መንእሰይ ሜሮን ዘወልዲ ቤተ ሰባ ተናዲ
ሜሮን ዘወልዲ ይብሃል። ካብ ኤርትራዊ ዝሞቦቆሉ ኣቦይ ወላዲየይ ኣቶ ዘወልዲ የሕደጎ ገብረዮውሃንስ ገብረዝጊንብትውልዳ ኢትዮጵያዊት ዝኾነት ወላዲተይ ኣደይ ወይዘሮ ቡዙነሽ ሃይለ ወልዴ ብዕለት 06/06/1985 ዓመተ ምህረት
(ኣቆጻጽራ ፈረንጂ) ኣብ ሃገረ ኢትዮጵያ ከተማ ድረዳዋ ተወሊደ።