ስኒት: ማሕበር ኤርትራውያን ካናዳውያን ደቀንስትዮብወግዒ ምስ ህዝቢ ተፋልጣ።
ስኒት ማሕበር ኤርትራውያን ካናዳውያን ደቀንስትዮ ብ16ነሓሰ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ብወግዒ ምስ ህዝቢ ተፋልጣ። ኣብቲ ነታ ማሕበር ምስ ህዝቢ ናይ ምልላይ ስነስርዓት ካብ ሮቸስተር (ኒውዮርክ)፣ ዊኒፔግ፣ ኦታዋ፣ ኪችነርን ካልኦት ከተማታትን ንሰዓታት ተጓዒዞም ዝተረኽቡ ግዱሳት ዜጋታት ዝተሳተፉ
ስኒት ማሕበር ኤርትራውያን ካናዳውያን ደቀንስትዮ ብ16ነሓሰ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ ብወግዒ ምስ ህዝቢ ተፋልጣ። ኣብቲ ነታ ማሕበር ምስ ህዝቢ ናይ ምልላይ ስነስርዓት ካብ ሮቸስተር (ኒውዮርክ)፣ ዊኒፔግ፣ ኦታዋ፣ ኪችነርን ካልኦት ከተማታትን ንሰዓታት ተጓዒዞም ዝተረኽቡ ግዱሳት ዜጋታት ዝተሳተፉ ክኾኑ እንከለዉ፣ ጽሓፊት ናይታ ማሕበር ወ/ሮ ኣበባ ኣብርሃ መደረ ኣስሚዓ።
ኣቶ ገዛኢ ሓጎስ ነታ ኣብ ዊኒፔግ ዝመደበራ ጉጅለ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራውያን ካናዳውያን ወኪሉ፣ “ካብማሕበርስኒትእንታይንጽበ፣ኣሳልጦምእንቲክህልዎ ኣበየኖት ንጥፈታት ኣተኲራ እንተሰርሐት ይሓይሽ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ግዝያዊ ሓበሬታትን ኣድልዪ ሓሳባትን ኣቕሪቡ። ንሱ ንኣታዓራቒ ባህርያት ደቀንስትዮ ኣመልኪቱ፣ “ከምቲኣደታትኣስመራነተንኣርባዕተዝበኣሳዝነበራዓድታትዘተዓረቓስኒትድማንዓባይቶረንቶውድባትንማሕበራትንኣስሚራምስምሉእካናዳተስምርክትከውንብልቢይምነየላ” ኢሉ።
ኣብቲ መደብ ካብ ከተማ ኦታዋ ዝገሹ ሓርበኛ ተቓላሳይ ኣቦና መሓመድኑር ዲጎልን ካልኦት ግዱሳት ዜጋታትን ንሓድነት ዝምልከት ምኽርታት፣ ናይ ደገፍ መግለጺታትን ርእይቶታትን ኣስሚዖም። ብዘይካ’ዚ ንተራ ደቀንስትዮን ሓድነትን ዘንዘባርቑ ግጥምታትን ዋዛ ምስ ቁምነገርን ከምኡ’ውን ድምጻዊ ጂጂ ነቲ መደብ ኣማዕሪጎሞ ኣምስዮም።
ብሓፈሽኡ ኣብታ ምሸት ጎሊሑ ዝተራእየ ነገር እንተነይሩ ኤርትራውያን ንሓድነት ዘለዎም ክቱር ባህጊ፣ ኣብታ ማሕበር ዘለዎም ልዑል ትጽቢትን ሰናይ ትምኒትን ኢዩ።
ahmed saleh August 22, 2014
“Eritrawian ni hadnet zelewom
kutur bahghi ” .
You said the truth but it requires efforts and dedication to fight the
forces which keep dividing us .
Because at the end we are the only victims who paid the price .
WAHSNA AB HADNETNA ZITEMORKESE MUKHWANU
KINIAMN NAY KULUNA HALAFNET
YIHATET , NUSU TIRAH ZEYKONE
ABOTATNA ZIGHEDEFULNA KUBUR
BAHLI DIMA IYU AHWAT DEKI ADEY
death in vain August 23, 2014
I am proud of our sisters.
nasir August 23, 2014
let them support around the world snit becouse u can’t live them u can;t live with out them
Sarah OGbay August 23, 2014
Dear members of SNIT.
I would like to congratulate you and wish you all the success in the world! rest assured all Eritrean women are on your side, behind you, in front of you all the way to UNITY, JUSTICE AND DEMOCRACY!!!!!!!! I am so proud of you great ladies. It is high time we stand for unity and action!
Sarah OGbay August 23, 2014
Dear members of SNIT.
I would like to congratulate you and wish you all the success in the world! rest assured all Eritrean women are on your side, behind you, in front of you all the way to UNITY, JUSTICE AND DEMOCRACY!!!!!!!! I am so proud of you great ladies. It is high time we stand for unity and action!
Medber August 23, 2014
Ajoken SINT,
Kulu Eritrawi beaken tahgisu, but watchout of those Hegdfawyan.