቦታትና ክምስሉ ካብ ጸባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይ ጨባ ኢዮም ዝብሉ፡፡ ህግደፍ ነቲ ሓፊስ ልግዐ ጸባ ባዕሉ ቀቲሉ ጠስሚ ክረክብ ዘይከኣለ፡ ካብ ማይ ጨባ እንታዩ ከውጽእ ዝህቅን ዘሎ…….?  ማይ ጨባ ሕቖኖ ጎጽጉጾ ካብ ማይ ጨብኡ ኣይሓልፍን ኢዩ፡፡ ነገረ ህግደፋውያን ግን ተገምጥሎ ኢዩ፡፡

ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተው ዓመታት ሚሊየነም፡ ኢሳይያስ ዝመርሖ ቀታሊ ስርዓት ህግደፍ ታሪኽን ጅግንነትን እቲ ናይ ጽንኩር እዋን መንእሰይ ደምሲሶም ብዘይነበረን ዘይወዓለን ክምስርሕዎ ኢዮም ፈቲኖም፡፡ ታሪኽ ጀጋኑ ምድምሳስ ኣሰራቱ ምጥፋእ ዝተኻሕንሉ ክፍኣት ስለ ዝኾነ፡፡ ቀዳሞት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዝሰርሕዎ መስተንክራዊ ጅግንነት ኣብ ከውሊ ተሓቢኦም ብዝኸረሙን ብዝሓገዩን ተዃሉ ተዘሪፉ ኢዩ፡፡ ስንኩላን ኲናት ተጋደልቲ ጅግንነቶም ተጠሊሞም ሓንቂቕኩም ብምባል ብተመልከተለይ ተረሺኖም ኢዮም፡፡  ጀጋኑና ከዳዓትን ተሳዓርትን ተባሂሎም ክውንጀሉ ዓይንና ዝረኣዮን እዝንና ዝሰመዖን ግርንቢጥ ኢዩ፡፡ እቶም ንሻድሻይን ሰላሕታን ወራራት ዘፍሸሉ፡ ንኦፐሬሽን ናደውን ፈንቅልን መሪሖም ጸላኢ ዝደምሰሱ፡ ንናጽነት ኤርትራ ጋህዲ ዝገበሩ ሓርበኛታት ሕልፈቶምን መስዋእቶምን ኣብ ሸላታት ዒራ ዒሮ ኮይኑ ኢዩ፡፡ ብዓቢኡ ድማ መብጽዓን ጭረሖን ጀጋኑና ተጠሊሙ ኢዩ፡፡ ዓወት ንሓፋሽ መላገጺ ህግደፋውያን ኮይኑ፡፡ ሓፋሽ ህዝቢ እና ጨፍጨፍካን እና ረገጽካን ኣብ ጥራይ ጎልጎል……..

መለበሚ ናይግበርካ መለበሚ ናይኽላእካ ኢዩ፡፡ እዚ ናይ ጽንኩር እዋን መንእሰይ ህግደፍ መን’ዩ ግርም ገይሩ ፈሊጥዎን ኣስተማቂርዎን ኢዩ፡፡ ህግደፍ ይሁዳ ኢዩ፡፡ እዚ ናይ ጽንኩር እዋን መንእሰይ ሎሚ ብህግደፍን ስብከታት ህግደፍን ኣይዕሾን ኢዩ፡፡ ኣይሂ ናይ መዳፍዕ ቡምባታት ኣብ ዝባኑ ከጽሕይ እንከሎ፡ ካብ ሞትን ወረ ሞትን ርሒቖም ሂወቶም ኣብ ከውሊ ብዘማዕቆቡ ወረጃታት ማዕዶ ጅግንነቱን ዘሕብን ታሪኹን ክዝረፍ ድማ፡ ኣየፍቅድን ኢዩ፡፡ እቲ ምንታይ ህዝባዊ ግንባር ንሱ ኢዩ፡፡ ሃገር ብመስዋእቲ ጀጋኑ ተረኪቡ ንባዕሉ ውን መስዋእቲ ከፊሉን ሰንኪሉን ዕድመ ልክዑ ከርቲቱን ኢዩ፡፡

