“ምስ ዓበኹ”
ምስ ዓበኹ ምስ ለበምኩ ምስ ዓበኹ ምስ ጎበዝኩ ምስ ዓበኹ ምስ በጻሕኹ ምስ ፈለጥኩ ምስ ሓተትኩ ነፍሰይ ነገረኒ ከም ተጋገኹ ኣይትሕተቱ ዝብሉ ምስ ሰማዕኹ ምንባር ደአ እንታይ ትርጉሙ በልኩ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Hilna_Solomon.pdf"]

ምስ ዓበኹ ምስ ለበምኩ
ምስ ዓበኹ ምስ ጎበዝኩ
ምስ ዓበኹ ምስ በጻሕኹ
ምስ ፈለጥኩ ምስ ሓተትኩ
ነፍሰይ ነገረኒ ከም ተጋገኹ
ኣይትሕተቱ ዝብሉ ምስ ሰማዕኹ
ምንባር ደአ እንታይ ትርጉሙ በልኩ።