ምንቅስቓስ መንእሰያት ንለውጢ ዝብሃል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝመደበሩ ምንቅስቓስ ብ 6 ሕዳር ንዕላምኡን መድባቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣብ ኣስመራ ዘርጊሑ።
ምንቅስቓስ መንእሰያት ንለውጢ ዝብሃል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝመደበሩ ምንቅስቓስ ብ 6 ሕዳር ንዕላምኡን መድባቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣብዘን ዝስዕባ ከባቢታት ኣስመራ፣ ማለት ኣብ ኣብያተ ትምህርታት ከባቢ መደበርን ሓድሽ ዓድን፣ ኣኽርያ፣ ሓዝሓዝ፣ ጎዳይፍ፣ ማይ ጭሆት፣ ገዛ ባንዳ
ምንቅስቓስ መንእሰያት ንለውጢ ዝብሃል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝመደበሩ ምንቅስቓስ ብ 6 ሕዳር ንዕላምኡን መድባቱን ዝገልጽ ጽሑፍ ኣብዘን ዝስዕባ ከባቢታት ኣስመራ፣ ማለት ኣብ ኣብያተ ትምህርታት ከባቢ መደበርን ሓድሽ ዓድን፣ ኣኽርያ፣ ሓዝሓዝ፣ ጎዳይፍ፣ ማይ ጭሆት፣ ገዛ ባንዳ ጥልያንን ሓበሻን፣ ቲራቨሎን ዘርጊሑ ሓዲሩ።
ቅዳሕ ናይቲ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ እንሆ።
Kombishtato November 8, 2013
ሕጂ ግርም።
t November 8, 2013
That don’t make a change may be makes it worst;cut his neck if u want a real change.
Selam November 8, 2013
Fantastic!!! Finally, I see light down the dark tunnel.
anbessa debub November 9, 2013
አጆና ሀይካ ክንዕወት ቀሪብና ኢና
Bir November 8, 2013
tebelaxi tebeges hagiz
Rahwa November 8, 2013
Yes!!! I am in now, that is the best way to bring change, change from within. I hope it will be the beginning of the end of the dictator.
ahmed saleh November 8, 2013
It is time to respond to the call for change . For our young’s life have been cruel and challenging to effect
their future. Our people inside the country sacrificed
enough to demand a justice system which respect and
recognize the suffering paid to Eritrea issues .
Enough is enough and somebody got to stop the nonsense
ghezai November 8, 2013
meriruna menesayat aykonen felesty adey etay deki 4 amet kolu keman hgi klaalu eyom
hanetay November 8, 2013
agewgew izis hikmi derho iyu!!!!!!!
Ganshera November 9, 2013
ሇበዋን መጠንቀቕታን፡
ኩለኹም ኣባሊት ፖሉስ፣ ኣባሊት ሃገራዊ ዴሕነትን
ካሌኦት መንግስታዊ ትካሊትን ኣካሊት ህዝቢ
ብምዃንኩም ኣብ ሌዕሉ ህዝብኹም ንዝወርዴ ዘል
ኣዯራዕን በዯሌን ዯው ከተብለዎ ንሊቦ። ከም
ውሌቀሰባት “እንታይ ገዯሰኒ፣ በዒሌ ግዜ እየ፣ ንእዋኑ
ዘይጥቀም” ኢሌኩም ኣብ ሌዕሉ ህዝብን መንእሰያትን
ግፍዕን ብዴዏን ትገብሩ ዘሇኹም፣ ሌቢ ኣዕቢኹም
ኣእዲውኩም ክትእክቡ፣ መጋበርያ ናይዚ ጨካኒ
ስርዒት ካብ ሙኻን ኣብ ሓጺር ግዜ ክትእዯቡ
ንጽውዕ። ኣብ ጎዯና ጥፍኣት እንተቐጺሌኩም ግን፣
ጽባሕ ንጉሆ፣ ኣብ ሌዕላኹም ቀጥታውን ተዘዋዋርን
ስጉምቲ ክውሰዴ ምዃኑ ንሕብር።
Do not expect to be kind (generous) staff members of Hagerawi dhnet(NSA) and police.In particular with NSA do not expect to be co-operant with oppressed people.From now onward What Can I comment it is better to disclose their names so that everybody to know and take care of them like the one in Lampedusa disclosed spies of YPFDJ Sirak Bahlibi and Tedros( I forget his father name) in Websites. In any moment that we get chance just it is better to kill them(NSA)either with knives,sword or bullet anything which is available like even stones.
Truly Truly i say to you November 9, 2013
ነዚ ካብ ላእሊ ተገሊጹ ዘሎ ኣገዳሲ መልዕኽቲ፣ ዘምን ብዝፈጠሮ ኮምፒተራዊ ቴክኖሎጂ ብምጥቓም፣ ከምኡውን ካልኦት ተውሰኽቲ ጭርሆታትን ጎስጛሳትን በተወሳኺ ብምጽሓፍ፣ ኣብ ሙሉእ ከተማታት ኤርትራ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ፣ ሕዝባዊ መራኸቢ ጎደናታት ፣ ፋብሪካታት ኮነ ቤት ጽሕፈታት፣ ኣብ ቤት ብልኢ ኮነ መስተታት፣ ኣብ ኣበይቲ እዳጋታት ኮነ ቤተ መቅደሳት፣ ኮታ ኣብ ኩሉ ሕዝባዊ መራኸቢታት፣ ሕዝቢ ነቲ መልዕኽቲ ነቢቡ ንሕዝባዊ ናዕቢ ንክላኣል ዘኽእልዎ ጭርሆታትን ጹሑፋትን ጎስጛሳት ብብዝሂ ክዝርጋህ ኣለዎ።