ምልክታ ንደለይቲ ለውጢ ኖርወይ
ምልክታ ንደለይቲ ለውጢ ኖርወይ ጽላል ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኖርወይ ካልኣይ ጉባኤኡ፡ ንዕለት 25.10.2014 ቀዳም ሰዓት 08፡00 ኣብ ከተማ በርገን ከካይድ ስለ ዝኾነ፡ ኩልኻትኩም ጸረ ህግደፍ ዝኾንኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣብቲ ጉባኤ ብኣካል ክትሳተፉ ይኹን ብመልእኽቲ ርእይቶኹም ክትሰዱ
ምልክታ ንደለይቲ ለውጢ ኖርወይ
ጽላል ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ኖርወይ ካልኣይ ጉባኤኡ፡ ንዕለት 25.10.2014 ቀዳም ሰዓት 08፡00 ኣብ ከተማ በርገን ከካይድ ስለ ዝኾነ፡ ኩልኻትኩም ጸረ ህግደፍ ዝኾንኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣብቲ ጉባኤ ብኣካል ክትሳተፉ ይኹን ብመልእኽቲ ርእይቶኹም ክትሰዱ ከም ትኽእሉ እናፍለጥና፡ ብውልቀ ይኹን ንከባቢኹም ወኪልኩም ክትሳተፉ እትደልዩ ሰባት ኣቐዲምኩም ቲኬት ክትቈርጹ ንላበወኩም።
ብደሓን ምጽኡ
ኣካያዲት ኮሚቴ
mahta September 27, 2014
Semie bela men ametsegan bzey hgi ntnebr hager esub hgdef aykonkan keybleka eka. Ksur. Trufo
Tamrat Tamrat September 27, 2014
The day pfdj looses its monopoly of its influence on eritrean People in Norway is the day eritreans win over pfdj in Eritrea. But right now being eritrean in Norway is a shame. People run from pfdj and live by the rule of pfdj in NORWAY. Can you blieve this?
How does pfdj do this? Simple infiltrates the religion centers, controlling the non politcal eri-centers, immigration Office therough transletors and social wrokers, etc.
sandro September 28, 2014
good job justice seekers!