የግዳስ እዚ ዝበላዓሉ ጻሕሊ ዝሰብር ካሕዳይ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ናይ ጽንኩር እዋን ኤርትራዊ መንእሰይ ሓንሳብ ሓተላ ሓንሳብ ማዳ ሃገር ክብልዩ ተሰሚዑ፡፡ እንተኾነ ግን ላህመትን ወለላን ጽራይን ንሱ ኢዩ፡፡ እዚ ግሊያነት ህግደፍ መሪርዎ እግሩ ናብ ዝመረሖ ዝበታተን ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ ንሱ ኢዩ ህዝባዊ ግንባርን መተካእታ ህዝባዊ ግንባርን፡፡ ህግደፍን መናእሰያት ህግደፍን ግን ኣይኮነን፡፡ እቶም መናእሰያት ህግደፍ ኢና ዝብሉ ክኾኑ መሰሎም ኢዩ፡፡ መናእሰያት ናዚ ሂትለር ኢና እንተበሉ ውን ዝኽልክሎም የለን፡፡ እቲ ምንታይ ሰብ ከከም ባህርያቱ ካብ ጨና ሱዳን ላምባ ይፈቱ ኢዩ ነገራቱ፡፡

እንተ እቲ ህዝባዊ ግንባር ግን ንዋናታቱ ግደፉሉ፡፡ ህዝባዊ ግንባር መላእ ህዝቢ ኤርትራ ጀጋኑ ደቁ ዝኸፈለሉ ናይ ጀጋኑ ውድብ ኢዩ፡፡ ህዝባዊ ግንባር ናይቶም ብተመልከተለይ ዝተረሸኑ ስንኩላን ሓርነት ውድብ ኢዩ፡፡ ህዝባዊ ግንባር ናይተን ውዕለት ምግዳለን ተጠሊመን መካይን ክሕልዋ ንፓርኪን ዝተፈርዳ ዋዕሮታት ውድብ ኢዩ፡፡ ህዝባዊ ግንባር ናይቶም ኣብ ዒራ ዒሮ ዝሓቐቑን ዝሐቁ ዘለዉን ሓርበኛታት ውድብ ኢዩ፡፡ ህዝባዊ ግንባር ናይ ዝገዓሩ ዘይኮነ መስዋእቲ ናይ ዝኸፈሉ ጀጋኑ ውድብ ኢዩ፡፡ ሕድሪ ጀጋኑ ዝተቐበለ ድማ እዚ ባርነት መሪርዎ ኣንጻር ህግደፍ ተላዒሉ ዘሎ ናይ ጽንኩር እዋን መንእሰይ ኢዩ፡፡ ልዕልዚ ህዝባዊ ግንባር ክኸውን ዝፍትን ግን እንድዒ……..

እቲ ናይ ክፍኣት መሃንድስ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ህግደፍ የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ዘይንቡር ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ካብ ማህጸን ወጻኢ ክምስርሕ ኢዩ ፈቲኑ፡፡ ብሑጋ ድማ ተካእቲ ህዝባዊ ግምባር፡፡ ትደልዮኦሞ ይዝንግዓክን ኢዩ ነገሩ፡፡ ዘይንቡር ጥንሲ መናእሰያት ህግደፍ ብረዒን ከም ዝኸውን ሃንደስቱ ውን ኣዳዕዲዖም ዝፈልጥዎ ሓቂ ኢዩ፡፡ እቲ ምንታይ ብሂወት መስዋእቲ ክኸፍል ቁሩብ ስለ ዘይኮነ፡፡

ይቕጽል…………

ሚኪኤል እምባየ (ኣራንቺ)

Aranchi03@yahoo.com

michealaranchi@gmail.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
28 COMMENTS
  • dekiabat March 19, 2013

