Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መንግስቲ ሱዳን ሎሚ ብኣሽሓት ዝግመት ህጹጽ ናይ ደገፍ ሓይልታት ሰራዊት ናብቲ ድሮ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊቱ ከም ተደራቢ ልኢኹ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ከባቢ ከሰላ ሓቢሮም።

መንግስቲ ሱዳን ሎሚ ሰንበት 14 ጥሪ ድሕሪ ቀትሪ፡ ብኣሽሓት ዝግመት ህጹጽ ናይ ደገፍ ሓይልታት ሰራዊት ናብቲ ድሮ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊት ሱዳን ከም ተደራቢ ልኢኹ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ከሰላ ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ኣብቲ

መንግስቲ ሱዳን ሎሚ ሰንበት 14 ጥሪ ድሕሪ ቀትሪ፡ ብኣሽሓት ዝግመት ህጹጽ ናይ ደገፍ ሓይልታት ሰራዊት ናብቲ ድሮ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊት ሱዳን ከም ተደራቢ ልኢኹ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ከሰላ ሓቢሮም።

እቶም ምንጭታት ኣብቲ ባዕላቶም ዝሰኣሉዎ መረጋገጺታት ኣሰንዮም ዝለኣኹልና ሓበሬታ፡ ምስቲ ሰራዊት ዝመጽአ ቃፍላይ ከቢድ ብረታት ከሰላ ከይኣተወ ብጫፍ እታ ከተማ ናብ ዶባት ኤርትራ ክሓልፍ ከሎ፡ ብብርጌዳት ዝተወደበ ኣጋር ሰራዊት ኣብ ወተሃደራዊ መካይንን ተጻዒኑ ብማእከል ከተማ ከሰላ፡ ` ንኢሳይያስ ርእሱ ቆሪጽና ዶ ከነምጽኣልኩም ብህይወቱ` ኢሉ እናደረፈን እናፈከረን፡ ብህዝቢ ኣቀባብላ እናተገብረሉ ከምዝሓለፈ ኣረዲኦም።

እቶም ምንጭታት፡ ኣብቲ ብከሰላ ዝሓለፈ ሰራዊት ሱዳን ይኹን እቲ ኣብ ከሰላ ዝተቐበሎም ህዝቢ ርሱን ናይ ውግእ ስሚዒት ከምዝነበረ ብምጥቃስ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ዘሎ ሃዋህው ኣዝዩ ኣስጋኢ ኮይኑ ምህላዉ ኣገንዚቦም።

እዚ እትርእዩዎ ዘለኹም ሓጺር ቪድዮን ስእልታትን ኣብ ሓደ ካብ ቅርዓታት ከተማ ከሰላ እቲ ቃፍላይ ሰራዊት ሱዳን ደው ኣብ ዝበለሉ ኣጋጣሚ ዝተሳእለ እዩ።

ብኻልእ ወገን፡ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ሱዳንንካብ ዝርከብ ቁሸታት ኣብ ኮንትሮባንዳውን ጸጥታውን ሽርሕታት ተሳቲፍኩም ብዝብል ምኽንያት ልዕሊ 270 ኤርትራውያን ኣሲሮም ከምዘለዉ እቶም ምንጭታት ጠቒሶም።

ብዘይካ`ዚ ብወገን ኤርትራ ካብ ክፍለ ሰራዊታት ተዋጺኡ ኣብ ዶባት ተጸጊዑ ካብ ዝነበረ ሰራዊት በብውልቂ ድሮ 80 ኣምሊጦም ሱዳን ከምዝኣተዉ፡ ስርዓት ኢሳይያስ ነዚ ምስ ተገንዘበ፡ ነቶም ዝተዋፈሩ ክፍለሰራዊታት ንድሕሪት ስሒቡ፡ ነቲ ቦታ ንምሽፋን ካብ ምክትታል ዶባትን ሃገራዊ ድሕነትን ካልኦት ክፍለሰራዊታትን ዝተዋጽኡ ኣሃዱታት ኣሰሊፉ ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ሓቢሮም።

