ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ብፕሮፖጋንዳ ንምትላል ውዲታዊ ድራማታት ናይ ምስራሕ ኣመል ከምዘለዎ፡ ኣባል ሓለዋ ሰውራን ጸጥታን ኣብያተ ማእሰርትን ዝነበረ ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ ንድምጺ ኣሰና ሓቢሩ።
ካብ ግዜ ገድሊ ኣብ ሓለዋ ሰውራ፡ ከምኡ ውን ድሕሪ ናጽነት ከም ኣባል ስለያን ኣብያተ ማእሰርትን ንተመክሮኡ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ብፕሮፖጋንዳ ኣታሊሉ ፖለቲካዊ ዒላማታቱ ንምውቃዕ፡ ማእሰርትን
ካብ ግዜ ገድሊ ኣብ ሓለዋ ሰውራ፡ ከምኡ ውን ድሕሪ ናጽነት ከም ኣባል ስለያን ኣብያተ ማእሰርትን ንተመክሮኡ ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ቃለመጠየቕ ዘካየደ ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ብፕሮፖጋንዳ ኣታሊሉ ፖለቲካዊ ዒላማታቱ ንምውቃዕ፡ ማእሰርትን ቅትለትን ዘጠቓልል ውዲታዊ ድራማታት ናይ ምስራሕ ኣመል ከምዘለዎ ኣገንዚቡ።
ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ ኣብቲ ሰፊሕ ቃለመጠየቕ፡ ንተንኮላትን ውዲታትን ስርዓት ኢሳይያስ ብኣብነታት ኣብ ዝገለጸሉ ኣጋጣሚ፡ ኣብዛ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተባሒታ ዘላ ኤርትራ፡ “ ዘይተሰምዐ እምበር፡ ዘይተገብረ የለን” ኢሉ።
ቀዳማይ ክፋል ቃለመጠየቕ ታጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ፡ ጽባሕ ረቡዕ መደብ ራድዮ ኣሰና ተኸታተሉ።
Kokeb Abraham March 6, 2013
Ezi chekan dictator issayas jeganuna hardu wediuuwom . Dem Seb settyu zeytsegib gannin. Lomi nezi shifts siraat zeymeketo eritrawi gebenenna kikewn alewo. Ngebenenna mdigaf ewn geben slezikine .
Kilite mot. March 6, 2013
iseyas chekan ayikonen hade bojbaj iu weyo dia kabu zigedena rekibu imber.bojbaj kia weyley ferah ayihazka ko zibihal..
salma a. March 8, 2013
yekenyelna haw Said! eseyasn tenkolatun xbuk gerka akalikayom. wditatu beabnet gerka xbuk gerka abrihkayo. xbuk srah iyu qexlo. Assenna wn ajokum kemzi aynet aflto zelewom sebat endarekebkum neti meshmishu zelo wlke melaki gudu awxuwo.
wdket nwlke melaki
awet nwuxue hzbi Ertra
selam berhe March 8, 2013
zgerm iyu. hade eseyas n3 million Ertrawyan nenihdhdna enanakote ygezana alo. nhina ena dkumatn ayashun mber nsus srhu iyu zserh zelo. nhna Ertrawyan kulu dkum atehasasibatat wegidna hzbn hagerna kidmi kulu seriena nhade hizbn nhanti Ertran kisab zeytelaalna ab zihaxere gze bzey hager kinterf mkuana ayeteratirn.