    What do you mean Eritrean government is not better than The Jewish government? The jewish people are not barbaric and are not our enemies. Infact it is the Arabs , the muslim rashaida and buduins are the barbaric. You said KAB YEHUDA THEYFILE SIRAAT. Let me tell you it is the jewish government holding our people safely and it is the Egyptians, Libyans, Tunisians ,Saudis, Yemenis are raping , torturing killing in a barbaric way. Arabs are well known for their barbaric behaviour. What is happening in Sinai and other arab countries even with African and asian women domestic workers in arab countries very vicious and barbaric. Who would kill a new born baby with a knife infront his mother? Who turned our women into lesbians in Sinai, who did the gang raping for hours ? its only the arabs.

    • Mahamuda Danaba March 20, 2013

      Dekiabat you are wrong…rashaida couldn’t represent Muslims…we couldn’t say all Muslims are perfect..but one thing u have to know is they are Eritreans and deployed by the regime in Asmara to generate income and foreign exchange for the survival of the regime…it is not the rashaida who are trading through it..
      so we have to blame the super mafia before the employers in it..
      Actually i agree with Michael in the point you disagree with..look what the Jews of Israel is doing to the innocent Palestinians since 1976…look how they treating Eritrean people and all African refugees while their was no country called Israel before it was created by refugees.

      • Paradiso March 20, 2013

        Arab Rashaydas and Arab Bedewins are not the only criminals. Arab doctors, Arab Egyptians, Arab Sudanese, Arab Libyans and yemenis … are all abusing and killing Eritreans.
        Eritreans must be fools and idiots to expect any good will from the Arabs and the Arabic world except to be used as condoms and as their human-body-organ spare parts. While the many black African Arabized moslems are shunned as slaves or Abeed in the Arab world as the Akhdams of Yemen, Abeeds in Saudia, Zanjis in Iraq, Abeed-Nubi in Egypt, and the worst names under the book in Libya.
        The funniest story ever invented by some retarded Eritreans say: “We are Arabs/ naHnu Arabi …”
        Here is what bastard Arabs do: ” 3) Eritrean refugees are also detained incommunicado and under harsh conditions at the following prisons:

        Salma prison (near Tripoli) – 81refugees

        Al-Khums (near Tripoli) – no numbers available

        Al-Kufra – Over 300 refugees

        Sabha – around 1,200 refugees

        Zuwara – no numbers available

        Thousands of Eritreans and blacks are living as I write in Arab slavery. Here is a documented evidence by radio Netherlands.
        http://www.rnw.nl/english/article/yemen%E2%80%99s-hidden-slaves

        Slavery is still being practiced in parts of Yemen, with men, women and children all falling victim to the practice. And according to local human rights activists, the government would prefer to simply sweep the problem under the carpet.

        An investigation by the Wethaq Foundation, based on six months of field studies, has revealed 190 cases of slavery in three provinces in the north west of the country. The organisation also found evidence of people being bought and sold, and its report is raising questions about just how widespread slavery is in Yemen.

        Yemeni Human Rights Watch had already documented its first case of enslavement in 2008, when activists found evidence of a slave being traded for around 2.000 euros. The case was discovered via local documents used to register real estate which included the phrase: “the slave Qenaf, son of slave Sara, was legally purchased”.

        • ahmed saleh March 21, 2013

          Mohomuda
          I suspect the one you respond to and the one who follow after you respondent is the same coward
          person disguising himself like innocent commentator , I know him and I deal with him .
          My problem is why not come with real names if you insist to join us in principle .

          • Harnetna 2013 March 21, 2013

            Ahmed
            when ever Rashaid,Beduims and Arabs are mentioned you are totally against the person who mention that. I suspect you are religious and regionalist. Arabs are more close to you than your country christain men and women. WE know the root problems could be the regime, but you can not say that Arabs are not involved or not killing us or the people killed are by HGDF. that is made you ridiculous and one of the gangs.

          • Paradiso March 21, 2013

            Ahmed,
            you have to be a bastard coward Abeed, instead of commenting on the crimes of the bastard Arab Libyans who are murdering, raping and enslaving Eritreans, you came out to hurl insults on me with your stinking mouth.