እዚ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ዘሎ ወጥሪ እንተዘይተዘሓሒሉ፡ ቀንዲ ግዳይ ዝኸውን እቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ብዝፈጠሮ ኩሉ መዳያዊ ቅልውላው ከበባን ድሮ ተሃስዩ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።

 

Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • Keren January 15, 2018

    The Arab wanabe “Abids” in the Sudanese leadership are singing an Islamic Jihadi song:

    “` ንኢሳይያስ ርእሱ ቆሪጽና ዶ ከነምጽኣልኩም ብህይወቱ ?` ኢሉ እናደረፈን እናፈከረን፡ ብህዝቢ ኣቀባብላ እናተገብረሉ ከምዝሓለፈ ኣረዲኦም።”

    Are the Arabs and their slavish Abids fighting each other? Not really a new idea.

  • Almaz January 15, 2018

    ተኽላይ
    ወልፊ ናይ ጸርፍን ምኑቛትን እንተለካ ተስፋ ኒውስን ማዶተን ዝበሃላ ክልተ ናይ ጸርፊ ማዕክናት ኣለዋኻ ናብአን ኪድ እንተደኣ ዓላማኻ ንኣሰና ክተመራስሕ ኮይኑ ሱቅ ኢልካ ኣይትድከም ህዝባውነት ኣሰና ነዊሕ ሱር ሰዲዱ እዩ ብሓደ ፎሽካል ልኡኽ ወልቀመላኺ ዝባኸን ኣይኮነን።

    • AHMED SALEH !!! January 15, 2018

      He knows better not to visit those sites because they have many commentators who
      speak the same derogatory languages . At least his arrogance found a place in here .
      Poor guy , born FOSHKAL will die FOSHKAL .

  • AHMED SALEH !!! January 15, 2018

    Either it is true or bogus information , No wonder Sudan government has a reason to feel unsecure
    based on Issaias background history of a sudden decision to invite armed conflicts with neighboring
    countries .
    It is unfortunate and scary scenario in regard the security of thousands Eritrean refugees inside Sudan .
    Can’t we learn a lesson of 1997 war and its consequences where Eritrean origin population in Ethiopia
    became victims to paid the prize ?
    What more lessons do they need to learn from constructive political approach of compromises and
    dialogue to settle their differences ?
    BELLO CHEFCHFO , ZERAF-ZERAF koyna terifa jegninet . Alem abey tirimsh ala nihna ghn…………………………….

  • simon January 16, 2018

    bi mejemeria hizbi eritrea wala dihri nezanet na hageru kimeles idel airekeben kab 1967 athizu hizbena ab sedet iu zelo sereat hgdf kindi bi hizbi zizareb ni 26 amet wejanedo sudan djoubuti do yemen inbele bi hizbi ertra yeshekalel alo betami zehziniu selezi imillion zikewen kab hizbi eritrea ab sudan alowegei mis SUDAN zigedede hizbina ab scheger kiatu iu kemti ab ethiopia hizbina zetewarede higi win indegena hizbia ab sudan kiwared iu inteze dictator kulu hizbi intetefe aigidison iu selatanu yetehalo terah.

  • Daniel January 17, 2018

    Hzbi Eritrea hamli eyu Eseyas afewerki kemdlayu eyu zgebro chenawi hzbi nmeselu zeykales hzbi Deku andatewedu suk elu zrei komshti hzbi Eritrea.

    • Tesfai January 17, 2018

      ቀጣፊ ሓሳዊ ፤ ንስኻን ዓባይካን ከይተርፈካ ኣብ ወጻኢ ተሓቢእካስ ፤ ኣብ ክንዳኻ ሙሽሙሽ ፤ ቆልዓ ኤርትራ እንደገና ክሞተልካ።
      ሓቂ ዘረባ ይሓይሽ ሰብኣይ ማለት ኣማኑኤል እያሱ እዩ። ገና ካብ ሕጻንነቱ ምስ ስድርኡ እተጋደለ ፤ ኣብ ስደት ውን እተራእዮ ዝዛረብ በዓል ቁምጣ ስረ ፤ ናይ ሕልና ሰብ። ካለኦት መብዛሕትኹም ሙሽሙሻት ሓሰውቲ ዕላማ ከንቶ ኢኹም።

Post a Reply to Daniel Cancel Reply