ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን) ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘካየዶ ምይይጥ ብኣባላት ፓርላማ ዝቐረቡ መደረታት – 2ይ ክፋል
ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ናይ ሕ/ሃገራት ዝመዘዛ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ስርሓ ጸብጻብ ብዛዕባ ኤርትራ ምስ ኣቕረበት፡ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን) ብዕለት 10/06/2015 ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ተዘራሪቡን ተመያይጡን’ዩ። ህዝቢ ንኽፈልጦ ብምባል ቀቀንዱ ብትግርኛ ነቕርቦ
ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ናይ ሕ/ሃገራት ዝመዘዛ መርማሪት ኮሚሽን ናይ ስርሓ ጸብጻብ ብዛዕባ ኤርትራ ምስ ኣቕረበት፡ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን) ብዕለት 10/06/2015 ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ተዘራሪቡን ተመያይጡን’ዩ። ህዝቢ ንኽፈልጦ ብምባል ቀቀንዱ ብትግርኛ ነቕርቦ እነሄለና።
neftalem June 16, 2015
Un should do something for the people sake