        • Amir Ali March 21, 2013

          Do you think everything you have said is true? Idon’t so but there are Eritreans whom they are involved in this brutal and digusting business. And whether you like or not we are Arabs and they are ROOTS. But you should blame Your people and Your regime for everything what happened to our people. We’ve live with the Arabs side by side with out problems fo ages butthis new incident is related with this our current problems. I know the Rashayeeds, Badawins but I have never seen yhe ibvolved in a business like this. This all what going on in Sinai, Sudan by Fellow Eritreans not Arabs.

          • Amir Ali March 21, 2013

            Do you think everything you have said is true? I don’t think so but there are Eritreans whom they are involved in this brutal and digusting business. And whether you like or not we are Arabs and they are our ROOTS. But you should blame Your people and Your regime for everything what happened to our people. We’ve live with the Arabs side by side with out problems fo ages but this new incident is related with this our current problems. I know the Rashayeeds, Badawins but I have never seen yhe ibvolved in a business like this. This all what going on in Sinai, Sudan by Fellow Eritreans not Arabs.

          • ahmed saleh March 22, 2013

            Do me favor guy if you want my response . COME OUT WITH YOUR REAL NAME then I might feel
            comfortable to know whom I’m talking too .
            A coward by nature can not face the truth but only to hide from responsibility . Just keep
            calling names and putting fingers to the wrong people by disguising to confuse readers .
            Since I join this forum needlessly to use multiple pen-names for no reason . How can I trust you .

  • ኣንበሳ እቶን March 19, 2013

    ኣብ ጸጒሪ ስንጠቓ ኣቲኻ እቲ እሾኽ ዳንዴር ቃልሲ ሻዕብያ ህግደፍ ብምውላዱ፣ንህዝባዊ ግንባር ከም ፍሩታ ፓፓዮ ጌርካ ከተቕርቦ እናፈተንካ ነዞም ኣርኣያኦም ንሕና ዝኾንና መንእሰያት መዝሙር ህግደፍ እንተደገሙ ንምንታይ ንፈርደሎም።ኣተሓሳስባና መታን ነቲ ብላሽ ዕላማ ኮለል ዝበልናሉ ውድብ ታሪኽና ከነጸብቕ ነገራት እናቐባእና እናጋነና___ ነቶም ዩኒቨርሲቲ ተምህሮም ዝነበረት ናይ ብረት ምቕጥቃጥ (መካኒክነት)ስለ ዘይብሉ ግዲ ኾይኑ፣ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሓድሽ ዕምባባ (ኣዲስ ኣበባ) ምእንታኹም ተቓሊስና ኢሎም ዓጸባ ዘውረሱና መምጻእቲ ጭንቂ እንድሕር ከም ጀጋኑን ሰብ ዕላማን ጌርካ ተቕርቦም ኰንካ ንመንእሰያትና ብዘይርኤ ላማ ጌርካ ኩላሊቶም ምውሳድ ይመስለኒ ኣነ።ኣረኣእያና ኣብ ሓቃዊን ተግባራውን እንድሕር ኣመርኲስናዮ ሰዓብቲ ንረክብ።ህዝባዊ ግንባር ብህግደፍ ተጨውዩ ግን፣ ድያብሎስ ብሰይጣን ተጨውዩ እዩ ዘስምዕ።
    ምስ ከበሬታኡ

    • ziyadahaki@yahoo.com March 21, 2013

      ኣራንቻታ ኣዝማሪኖ ብዘይቀልዓለም ጠፊእካና ነዞም ፓፓጋሎ ዝገደፍካሎም የብልካን፡፡
      ብወገነይ ብራሕ ምኣኸሎም በሃላይ ኢየ፡፡ ማይ ጨባስ ኣኽቢድካሎም ኣራነቻታ ዘግረይት!!

