ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ምምሕዲር ቤት ጽሕፈታቱ ኣቝሙ
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ድሕር’ቲ ካብ 21-30 ሕዳር 2011 ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ካብ ዝውዳእ ኣትሒዞም ንህዝቢ መግለጺታት ክንህብ እኳ እንተጸናሕና፡ ንሸውሃትን ህንጢትን ህዝብና ኣዕጋቢ ይኸውን ከምዘይነበረ ግን ብህዝብን ፈተውቲ መራኸቢ ሓበሬታታን ተገንዚብናዮ’ሎና። እዚ ድማ
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ድሕር’ቲ ካብ 21-30 ሕዳር 2011 ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ካብ ዝውዳእ ኣትሒዞም ንህዝቢ መግለጺታት ክንህብ እኳ እንተጸናሕና፡ ንሸውሃትን ህንጢትን ህዝብና ኣዕጋቢ ይኸውን ከምዘይነበረ ግን ብህዝብን ፈተውቲ መራኸቢ ሓበሬታታን ተገንዚብናዮ’ሎና። እዚ ድማ ስራሓትና ብስሉጥን ህዝባውን ብዝኾነ ቅርጻ ንምስራዕ ፈጻሚት ሽማግለን፡ ባይቶን ዞባን ጽዑቕ መጽናዕትታትን ምውኽኻሳትን ክግብር ስለ ዝጸንሐ ኢዩ።
እዚ ክግበር እንከሎ ግን “እቲ ህዝቢ’ውን እንታይ ይግበር ከምዘሎ ክትሕብሩ ኔርኩም” ዝብል ስክፍታታትኩም ከኣ ቅኑዕ ምዃኑን ንዝመጽእ ግዜ ድማ እዋናዊ ዝኾነ ሓበሬታ ብምሃብ ክንእርሞ ምዃናን ከነፍልጠኩም ንደሊ። ኣብዚ ሎሚ ሰንበት 5, የካቲት 2012 ብኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኣቶ ተወልደ ሃብተሚካኤልን ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላን ዝተማእከለ ኣኼባ’ዚ፡ ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ብደሞክራስያዊ መንገዲ መሪሕነቱ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ኣቝሙ ከምዘሎ ክንሕብር ንፈቱ።
- ዶር. ኣፈወርቂ ጳውሎስ ኣቦ መንበር
- ፈውዝያ ሓሰን ም/ኣቦ መንበር
- ሃይለማርያም ተስፋይ ዋና ጸሓፊ
- መሓመድ ኑር ደጎል ዋና ጸሓፊ
- ክፍለዝጊ ገብረመድህን ሓላፊ ምምሕዳራውን ፋይናንሳውን ጉዳያት
- ኣማንኤል ሕድራት ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት
- ወልደየሱስ ዓንደማርያም ሓላፊ ጉዳያት ሜድያን ሓበሬታን
- ተኽላይ ኣብርሃ ሓላፊ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት
- ኣበባ ኣብርሃ ሓላፊት ጉዳያት ደቀንስትዮ
- ተስፋጋብር ኣጽብሃ ሓላፊ ጉዳያት መንእሰያት
እቶም ኣብ ታሕቲ ኣስማቶም ተዘርዚሮም ዘለዉ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ፡
11. ጀሚል ኣማን 14. ኢሳቕ የሕደጎ 17. መሓመድ ሳልሕ መጃውራይ 20. ሱለይማን ዑንቱራ 12. ወልዱ ገብራይ 15. ሰሚራ ሳልሕ 18. መንግስ ምሕረታብኣብ 21. ህይወት ገብረሚካኤል 13. ተስፋጋብር ኣብርሃ 16. ህይወት ዮሃንስ 19. ገብረህይወት ተወልደብርሃን
ከኣ ኣብተን ኣብ ላዕሊ ተጠቒሰን ዘለዋ ቤት ጽሕፈታት ሽማግለታት ተዘርጊሖም ክሰርሑ ምዃኖምን፡ ካብ’ዚ ንድሕሪት ከኣ ኩለን ቤት ጽሕፈታታትን ሽማግለታተንን ብሓባር ንመላእ ሰሜን ኣሜሪካ ብምውፋር ኣኣብ ዓዱ ናይ ባይቶ ሽማግለታት ኣቝሞም ናብ ውሽጢ ዘሎ ተቓላሳይ ህዝብና ወኒ ብዘለዓዕል መንገዲ ክሰርሑ ምዃኖም ንህዝቢ ንሕብር።
ዓወትን ራህዋን ንውጹዕ ህዝብና!!
ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ
Wadbahar February 8, 2012
Appointment of members in the National Assembly is a dangerous pathway that should be avoided altogether, irrespective of any attempt to justify it. There should not be any compromise on the decisions of the National Congress. I am not against the person appointed but against the precedence created and the basic principle violated from day one. I doubt it very much if there is a provision that gives the Chairman the power to appoint members, and absolutely so without the collective decision of the National Assembly. Isn’t there a waiting list set by the National Congress to be resorted to when necessary? Where is transparency and accountability we sing about while we erode major decisions slowly by a single strike of a pen? Isn’t this like dropping the decision of the National Congress with the right hand and picking up our personal discretion with the left? Brother Salih Qadi’s principled position was perfectly right and highly valued, but the explanations given focused on the peripheral issues and were deviating; did not address the core one. If there were cases to be considered, there is a long list to be reviewed objectively; not focussing on a single person. When are we going to learn doing things fairly? Next century?
hggum brhan February 10, 2012
that is fanny,by the the way who is thier YMANE GEBRAB?kkkkkkkkk EWAY MAAT
simon haile February 10, 2012
1.ዶር. ኣፈወርቂ ጳውሎስ 2.ፈውዝያ ሓሰን 3.ሃይለማርያም ተስፋይ 4.መሓመድ ኑር ደጎል 5.ክፍለዝጊ ገብረመድህን
6.ኣማንኤል ሕድራት 7.ወልደየሱስ ዓንደማርያም
8.ተኽላይ ኣብርሃ 9.ኣበባ ኣብርሃ 10.ተስፋጋብር ኣጽብሃ
The same people the same names in different positions. How many positions this people can they hold? Do they have full time job like normal hard working people? Do they have family to look after? How can they divide their time?
May god save Eritrean from her selfish children.