    • ዝኸበርካ ሓው ኣንበሳ
      ርኢቶኻ ኣንቢበዮ፡፡ ንሳልስቲ ውን ሓሲበሉ፡፡ ኣራንሺ እንተዘይ ተጋግየ እቲ ተጋዳላይ ዝተሰዋኣሉ ዝሰንከለሉ ዝኸርተተሉ መትከላት ብዉሑዳት ሰባት ተጨውዩ ኣብ ባርነት ከም ንኣቱ ኮይና ኢዩ ዝብል ዘሎ፡፡ወሲኹ ውን ህዝባዊ ግንባር ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊት ስድራቤት ውሉዱ ዝኸፈለሉ ቃልሲ ንናጽነት ኢዩ ክብል ብንጹር ኣቐሚጡዎ ኣሎ፡፡ ብመሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ነጻነትና ከም ዘረጋገጽና ድማ ንሕበነሉ ታሪኽ ኢዩ፡፡ ስወኣትና ክስውኡ እንከለዉ ንመትከላት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ኣሚኖም ኢዮም ተሰዊኦም፡፡ ብርግጽ ከምቲ ኣራንሺ ኢልዎ ዘሎ ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ እናበሉ ኢዮም ተሰዊኦም፡፡ ንሶም ሓሊፎም ሓፋሽ ክሓልፈሉ ክርህወሉ ክወግሓሉ፡፡ መብጽዓ ስውኣትና ድማ ተጠሊሙ፡፡

      • ዝኸበርካ ሓው ኣንበሳ
        ብርግጽ ህግደፍ መቐጸልታ ህዝባዊ ግንባር ኢዩ፡፡ ኣራንሺ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ዝጸሓፎን ዝበሎን ከምኡ ኢዩ፡፡ ህግደፍ ከም ዓንበደረቦ ካብ ሰማይ ኣይነጠበን፡፡ ህዝባዊ ግንባር ውን ብተመሳሳሊ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተፈንጪሉ ዝወጸ ውድብ ኢዩ፡፡ ተጋድሎ ሓርነት እንተሪኢና ውን ውግእ ብረት ምልዓል መቐጸልታ ፖለቲካዊ ቃልስን ሓጎጽጎጽን ስለ ዝኾነ ካብቲ ዝነበረ ዝተፈጥረ ውድብ ኢዩ፡፡ ቀጻልነት ሂወት ናይ ሰባት ሰንሰለትን ሓደ ዝጀመሮ እቲ ካል ይቅጽሎ እቲ ዳሕረዋይ ይፍጽሞ፡፡ ግን ኣራንሺ ዝብሎ ዘሎ ከምቲ ንጾጉሪ ኣብ ክልተ ምስንጣቕ ዝበልካዮ ብግቡእ ውን ክትምርምሮ ኣለካ በሃላይ እየ፡፡ ኣነ ስንኩል ተጋዳላይ እየ፡፡ ዕድል ረኺበ ካብ ሃገር ወጺአ ኣብ ስደት ኣለኹ፡፡ ከማይ ዝኣመሰሉ ስንኩላን ድማ እቲ ስርዓት ይጭፍጭፎም ኣሎ፡፡ ክስዋእ ክብል ከለኹ ንመትከላት እቲ ውድብ ስለ ዝኣመንኩሉ እየ፡፡ መትከላት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገነት ዘንብር ራእይ ስለ ዝነበሮ፡፡ ከይፈለጥና ምሳና ምስቶም ገንሸል ክንከውን ተቐሪብና ዝነበርና ቆርበትና ዝተኸድኑ ቶዃሉ ምንባሮም ግን ኣይፈለጥናን፡፡ እዞም ተዃሉ እዚኦም ከኣ ኢዮም መትከላት ህዝባዊ ግንባር ዝረገጹ፡፡ ንሶም እቶም ሕጂ ህግደፍ ዝብሉ ዘለዉ፡፡
        ምስ ኣኽብሮት

  • Selam March 20, 2013

    My brother/sister dekiabat,

    ይሁዳ እቲ ንክርስቶስ ዝከሓዶ ወደመዝሙሩ ዝነበረ ኢዩ። እይሁድ(Jew)ግን ተኸታሊ ሃይማኖት ህዝቢ እስራአል ኢዩ።

    • ahmed saleh March 20, 2013

      What difference make skin color , religion or whatever rather the deeds . Either it is HGDF,
      Israel , Bodowins and others who violate our people are criminals concerning our cause . So
      why all the fuss out of cowardice .
      By the way to honor the FORTO OPERATION of braverly to defeat fear must apply In our forum in
      ASSENNA to everyone feel proud to come out with real name . For those by showing
      cold shoulder not to respond to their comments .

  • ahmed saleh March 20, 2013

    Aranchi
    Nice to read your article again , you had been missed for a while .

  • yonas kidane March 20, 2013

    ኣራንሺ-ጠፊእካና ኣይትዝሐል
    ጽሑፍካ ከም ጨና ኣዳም ፎሲ’ዩ ንደገፍቲ ህግደፍ ድማ መርዚ

  • Paradiso March 20, 2013

    Arab Rashaydas and Arab Bedewins are not the only criminals. Arab doctors, Arab Egyptians, Arab Sudanese, Arab Libyans and yemenis … are all abusing and killing Eritreans.
    Eritreans must be fools and idiots to expect any good will from the Arabs and the Arabic world except to be used as condoms and as their human-body-organ spare parts. While the many black African Arabized moslems are shunned as slaves or Abeed in the Arab world as the Akhdams of Yemen, Abeeds in Saudia, Zanjis in Iraq, Abeed-Nubi in Egypt, and the worst names under the book in Libya.
    The funniest story ever invented by some retarded Eritreans say: “We are Arabs/ naHnu Arabi …”
    Here is what bastard Arabs do: ” 3) Eritrean refugees are also detained incommunicado and under harsh conditions at the following prisons:

    Salma prison (near Tripoli) – 81refugees

    Al-Khums (near Tripoli) – no numbers available

    Al-Kufra – Over 300 refugees

    Sabha – around 1,200 refugees

    Zuwara – no numbers available

    Thousands of Eritreans and blacks are living as I write in Arab slavery. Here is a documented evidence by radio Netherlands.
    http://www.rnw.nl/english/article/yemen%E2%80%99s-hidden-slaves

    Slavery is still being practiced in parts of Yemen, with men, women and children all falling victim to the practice. And according to local human rights activists, the government would prefer to simply sweep the problem under the carpet.

    An investigation by the Wethaq Foundation, based on six months of field studies, has revealed 190 cases of slavery in three provinces in the north west of the country. The organisation also found evidence of people being bought and sold, and its report is raising questions about just how widespread slavery is in Yemen

    Yemeni Human Rights Watch had already documented its first case of enslavement in 2008, when activists found evidence of a slave being traded for around 2.000 euros. The case was discovered via local documents used to register real estate which included the phrase: “the slave Qenaf, son of slave Sara, was legally purchased”

  • ShawleyMeley March 20, 2013

    Selam Aranci, I enjoyed it!! Thank you.

  • emanuel March 21, 2013

    deki abat zereba konachilka nseb ab hashewye ketetu aytfetn BIVA MICEAL EMBAYE{ARANSHI)

  • Tewolde March 21, 2013

    Nice article! succinct with beautiful tigrigna proverbs and analogies.

  • wedimeshal@yahoo.com March 21, 2013

    ብርዒንቶ ኣንቱም ብርዒንቶ
    ስጋ የሕዋትኩም ትበልዑ ከም እንቦቲቶ
    ደም የሕዋትኩም ትሰትዩ ብተፈይቶ
    ኣራንሺ በለኩም ብርዒንቶ
    ብርዒንቶ ብላሽዩ ብቐደሙ ኮንቶ
    ዝሸወተ ዘበላሹ ዝናብ ጸያቒቶ
    መናእሰያት ህግደፍ ብርዒንቶቶቶቶቶቶቶቶቶቶቶቶቶ…

POST A COMMENT